መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡
መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Vacaro_milslu.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/North-America-Condolence-Wedi-Vacaro-1.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Condolence-_-Dr.-Tewelde.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ENSF-Vacaro.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Koln.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Iyob.pdf"]
ዘርኢ ሓድነት'ዩ! ኣደታት ዓዲ ገብራይ ብኸያ ሕዘና *ኣርካን ጠፊኡ ኣሎ ኣርማ ሓድነትና! *ክቡርን ሕፉርን ሰብ ኣደታት ኣስመራውን ብኸያ ሕዘና *ተጃር ሓሊፍ'ሎ ግርማ ከተማና! *ኣዝዩ ሃብታም ኣደታት ኤርትራ ብኸያ ሕዘና ኮኾብ ወዲቑ'ሎ ሓበን ናይ ሃገርና! ብፍላይ ኣስመራ ኣፍስሲ ንብዓትኪ ሬሳ ናይ ወድኺ ሓመድ ዘየልበስኪ እንታይ'ሞ ክትገብሪ *ኣብሊስ ገዚኡኪ *ሰይጣን ክሳዕ ትድበስስ ኣትርሪ ጽንዓትኪ! ኢንተር ኮንቲነንታል መርድእዶ ሰሚዓ ሰሚዓ'ወ ዝርንዛሕ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Dr-Tewelde_LON.pdf"]
ናብ ፍርዲ ከቕርብ ነዚ ገበነኛ ምስ ህዝቡ ኪቃለስ ኣንጻር ዓመጸኛ ስለ ዘይተራእየ ትማሊ ኣብ ቦሎኛ ደሃዩ ክንሓትት ሃለዋት ሓርበኛ! ወጽዓ ህዝብን ሃገርን ዘንቀሎ *ሰሃሮ *ሓልዮት እቲ ወፍሪ ሓድነት ትማል ዝጀመሮ ሃንቀውታ'ዚ ህዝቢ ሕድሪ ኪትግብሮ ደሃዩዶ ኣሎኩም ናይ ወዲ ቫካሮ? ህዝብና ከይጸንት ብመሬት ብባሕሪ ግዕዘ ህግደፋውያን ኮስቲሩ ከጽሪ ሃምበል ኪዛዝሞ ዝጀመሮ ወፍሪ ጥዕናኡ ይሓሉ ጎይታ ሰማይ ምድሪ! *ዘላሚ
ክትሓስቦ'ኳ ዘጨንቕ! "ወደይ ገበነኛ እንተ ኮይኑ፡ ከም ዓለሙ ፍረዶ! ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ እንተ ኴንካ ድማ ንቢተወደድ ወደይ ሳላ'ቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ ሰብ የለን! ህዝብና ድማ ብሩኽ'ዩ! ነጸላይ ገቲረ ቅለቱኒ ኢለ፡ እተን ትብለን ገንዘብ ከምጽአን'የ! ግዳስ ከም ዚሰረቐ ኣረጋግጸለይ'ምበር!" ክቡር ነፍሲሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ (ኣቦ ሓርበኛ ተጋዳላይ
ዝከበርኩም ድምጺ ኣሰና፡ ዝኸበረ ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ድምጺ ኣሰና ካብ እትጅምር ኣትሒዛ ሕቖ ህግደፍ ዝመሰሰት ድምጺ ውጹዓት ኮይና ትኸይድ ዘላ ድምጽና እያ። ንሕና ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከኣ ከም ቀደምና ኣብ ጎኒ ድምጺ ኣሰና ከም ዘለና ክንሕብረኩም ንደሊ። በዚ ምኽንያት፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/EFND-conference1_corrected.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Rottordam_lampedusa.pdf"] https://www.youtube.com/watch?v=-bgqOdFp7wg
ስርዓት ህግደፍ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃያማኖት ካብ ቁጽጽሩ ንከይትወጽእ፥ ንጳጳሳት ኣብ ዕጽው ግዛ ጅሆ ሒዝዎም ኣሎ፣ ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ናይ ገዳማትን ኣድባራትን ነቶም ክልተ ካድራት ድሕሪ ምብራሩ፥ እቲ ናታቶም ቦታ ካልእ ጥቕሚ ህግደፍ ዝሕሉ ኣብ ቦታ ዮፍታሄን ሃብቶምን ክትክእ፥ ነታ ቤተ ክርስትያን ከም ቀደሙ ክቆጻጸራ ላዕልን
እቶም ዘጽቀጥኩም ብኣ ጌራ ትሰድኩም Tesfamariam wel 16/10/2014 N0rway ኣይገርምንዶ ህግደፍ ከጽቅጥ ኣይናትናንዩሉ ንህዝቢ ክሽሕጥ ዓለም እና ረአ ባሕሪ ክገላበጥ ድሑር ስርዓት ጉዱ ክዓባብጥ ዝኸዱ ከይዶም ነይብሎም መላሲ ዘሕዝነኒ ዘሎ ናይ ህግደፍ ተቓላሲ ንዝሞቱ ጠሊሙ ንዘዕነዉ ወዳሲ ነዛ ሕማም ዚኣ ተሳኢኑዋ ፈውሲ ቲቪ ኤረ ብስቕታ ምስማዕኩም ዓገብ ክትብሉ ዘይምኽኣልኩም ርሑቕ ከይንብሎ ኣብ ቅደመኹም ዓለም ተናዊጻ ተገሪማ እናረአኹም ታይ ትብሉ ትዀኑ ብዉሽጥኹም ንፈልጥ
