Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም

READ MORE

ናይ ሓዘን መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብምኽንያት ሞት ሓውና ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተጋዳላይ ሓው ኣሕመድ፣ ድሕሪ ኣስታት 50 ዓመታት ቃልሲ ናይ’ቲ ዝተጋደለሉ ዕላማ ሓርነትን፣ ደሞክራስን፣ ኣብ ኤርትራ ከየስተማቐረ፣ ኣብ ስደት ምስውኡ ነቲ ሞት ድርብ ምረት

READ MORE

ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ  ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን ካብዛ

READ MORE

ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!! ኣንታ ጥዑም ወረዶ ተሳእነ ኣንታ እንታይ ክንብል ሎሚቕነ ህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ስኣነ ኣብ ዘዘለዎ ርእሱ እናድነነ ኣብ ሃገሩ ንኸይነብር ተኾነነ ዝነበር ሓመድ ሃገሩ እምበር ሰኣነ።   ተጋዳልይ መሓመድ ናስር ብሃገሩ ክሓስብ ከይደቀሰ ዝሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር እናበለ ዝምድር ዓዱ ከይተመልሰዶ! ኣብ ስደት ይሓድር ኣብዚነኻ ጉድ ዓዲ ዘየጋብር ሕልና ዘለዎ ወድ ሃገር ይጠርነፍ ይመድር።   መሓመድ ናስር በጽሒ ናይ ስሳታት ሃገርይ ኢሉ

READ MORE

መስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር   ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብዕለት 26 መጋቢት 2014 ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።   ስዉእ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝነበሮን

READ MORE

ኤልሳ ጭሩም! ኣቲ ጓል’ዞም ጭሩም ፍቕርን ክብርን ባህሎም እዞም ንኣሽቱ ኣሕዋትክስ ክንደይ ተዓዲሎም ንመሰልን ፍትሕን ክትጣበቕሎም ናብ ምልእቲ ዓለም እናጎየኽሎም ሎሚ’ዉን በጃኦም ጾምኪ ቀኒኽሎም! እታ ሓብቲ ትብሃል ከማኺ’ያ ኤልሳ ናጽነት ዘምጸአት ትማል ተቓሊሳ ሎሚ’ዉን ንፍትሒ ዳግም ተበጊሳ ኣራዊት ከይበልዖም ናይ መሮር እንስሳ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ከይዉሕጦም ዓሳ ድባብ ናይ ኣሕዋታ ዘይትሐለል ጓሳ ቃላት ስኢኑላ ልበይ ክምጉሳ! ኣንቲ ሓበን

READ MORE

ብገስረጥ ምሕደራ ህዝብና ክደኪ ንባኒ ክስራዕ ኣብ ናይ ኩፖን *ሃልኪ         *ድኻም፡ ላዕልን ታሕትን ምባል ኣብ ስኽራን ትሓድሩ ክትጭንጉዑ ዊስኪ ኣብ ጓይላ እትዘሉ ወላዲት ክትበኪ ጽባሕ ምስ ተኣልየ መንቢዒና ትኪ ወይልኹም ግኡዛን ኣሳሰይቲ ምልኪ! ኣቱም ዓስቢ ኣልቦ ልኡኻት *ዘላሚ    *ረጋጺ፡ ጨቋኒ ኣብ ዝባንኩም ከሎ ናይ ሓደራ ሰኽሚ ህዝቢ ብመላኺ ክቖስል ክደሚ ትም ኢልኩም ክትርእዩ ንግዜያዊ ጥቕሚ ፋይዳ ምግዳልኩም

READ MORE

ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ  ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን  እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና  እትኽእል  ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ ንቐደም በሉ። ንምምሕያሽ  ወትሩ  ቦታ ኪህሉ ግድን ስለ ዝኾነ፡ ነዚ

READ MORE

CALL FOR PAPERS   EMDHR WORKSHOP   THEME: STRATEGIC THINKING ON POLITICAL AND SOCIOECONOMIC CRISES IN ERITREA: IMPLICATIONS, SCENARIOS AND RESPONSES   09-11 May 2014, Pretoria, South Africa Introduction Eritrea attained its de facto independence in 1991 and de jury in 1993 after a protracted war of independence that lasted for thirty years. At the centre of the

