ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ 335 ስደተኛታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። March 29, 2011 9:05 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ቅድሚ ሰሙን ዝተበገሱ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝንገረሎም 335 ስደተኛታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ገለ ቤተሰቦም ምስኣቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስናይ ከቢድ ጭንቀትን ስግኣትን ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 335ሊብያምዃኖምሰሙንስደተኛታትቅድሚተፈሊጡ።ናብኣጥፊኦምኤርትራውያንከምዘለዉኩሎምካብክሰግሩዓዲዝተበገሱዝንገረሎምደሃይዳርጋጥልያን
ሶማሊላንድ፡ ኣብ ኤርትራ ተዓሊሞም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኣስታት 300 ተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሳጒጌ ትብል። September 15, 2010 10:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣዛዚ ሰራዊት ሶማሊላንድ ጀነራል ኤልሚ ሮቢለህ ፉሩር፡ ንጋዜጠኛትት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምዕላሞም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ብምዕራፍ ናብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ንዝፈተኑ ኣስታት 300 ኣባላት ተቓወሚ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ኣብ ከበባ ብምእታው ከምዝሃደኑዎም ገሊጹ፡ Continue reading POST TAGS: 300መንግስቲሶማሊላንድ፡ተቓወምቲተዓሊሞምትብል።ናብኢትዮጵያኣሳጒጌኣስታትኣብኤርትራክሰግሩዝፈተኑ
ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ። August 21, 2009 1:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ማእከላይሞይቶምስግኣትባሕሪተረጋጊጹ።ኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑከቢድካብካብኣቶምክሰግሩዝብልዝፈተኑየንጸላሉ።ግን
ምስሪ ናብ እስራኤል ክሰግሩ ዝሓዘቶም ኤርትራውያን በስገዳድ ናብ ኤርትራ መሊሳ ተባሂሉ። June 1, 2007 6:06 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብ ምስሪ ዝርከቡ ኤርትራውያን: ምስሪ ናብ እስራኤል ክሰግሩ ዝሓዘቶም 12 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ በስገዳድ ብምምላሳ ቁጠዐኦም ብምግላጽ፡ ኣህጉራውያንን ሃገራውያንን ማሕበራት ተጣበቕቲ መሰላት ንጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ምስሪ ዕቱብ ኣቓልቦ ክገብሩሉ ጸዊዖም። Continue reading POST TAGS: መሊሳምስሪበስገዳድተባሂሉ።ናብኤርትራኤርትራውያንእስራኤልክሰግሩዝሓዘቶም