Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝበይ ንድሕነትካ! ዕቡይ *ባልዋ ከሎ ቤትና ዝዝመተ   *ኣርሓ መፍለስ መሬት ኣብ ምውግሑ ሃገር ዘጸልመተ ብመሬትን ባሕርን ህዝብና ዘጽነተ ካብ ሱሩ ክንነቕሎ ብሓያል መኸተ ኢድን ልብን ኴንና ኣብ ክንዲ ንዛተ ዘርእና ነሀጉግ ገና ከይሸወተ! ብሓደ መሪሽና ቅርዓት ከይንረግጽ እቲ ዝዓንተረ ንድኹም ክጉዕጽጽ *ሓንዘር ብድኽመትና ከሽካዕልል ከላግጽ  *ቅንፍዝ ህዝብና ዝመርሖ ሽም ንህቢ ከይመርጽ ‘ኣይትሕለም!’ ኢሉዎ ተስፋ ንኽቖርጽ! ናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር

READ MORE

ቁምነገርዘይብሉ ቃለ-መሕተት ቁም ነገር ዘይብሉ ቃለ-መሕተት ዓመት ኣተወት ዓመት ወጸት ኣለኹ ማለት ትልኽ ፍሕትሕት ፍርቂ ነብስኻ  ኣብ ሞት ፍርቂ ነብስኻ ኣብ ህይወት::   እግሪ ተሸሚሙ እንክሎ ኣብ ደልሃመት ዓይኒ ሒዙ ቀሪቡ ክጽልምት ዓወንወን ኮይኑ ጠፊኡካ ኣንፈት ኣብ ገምገም ኰንካ ኣብ ኣፈፈት ብትዕቢት ተነፊሕካ ብንዕቀት ነውሪ ገዚኡካ ዕሽነት ሰናይ  ርሒቑካ ተዋሒጥካ  ብኽፍኣት ጭካነ ለቢስካ ጠፊኡካ ለውሃት ክትንዕቕ ትሑታት ከተንቋሽሽ ዕውታት ክትኣልም ትሓድር ክትፍሕስ ተንኮላት ከመይ ኢልካ ክትሕብሕብ ከተዐንግል ስኡናት ካብ እሾኽዶ ተቐንጢቡ ሸዊት ህዝቢዶ ከይረክብ ካባኻ ሓልዮት ፍጥረት ሰብ ዘይብልካ ርጉም ኣራዊት ተስፋ ኣቕቢጽካዮም ጠፊኦም ዕሸላት መኻናት ጌርካዮም መሳኪን ወላዳት::   መሰረት ኣልቦ ከንቱ መብጽዓታት ሓቂ ዘይርከቦ ብዘይካ ሓሶት ካብ ጁባኻ እናአውጽካ - እናኣበልካ ምሽት ፍጹም ዘተጻሕፈ ዘየሎ ኣብ ሰነዳት ማንም ዘይፈልጦ ዋላ ሚኒስተራት ዘተሓስበ ዘይተወጠነ ኣብ መደባት ካን ዘዝመጻልካ ስቕ ኢልካ ምህውታት ዒራ መን ከይሓትት ምስ ሓለፈት እዛ ዕለት ክግምግም ናይ ዝሓለፈ ክሓትት ጸብጻባት: ንግዜኡ ቶሽ ምባልዩ ብምዖሮ ብኻዕበት “በልስከ መልሲ ሃብ ብዝዕባ ኣባይቲ እንታይ እዩ መድብካ” ጀምረ ሓታቲ እና ኣንበበ ካብ ወረቓቕቲ ከይጋገ እናኣንቀጥቀጠ ከይኣቱ ቤት ማእሰርቲ:: ከም ቀደማ ሕጀዎን  ናይ ሓሶት ማሕፉዳ መሊኣ እያ ዘላ ግሩም ተሰጉዳ ከተቐብል ጀመረትፍጹም ከይደበዳ “ቅድም ንተጋደልቲ” ክስራሕ ኣለዎ ኣባይቲ ነቶም ዘገልገሉ ነቶም ውጽዓት ከርተት ዝበሉ ከምጽኡ ነጻነት ክንክሕሶም ኢና በዚ ሎሚ ዓመት ሓታታይ ኣስደሚምዎ ርእሶ ምንቅናቅ ግና ኣኽኢልዎ ብዝሃቦ መልሲ ኣዝዩ ከም ዝዓገበ ናብታ ትቕጽል ሕቶ ሰገረ ገለ ከየሶዓበ   ኣነሞ ቅጭ