READ MORE

መደብ ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መጀመርያ ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና፡ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኣብ ቦስቶንን ከባቢኣን ንዝመጽእ ሰንበት16 መጋቢት (March 16) 2014 ሰዓት 6 pm ኣማኒኤል ኢያሱ፡ እቲ ሓርበኛን ውሩይ ጋዘጠኛን ከምኡ’ውን ወናኒ ኣሰና ረዲዮን ኣብ ሞንጎና ተረኺቡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምግላጽ ብዝገበርናሉ ዕድመ መሰረት ምሳና ከምሲ ምዃኑ

READ MORE

አገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ሃገርናን ህዝብናን ዝሐልፍዎ ዘለዉ ኩነታት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ብሩህ ስለዝኾነ ምሕባር ዘድልዮ አይኮነን። ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝምልከቶን ናቱ እጃምን አበርክቶን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ  ናቱ ዘለዎ ርእይቶን እምንቶን ብነጻ ብዘይ ተጽዕኖ ከሳትንፍን ከዋስእን ከም ዘለዎ’ውን ውሁብ ጉዳይ ኢዩ። አብዚ እምንቶ’ዚ

READ MORE

ገነራል ውጭጩ መዊቱ ኢስያስ አፈወርቂ ተዘሚቱ መን ይርከብ መዳርግቱ ግን  እዩ ሐደ ሰብ ብዙሕ ከኢላ አብ ቦታ ናይ ውጭጩ ንስሱ ይከእል ከተበ ካልእ ጕሒላ   ግን እቲ ዓድዲና እዩ ቅሉት ብዙሕ ናይ እታ ዝናብ ምስ አየን ይከኣል ፈረየ ሰውዊት ንምንታይ እዩ ምጹእ ጉዱል እቲ ምኽሪ ናይ ሐደ ህኑት ዝ ነበረ ይከፍል አርትራ ናብ እቶም

READ MORE

ብመንፈስ ቅሳነት ዘይተዓደለ ህዝቢ ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን   ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን እተቀመጡ ኣሕዋት ንእሽቶ ሓዎም ኣብ ከቢድ ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ስለ ዝወደቆም እንተ ተፈወሰ ኢሎም ናብ ዓዲ(ኣስመራ) ይልእክዎ፡፡ ኣብ ኣስመራ ምስ ኣተወ እቲ ሕማሙ ኣዝዩ እንዳከበዶ ምስ መጸ ወለዱ ተቀቓላጢፎም ናብ ሆስፒታል ቅድስቲ ማርያም የእትውዎ፡፡ ናብ

READ MORE

ቅናትኪ ሸጥ ይበል! ኣደይ ተለመኒ ስምዕዮ ኣውያተይ ከንቱ እናሓለፈ ዕድመ ንእስነተይ ምጥቓዕ ገዲፍኪ ምውዳስ ዓመጽተይ ይጠፍእ ኣለኹ ኣድሕኒ ህይወተይ! ብመስዋእቲ ኣሕዋተይ ወለደይ ከይድብስ ጀራዲን ጀነራል ክጽሂ ክኹስኩስ ኣደይ *ንዘለምቲ ረሃጸይ ከፍስስ          *ንጨቆንቲ፡ ንረገጽቲ ኣብ መሮር ሰፊረ ኣይነግድ ኣይሓርስ ብረት ተሓጊጠ ክዋጋእ ክትኩስ ክሕሉዎ ይሓድር ሰማይ ንኸይፈርስ! ነቶም ዘዕበዩኒ ለዋሃት ወለደይ ጠዊረ ክኣሊ ከይነብር ኣብ ዓደይ መሮር ዘስፈሩኒ ርጉማት ጸላእተይ ሓሶት

READ MORE

“ንኽንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኣለና!” በሃር ተቓላሳይ ምስ ከቢድ ሕማምካ ደኺመ ኣለኹ’ሞ ከዕርፍ ከይበልካ ንጉዳይ’ዛ ሃገር ኣብ ቅድሚት ሰሪዕካ ክትመክር ክትምዕድ ንሰዓታት ደው ኢልካ ህዝብኻ ንምድሓን ስሑል ተዓጢቕካ ትቃለስ ኣለኻ ምስ *ባልዋ ገጢምካ!   *ኣርሓ መፍለስ ናብ ቤቱ ክትመልስ ዝተሰደ ውጹዕ ብመዝሙር ሓድነት ንኹሉ ክትጽዉዕ ኣንታ ዉፉይ ዜጋ ዘሐብን ዘኹርዕ እቲ ልዑል ፈጣሪ  ዓይነ ብርክኻ የጽንዕ! እዚ ለዋህ ህዝቢ ሃገሩ ዘፍቅር ብመጥቃዕቲ