Due to clash of programming on the occasion of UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day, which are observed on the 18th of October, we regret to inform you that Assenna Foundation public meeting scheduled for the same day has been postponed . Assenna
PLS JOIN OUR MARCH "STOP HUMAN TRAFFICKING": Saturday 18th October 2014 on UK Anti Slavery Day and Europe Anti Trafficking Day. Dear Brothers and Sisters We, the lay faithful of St Daniel Comboni’s Cenacle of Missionary Prayer Group, based in Chiswick London, would like to invite you to join
ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ ተካፊልካ ቀሲንካ ክትሓድር ። እንተትምለስ ክትሰምዕ ዝብሉኻ ብገላዩ
ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Habte_poem.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Tsfagabir.pdf"]
ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ ብፍሥሐየ መብራህቱ ኣሲረ ኣሰርኩም ኣምሪሑ ናብ ማእሰርቲ ተጎተት ተስሓብ እንስሳ ማሕረድቲ ሓሳረ መከራ ተጎሊትኩም ርስቲ ዕድል ድዩ መርገም ታሪኽኩም ትንግሪቲ ደም ኪፈስስ ንቡርዩ ብእሾኽ ዕንቅፍቲ ሓሞት ምስዚፈስስ መዓንጣ ብልዕቲ ሱር ነቀል ህላዌ ጥፍኣት’ዩ መቕዘፍቲ ሃገር ፍለጡለይ መኅደር ዝብኢ በዓቲ? እምሮ ከይቀሰነ እነይረግእ ልቢ ልቢ ከይረግአዶ’ሞ ከይቐውም እግሪ ዓራርቦ ይወፍር ቀለብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/San_diago_Lampedusa.pdf"]
ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር - ዓዲ -ኢንግሊዝ ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/belex_abeba.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Anniversary-of-Lampadusa.pdf"]
The state of Eritrea is now in a dysfunctional status by all standards of measurement, and must be saved. When the Eritrean independence was realized in 1991, after over 30 years of torturous war with Ethiopia, hundreds of thousands of human lives and untold material values
Exile is not a solution In the days… weeks
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Memorial-berlin.pdf"]
ጋዜጣዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ጅምላዊ ህልቂት ላምፐዱሳ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣሜሪካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩሉ`ቲ ንፍትሒ፡ ንራህዋ፡ ንሰላምን ዕብየትን ሃገራዊ ክብርን ኢሉ ዝኸፈሎ ናይ ኣሽሓት ጀጋኑ ደቁ መስዋእትን ስንክልናን፡ ተጠሊሙ። ኩሉ ዝነበረ ብሩህ ባህግታቱ ጸልሚቱ፣ ኣብ ታሪኽ ደቂ-ሰባት ካብ ዘጋጥሙ ኣዝዮም መረርቲ
“መስከረም 18 መስክሪ” መስከረም 18 ዕለት ብናይ ቀትሪ ጸልማት፤ ንፍትሒን ሕግን ብቕሉዕ ዝተረግጸሉ ዕለት፣ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እከይ ክሕደት ዝተገብረትሉ ዕለት ኮይና ብብዙሓት ክትዝከር ካብ ትጅምሮ ሕጂስ 13 ዓምታ ኣኽቢራ። በቲ ሐደ ወገን ድማ ማዕረ ማዕረ መዕልቲ ተስፋን፣ ጽንዓትን ኮይና ሐዲሽ ምዕራፍ ናይ ሕቶ ኤርትራውያን
ቃል ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል ብመኽንያት 18 መስከረም 2001 ዕለተ ማእሰርቲ ሃዋርያታት ለውጢ ‘‘ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ዝኽሪ መበል 13 ዓመት ፣ልሳን ህዝቢ ኤርትራ ዝተዓብሰሉ ዕለት 18 መስከረም 2001። ዝኸበርኩም ግዳይ እዛዕለት ዝኾንኩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ንምድላይ በረኻ ዝወጸ ፣መሰልን ማዕርነትን ዘጋታት ንምርግጋጽ ፣ዴሞክራስያዊ ባህልን ሰብኣዊ ክብርን