READ MORE

ትምክሕቲ   ገሪሙና እንታይ ከ እዩ ጉዱ እቲ ትምክሕቱ መሊሱ ገዲዱ ዱቜ ዕረ እምብዛ ገዲዱ ብትዕቢቱ ሃገር ኣዋሪዱ መናእሰይ ኤርትራ ንጥፍኣት ፈሪዱ ዝጠፈአ እንተጠፍአ እንታይ ግዱ ዘሕዝነካ ናይቶም ዝወለዱ፡፡   እስከ ረኣይዎ እቲ ንዕቀቱ ኣብ ጣልቃ ዝኣቱ ሃገር እንዳማቱ ክኾልል ዝውዕል ግራት እንዳማቱ ሰረቕቲ ኢሉዎም ዘይዓሌቱ ዝቆጻጸር ገንዘብ እንዳማቱ ወርቂ ብሻ ኣበይ‘ዩ ዝኣቱ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ሓንጐሉ ሲሒቱ፡፡   ካብታ መጀመርታ ሓሸውየ ስበሃል የለን

READ MORE

ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ በደልን መከራን ብዓይኒ እቶም ምእንቲ ራህዋ ።

READ MORE

ምሕደራ ወዳኑ ባንዴራ ኣንበልቢለ ኣፈይ ዘይከፍተሉ ነጻ ሃገር ኮይነ ከም ሰብ ዘይኮርዓሉ ወደባት ወኒነ ንግዲ ዘይነግደሉ ኣብ ገዛእ መሬተይ ባርያ ዝኮነሉ ዝነኣሰት መሰል ከብደይ ዘይጸግበሉ ነዚ ድዩ ኣሻሓት ሂወት ተኸፊሉ ።   ምስ ምሉእ ኣእሙሮይ ምህሮ ተሓሪመ ናይ ጃምላ ትምህርቲ ብሓይሊ ተዓሊመ ብነጻ ከይዋሳእ ኣፈይ ተለጒመ ክሳብ መዓስ እዩ ከምዚ ተጸሚመ ።   ብናይ ዶብ ምሕንጻጽ ጅሆ ተታሒዘ ዓቕሊ

READ MORE

ህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገር ዋሽንግተንዲሲንከባቢኡን መእተዊ: ድሕሪ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ቃልሲ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ነጻነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ናብ ናይ መላእ ህዝቢ ሓርነትን ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ኣብ ክንዲ ዝትርጎም። ብሰንኪ ዓምጣሪ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ መላእ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ፣  መወዳእታ ዘይብሉ ባርነታዊ ኣገልግሎትን ሕሱም ጭኮናን። መንእሰያት ኤርትራ ንዝፈትውዋ ሃገሮም

READ MORE

  ንፈትሽ ንመራመር ዘዋጽኣና ንሕሰብ ብኣሊፍ ከይጠፋእና Tesfamariam W/giorgis 11/02/2014 Norway   ካብዚ ሕማቕ ዘመን ንምልቓቕ ምእንተ ድሕነት ህዝብና ንተዓረቕ ኣሕዋት ደቂ ሃገር ንምንታይ ንቛየቕ ልብና ሓደ ኸሎ ብፍላጥ ኣይንጸይቕ   እንሆ ሃገርና ናብ ጸድፊ ኣንጠልጢላ ትቑንዞላ ትሰሓል ስኣን ቁሊሕ ዝብላ ኣብ ልብናባ ንመለስ ከይጸደፈት ከላ ንስምረት ብሃንቆውታ እያ ትጽበ ዘላ   ወያኔኻ ገዲፍካ ኻልእ ወያኔ ምዉንጃል ሕሙማት ማለትዮም ወይ ከኣ ዓናጅል መራሕቶም 

READ MORE

8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 08.02.2014 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ  ንመላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብሩን ፍትሒዊ ስርዓት ንምትካል  ኣብ ዝካየድ  ዘሎ  ቃልሲ ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ሓድጊ ሰማእታት ኣሓተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዝኣትዋላን ቃልሰን ዘሔድሳላን መዓልቲ ደኣምበር፡ ንስለ ምብዓልን ሪምን ተባሂሉ ዝግበር ኣይኮነን። ስለዝኾነ ድማ

READ MORE

ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ንቀዳም ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ኣኼባ ክግበር ተዳሊዩ ኣሎ። ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ‘ዚ ክነዳሉን ህዝቢ ክንዕድምን ዘበገሰና ምኽንያት፡ ብኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ዝምራሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተዳሊዩ

READ MORE

ሶፊ! ዕልልቲ ኣገልጋሊት ምልኪ፡ ወይዘሮ ሶፍያ ተ/ማሪያም፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ መራኸቢ ብዙሃን ቀሪባ፡ “ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቕ ከም ዘሎ፣ ሃገር ብምዕባለ ትውንጨፍ ከም ዘላ፣ ሰባት ካብ ሃገሮም ዝወጹ ዘለዉ ድማ ብሰሪ ምልኪ ዘይኮኑስ ብሲ ኣይ ኤን (CIA) ወያነን ተጨውዮም ከም ዝኾኑ፣ እዘን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝብሃላ፡