READ MORE

ሓባራዊ መግለጽን መጸዋዕታን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣመሪካ  ኣብ`ዘን ዝሓለፋ 22 ዓመታት፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ብተኻታታሊ ወሪዱ። ኤርትራ፡ በብጊዜኡ ናብ ውድቀት ክትሃምም፡ ሃገር ምልእቲ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትቅየር፡ ካብ ናይ ዓለም ማሕበረሰብ ክትንጸል ዝገበረ፡ ንባህጊ ህዝቢ ዝኾለፈ፡ ንሕድርን

READ MORE

The University of Asmara 1958-1991: A short history of an institution Chefena Hailemariam (Visiting Fellow at the Department of Sociology at LSE) Date:                    5 March 2014  Time: 5:00 PM Finishes:               5 March 2014  Time: 6:30 PM Venue:                  Russell Square:  College Buildings   Room: FG01 Type of Event:       Seminar   In the

READ MORE

ምሸታዊ መደብ ኣብ ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ ።   ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት   v  ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 ተ መጋቢት ፣   ብሓባር ንምብዓል ፡ ናይ ዕላልን ጸወታን ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ኣሎና ።   ዝካየደሉ ዕለት ፡ 15th March 2014   ቦታ፡ Paddington Arts 32 Woodfield Road, London, W9 2BE   Nearest Underground Station:

READ MORE

መልቀስ ንዶክቶር ምስጉን ተድላ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ሰምየን ኣመሪካ   ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ኣንታ እንታይ ሰሚዔ ሎሚ ቕነ ስሙ ጥዑም ሃዋርያ ዘበነ ጎይታ ይመስገን ኢሉ ዝደነነ ሎምስ ዶክቶር  የሎን ድኣ ተሳእነ።   ዶክቶር ምስጉን ወድ ኣቦይ ተድላ ሽማንጉስ ላዕላይ ዝዓድኻ ኣብ ማእከላ ወዲ ካርነሽም ድምበዛን ብኹላ ደቂተሽም ዓንሰባ ሓማሴን ብጠቕላላ ወዲ ኤርትራ ዝተፈጥረ ኣብ ማእከላ።   ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!!

READ MORE

ብጴጥሮስ ተኽሉ (ሓላዪ) 28/02/14 ጥራሕ ድሃይ ሃባ ህርመትካ ይሰማዕ ዝብልውን የብሉን ተበለ ገርማዕማዕ ዝከኣል ትኾይኑ ድኹሙ ሓያሉ ብሓባር ይመርሽ ግቡእ ተማእኪሉ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Rhythm-1.pdf"]

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብፖሎቲካዊ ውድባት ክካየድ ዝሓገየ ምምክኻር መድረኽ ብድሕሪ ምውድኡ፡ ብ19 የካቲት 2014 ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼብኡ ብዓወት ዘዚሙ። ኣጀንዳ ናይዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ውጽኢትን ውሳኔታትን መድረኽ ምምክኻር ፖሎቲካዊ ውድባት ዘተኮረ’ዩ ነይሩ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ መሪሕነት ዓሚቕን ጠቓምን ልዝብ ብድሕሪ ምክያዱ፡ ብውጽኢት

READ MORE

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝበጽሐን ከተማታት ነተን ዶ/ር ተወልደ ወዲ-ቨካሮ ክበጽሐን ዘይከኣለ (ዕድል ዘይረኸባ) ቀዳምነት ብምሃብ ይኸውን። ቴማን መልእኽትን ናይ ሓው ኣማኑኤል “ምልካዊ ጉጅለ ስርዓት ኢሳያስ ንምስዓር ህዝባዊ ማዕበል ኣብ ምፍጣር ዝሕግዝ ሜላን ጥበብን ብምድህሳስ፣ ተራ ማዕከናት ዜና ኣብቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንታይ ክኸውን ከምዘለዎ” ዝእምት እዩ። [gview

READ MORE

8መጋቢት ምሳና ኣምስዩ! ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ከተማ ስቶኮልም፡ እብ ሃለንብርየን ሬስቶራንት ነዛ መዓልቲ ብዝተፈላልየ ትሕዝቶታት ከነብዕላ ስለዝኮንና፡ ኣይትፈለዩና!!! Piazza Blu, Hallonbergsplan 5. I Hallonbergen centrum

READ MORE