ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሸፊልድ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሃለቑ ልዕሊ 330 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ብዝወሰድዎ ተበግሶ ንክብሮም ናይ ሽምዓ ምብራህን ካልእን ንቀዳም 30/04/2011 መደብ ኣዳልዮም ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ብዘይ ኣፈላላይ ናይ ሃይማኖትን ካልእ ካልኣዊ ውልቃዊ ፍልልያትኩም ኣወጊድኩም ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ ኣለኹም።
ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብኣንክሮ ክከታተሎ ከም ዝጸንሐ። ዝተፈላለየ መንስኤ ዘለዎ ፍልሰት ኤርትራውያን መንእሰያት። ኣብ ጉዕዞ ፍልሰት ስደቶም ክገጥሞም ዝጸንሔ ሽግር ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት።
ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤
ካብ ጀነራል ክሳብ ኮፕራል፣ ተጋዳላይን ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎትን፤ ብዝተፈላለየ ማዕረግን ሓላፍነትን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዕድመ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣብ ምድልዳልን፣ ስቅያት ገዛእ ርእስኻን ህዝብኻን ኣብ ምንዋሕን ብዘይ ድሌትካ ተዕወንውን ዘለኻ ጅግና ኤርትራዊ!
እዚ ሒዝናዮ ዘለና መዋእል፡ ኤርትራ ግዳይ ናይ ዝፈሸለ መንግስቲ ኮይና ኣብ ተኣፋፍን ኣሰካፍን ኩነታት ብምህላዋ፡ ተወሃሂድና ብልዙብ ምርድዳእ ሰሚርና፡ ህዝብና ካብቲ ዘንጸላልዎ ዘሎ ሓደጋ ውድቀት ከነድሕኖ፡ ካብን ናብን ክንጓየየሉ ዝግባእና ዘበን’ዩ።
ሰሚናር ኣብ ስቶክሆልም – ብሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ፡ (ኣካል ህጹጽ ጉባኤ ናይ መስከረም 2007 ): ኣርእስቲ ዘተ፡ ቅልውላው ኤርትራን፡ ግደ ፖለቲካውያን ሓይልታትን ! (ህግደፍን፡ ተቓወምትን)
ሰደኤ ጨንፈር ጀርመን ንህሉዊ ጸገማት ሰልፊ ደሞክራሲ እትፈትሕን ህጹጽ ጉባኤ ንምክያድ እተሳልጥን ፡መሰጋገሪት ኮሚተ ብምምራጽ ኣኼባኡ ብዓወት ኣቃኒዑ።