READ MORE

ወዲ ዓሊ ጅግና ብፍረወይኒ ገርጊሽ ካብ ሳን-ፍራንሲስኮ ካሊፎርኒያ 19 ጥሪ 2014 ድሮ ዓመት ጌሩ ስርሒት ቅያኻ ከመይ’ዩታ ኔሩ ትብዓት ጅግንነትካ ታንክታት ኣምሪሕካ ፎርቶ ዝደየብካ እንታይ’ዩ ኸ ኔሩ ምስጢር ዕንቅፋትካ   ኣሻብ ወሲኖም ንበይኖም ክኸዱ ዘልሓጥሓጥ ዝኣመሎም ጥዑም ዝለመዱ ቃልሲ ናይ ሓርነት ከምኡ’ዩ መንገዱ ገሊኦም ንህዝቦም ብመስመር ዝኸዱ ገለ ሕድሪ ናይ ስዉኣት ፍጹም ዝኸሓዱ ብጮማ ብዊስኪ ክሳዶም ዘርጕዱ ኣይተዋሕጠሎምን ምሳኻ ክኸዱ ከምኡ’ዩ

READ MORE

ሽሂድ ፎርቶ ማሕሙድ ሳልሕ ሰኒ ትነብር ደቤራይ፡ ፎርቶ ለረሽመት ኣስመራ ማሌ ሓጥር ዐርጌካ፡ካዲብ ኣፍያትካ ሐድራ ወማሌ ውህር ፈግሬከ፡ ኢረምቃ ወኢአዳፈራ ወማሌ ኖራይ ወድቄካ፡ ኑር ወሳእየት በሸራ። በርቅ ወድቀዩ ፎርቶ፡ ኣምዕ’ላ ሸረፍ ወሓበን ሀጽፍ ሸበዩ ፎርቶ፡ ዝልም ወቀሀር’ግል ልድፈን መታዊ ዘብጠዩ ፎርቶ፡ ኣርደትና እግል ለጥህር ቃቀት ወድቀቶ ፎርቶ፡ ጽልመት እግል ትነውር። ጃህራይ ፈግረዩ ፎርቶ፡ ፍትሕ ወሐቅ

READ MORE

ፋርስ ኣርማ ፍትሒ! ሓየት ሰባር ራዕዲ ወዲ ዓሊ ጅግና ዓመትዶ ኣታ ኮይኑ ካብ ትፍለየና ፋርስ ኣርማ ፍትሒ ገንሸል ሓርነትና ቡቚልኻ ክንኩስኩስ ጭዃሮና ሒዝና ኣብ ውሽጥን ወጻእን ህዝብኻ ሓቢርና ሕድርኻ ክንፍጽም ንቃለስ ኣለና! ቀዛፊ ንጹሃን እዚ ርጉም *ደማሒ           *መላኺ ልሳንና ዓቢሱ ብሽበራ *ገብሒ              *ብፍርሂ እንካብ ዝሕይሮም ንደለይቲ ፍትሒ ዓመትዶ’ታ ኮይኑ ዓሰርተው ክልተ ወርሒ ትንፋስ ንኺረክብ ስልጣን መናውሒ ህዝቢ ይፈላሊ ኣሎ

READ MORE

ኣንታ ወዲ ዓሊ፣ ሰባር ፎርቶ ዓመትካ ‘ምበር ኮይኑ ካብ ትሰናበቶ ነቲ ቅርዓት ሕሱራት ውርደት ዘጸልመቶ ነቲ ደንበ እሱራት ፍትሒ ዝሓርበቶ ሃገር ህዝቢ ኸሎ ሓደ ዝብሓቶ፣   ሕንቅልሕንቅሊተይ ዘቕረብካዮ ሕቶ መልሲ ከምዘይረኸበ ዘስልጡ መጓቶ የርድኣካ ‘ለኹ ናይ ዝባን ክትፈልጦ፣ ንስኻ ኸ ‘ታይ ኣለካ ወረ ናይቲ ትሕቲ መሬት ንኣካልካ ዝወሓጦ?   ረኺብካዮም ዶ፣ ነቶም ዝቐደሙ መሬት ከይሃምም ጉድጓድ ዝሰጠሙ ዓንዲ ማእከል

READ MORE

ንመበል ቀዳማይ ዓመት ጅግንነታዊ ስርሒት ፎርቶ- ጥሪ 21 2013 ንምዝካር፡ ንዕለት 26 ጥሪ 2014 ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ (ENDF) ዓውደ-ምይይጥ ኣዳሊዩ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ምይይጥ መኣዲዚ፡ ኩሉ ተሳታፋይ ዘሀብትሞ፡ መበገሲ ክኸውን ዝኽእል፡ ንስርሒት ፎርቶ ኣመልኪቶም፡ መሪሕ ሓሳባት ዘቕሩቡልና ኣብ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ንምስፋን ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ [gview

READ MORE

መበል ቀዳማይ ዓመት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ስዉእ ጅግና ወዲ ዓልን ምኽንያት ብምግባር ን21 ጥሪ ኣብ ለንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊና ስለዘለና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ጻውዒትና ነቕርብ። ቦታ Eritrean Embassy 96 White Lion Street, Islington, London, N1 9PF ዕለት 21/01/2014 ሰዓት ካብ ሰዓት 11።00 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 2፣00 ድሕሪ ቀትሪ ብደሓን ምጹ ደለይቲ

READ MORE