Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ማዕቐብ፡መብዛሕቶም፡ቀዳሞት ዝኾኑ መሰላት ደቂ ሰብ ዘይኮነስ፡እቶም ብውሑዱ ክርከቡ ዝኽእሉ ናይ ነጻ ምንቅስቃስ፡ጽዒሩ ዝረኽበሉ፡ኣፍቂሩ ስድራ ዝምስርተሉ ኩነታት፡ካብ መንግስቱ እገዳ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን’ዩ ተበይኑ።

ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ።

GSትማሊ ሰኑይ 23 ለካቲት፡ ዝኾነ ሞባይል ቴለፎን ሒዙ ዝተረኽበ ኣባል ሰራዊት  “ሃገራዊ ክድዓት ከምዝፈጸመ ተሓሲቡ፡ ስጉምቲ ክውሰደሉ እዩ” ዝብል ከቢድ መጠንቀቕታ ዝተጻሕፎ ናይ ሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ክታም ዘለዎ ዘዋሪ መልእኽቲ ናብ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዝተመሓላለፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

Goitom

 

 

 

 ቪድዮ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ “ምንኣስ ናጽነት ተቐዚፉ” ጠውቑ

ኩሉ ምስሓለፈ ጥዑም’ዩ ::ደሃይኩም ኣይትሓባእ ብጾተይ ከማኹም እኳ ኣይተማሃርኩን እንበር ብእንግሊዝ ምጸሓፍኩልኩም ነይረ:: ብዝኾነ ከመይ ትኾኑ ደቂዓደይ ሰመረ ከሰተ:ወዲ በላይ: የውሃንስ ኣልማዝ ብሓቂ እየ ዝብለኩም እዚ ጽሑፋትኩም ኣብዚ ግዜ’ዚ ከተንጽባርቕዎ ኣይምተገበአን:: ተቓለስቲ ኢና ትብሉ በቲ ሓደወገን ከኣ ናሓድሕድኩም ትናጸዩ:: ዓገብ ግቡእ ኣይኮነን:: ያዕ በልዎ የኽፋኣልኩም’ዩ::

ኤርትራ ነቲ “ ኣብ’ ክራማት እኹል ማይ እንተዘይዘኒቡ ሕጽረት መግቢ ከጋጥም ይኽእል ‘ዩ” ዝብል ስክፍታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ “ ደጊም ንኤርትራ ረዲኤት መግቢ ካብ ካልኦት ሃገራት ኣየድልያን ‘ዩ” ብምባል ከምዝነጸገቶ AFP ካብ ኣስመራ ሓቢሩ።