ህጹጽ መጸዋዕታን ለበዋ ንግዝያዊት ሃገራዊት ኮምሽንን ፖለቲካያን ውድባትን ማሕበራትን
እዚ ሒዝናዮ ዘለና መዋእል፡ ኤርትራ ግዳይ ናይ ዝፈሸለ መንግስቲ ኮይና ኣብ ተኣፋፍን ኣሰካፍን ኩነታት ብምህላዋ፡ ተወሃሂድና ብልዙብ ምርድዳእ ሰሚርና፡ ህዝብና ካብቲ ዘንጸላልዎ ዘሎ ሓደጋ ውድቀት ከነድሕኖ፡ ካብን ናብን ክንጓየየሉ ዝግባእና ዘበን’ዩ።