Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይሮቢ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ትማሊ ዘቃላሓቶ ዜና ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ተረጋጊጹ።

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ኣብ ናይሮቢ (ኬንያ) ተሸሪባ ከምዝተረፈት መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ( demo.archive.assenna.com ) ትማሊ 13 ታሕሳስ  ዘቃላሓቶ ዜና: ብቢቢሲ ን ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳን ሎሚ 14 ታሕሳስ ተረጋጊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT