ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም
ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም
ናይ ሓዘን መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብምኽንያት ሞት ሓውና ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተጋዳላይ ሓው ኣሕመድ፣ ድሕሪ ኣስታት 50 ዓመታት ቃልሲ ናይ’ቲ ዝተጋደለሉ ዕላማ ሓርነትን፣ ደሞክራስን፣ ኣብ ኤርትራ ከየስተማቐረ፣ ኣብ ስደት ምስውኡ ነቲ ሞት ድርብ ምረት
We have learned the death of Mr. Ahmed Nasser, a veteran of the Eritrean revolution with great sadness and would like to express our sympathy and condolences to his family, colleagues, and the entire Eritrean people. Mr. Ahmed Nasser has dedicated his life to the
ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን ካብዛ
ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!! ኣንታ ጥዑም ወረዶ ተሳእነ ኣንታ እንታይ ክንብል ሎሚቕነ ህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ስኣነ ኣብ ዘዘለዎ ርእሱ እናድነነ ኣብ ሃገሩ ንኸይነብር ተኾነነ ዝነበር ሓመድ ሃገሩ እምበር ሰኣነ። ተጋዳልይ መሓመድ ናስር ብሃገሩ ክሓስብ ከይደቀሰ ዝሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር እናበለ ዝምድር ዓዱ ከይተመልሰዶ! ኣብ ስደት ይሓድር ኣብዚነኻ ጉድ ዓዲ ዘየጋብር ሕልና ዘለዎ ወድ ሃገር ይጠርነፍ ይመድር። መሓመድ ናስር በጽሒ ናይ ስሳታት ሃገርይ ኢሉ
መስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብዕለት 26 መጋቢት 2014 ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ስዉእ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝነበሮን
ኤልሳ ጭሩም! ኣቲ ጓል’ዞም ጭሩም ፍቕርን ክብርን ባህሎም እዞም ንኣሽቱ ኣሕዋትክስ ክንደይ ተዓዲሎም ንመሰልን ፍትሕን ክትጣበቕሎም ናብ ምልእቲ ዓለም እናጎየኽሎም ሎሚ’ዉን በጃኦም ጾምኪ ቀኒኽሎም! እታ ሓብቲ ትብሃል ከማኺ’ያ ኤልሳ ናጽነት ዘምጸአት ትማል ተቓሊሳ ሎሚ’ዉን ንፍትሒ ዳግም ተበጊሳ ኣራዊት ከይበልዖም ናይ መሮር እንስሳ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ከይዉሕጦም ዓሳ ድባብ ናይ ኣሕዋታ ዘይትሐለል ጓሳ ቃላት ስኢኑላ ልበይ ክምጉሳ! ኣንቲ ሓበን
ብገስረጥ ምሕደራ ህዝብና ክደኪ ንባኒ ክስራዕ ኣብ ናይ ኩፖን *ሃልኪ *ድኻም፡ ላዕልን ታሕትን ምባል ኣብ ስኽራን ትሓድሩ ክትጭንጉዑ ዊስኪ ኣብ ጓይላ እትዘሉ ወላዲት ክትበኪ ጽባሕ ምስ ተኣልየ መንቢዒና ትኪ ወይልኹም ግኡዛን ኣሳሰይቲ ምልኪ! ኣቱም ዓስቢ ኣልቦ ልኡኻት *ዘላሚ *ረጋጺ፡ ጨቋኒ ኣብ ዝባንኩም ከሎ ናይ ሓደራ ሰኽሚ ህዝቢ ብመላኺ ክቖስል ክደሚ ትም ኢልኩም ክትርእዩ ንግዜያዊ ጥቕሚ ፋይዳ ምግዳልኩም
ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና እትኽእል ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ ንቐደም በሉ። ንምምሕያሽ ወትሩ ቦታ ኪህሉ ግድን ስለ ዝኾነ፡ ነዚ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Shomondy-Haile.pdf"]
CALL FOR PAPERS EMDHR WORKSHOP THEME: STRATEGIC THINKING ON POLITICAL AND SOCIOECONOMIC CRISES IN ERITREA: IMPLICATIONS, SCENARIOS AND RESPONSES 09-11 May 2014, Pretoria, South Africa Introduction Eritrea attained its de facto independence in 1991 and de jury in 1993 after a protracted war of independence that lasted for thirty years. At the centre of the
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/assenna_Chicago.pdf"]
መደብ ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መጀመርያ ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና፡ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኣብ ቦስቶንን ከባቢኣን ንዝመጽእ ሰንበት16 መጋቢት (March 16) 2014 ሰዓት 6 pm ኣማኒኤል ኢያሱ፡ እቲ ሓርበኛን ውሩይ ጋዘጠኛን ከምኡ’ውን ወናኒ ኣሰና ረዲዮን ኣብ ሞንጎና ተረኺቡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምግላጽ ብዝገበርናሉ ዕድመ መሰረት ምሳና ከምሲ ምዃኑ
አገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ሃገርናን ህዝብናን ዝሐልፍዎ ዘለዉ ኩነታት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ብሩህ ስለዝኾነ ምሕባር ዘድልዮ አይኮነን። ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝምልከቶን ናቱ እጃምን አበርክቶን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ናቱ ዘለዎ ርእይቶን እምንቶን ብነጻ ብዘይ ተጽዕኖ ከሳትንፍን ከዋስእን ከም ዘለዎ’ውን ውሁብ ጉዳይ ኢዩ። አብዚ እምንቶ’ዚ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Press-Release-NEW-Edited2.pdf"]
ገነራል ውጭጩ መዊቱ ኢስያስ አፈወርቂ ተዘሚቱ መን ይርከብ መዳርግቱ ግን እዩ ሐደ ሰብ ብዙሕ ከኢላ አብ ቦታ ናይ ውጭጩ ንስሱ ይከእል ከተበ ካልእ ጕሒላ ግን እቲ ዓድዲና እዩ ቅሉት ብዙሕ ናይ እታ ዝናብ ምስ አየን ይከኣል ፈረየ ሰውዊት ንምንታይ እዩ ምጹእ ጉዱል እቲ ምኽሪ ናይ ሐደ ህኑት ዝ ነበረ ይከፍል አርትራ ናብ እቶም
ብመንፈስ ቅሳነት ዘይተዓደለ ህዝቢ ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን እተቀመጡ ኣሕዋት ንእሽቶ ሓዎም ኣብ ከቢድ ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ስለ ዝወደቆም እንተ ተፈወሰ ኢሎም ናብ ዓዲ(ኣስመራ) ይልእክዎ፡፡ ኣብ ኣስመራ ምስ ኣተወ እቲ ሕማሙ ኣዝዩ እንዳከበዶ ምስ መጸ ወለዱ ተቀቓላጢፎም ናብ ሆስፒታል ቅድስቲ ማርያም የእትውዎ፡፡ ናብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Ghebremedhin.pdf"]
ቅናትኪ ሸጥ ይበል! ኣደይ ተለመኒ ስምዕዮ ኣውያተይ ከንቱ እናሓለፈ ዕድመ ንእስነተይ ምጥቓዕ ገዲፍኪ ምውዳስ ዓመጽተይ ይጠፍእ ኣለኹ ኣድሕኒ ህይወተይ! ብመስዋእቲ ኣሕዋተይ ወለደይ ከይድብስ ጀራዲን ጀነራል ክጽሂ ክኹስኩስ ኣደይ *ንዘለምቲ ረሃጸይ ከፍስስ *ንጨቆንቲ፡ ንረገጽቲ ኣብ መሮር ሰፊረ ኣይነግድ ኣይሓርስ ብረት ተሓጊጠ ክዋጋእ ክትኩስ ክሕሉዎ ይሓድር ሰማይ ንኸይፈርስ! ነቶም ዘዕበዩኒ ለዋሃት ወለደይ ጠዊረ ክኣሊ ከይነብር ኣብ ዓደይ መሮር ዘስፈሩኒ ርጉማት ጸላእተይ ሓሶት
“ንኽንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኣለና!” በሃር ተቓላሳይ ምስ ከቢድ ሕማምካ ደኺመ ኣለኹ’ሞ ከዕርፍ ከይበልካ ንጉዳይ’ዛ ሃገር ኣብ ቅድሚት ሰሪዕካ ክትመክር ክትምዕድ ንሰዓታት ደው ኢልካ ህዝብኻ ንምድሓን ስሑል ተዓጢቕካ ትቃለስ ኣለኻ ምስ *ባልዋ ገጢምካ! *ኣርሓ መፍለስ ናብ ቤቱ ክትመልስ ዝተሰደ ውጹዕ ብመዝሙር ሓድነት ንኹሉ ክትጽዉዕ ኣንታ ዉፉይ ዜጋ ዘሐብን ዘኹርዕ እቲ ልዑል ፈጣሪ ዓይነ ብርክኻ የጽንዕ! እዚ ለዋህ ህዝቢ ሃገሩ ዘፍቅር ብመጥቃዕቲ
ሓባራዊ መግለጽን መጸዋዕታን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣመሪካ ኣብ`ዘን ዝሓለፋ 22 ዓመታት፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ብተኻታታሊ ወሪዱ። ኤርትራ፡ በብጊዜኡ ናብ ውድቀት ክትሃምም፡ ሃገር ምልእቲ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትቅየር፡ ካብ ናይ ዓለም ማሕበረሰብ ክትንጸል ዝገበረ፡ ንባህጊ ህዝቢ ዝኾለፈ፡ ንሕድርን
The University of Asmara 1958-1991: A short history of an institution Chefena Hailemariam (Visiting Fellow at the Department of Sociology at LSE) Date: 5 March 2014 Time: 5:00 PM Finishes: 5 March 2014 Time: 6:30 PM Venue: Russell Square: College Buildings Room: FG01 Type of Event: Seminar In the
Press Release Eritrean Global Solidarity (EGS) for Human Right, Justice and Democracy will be conducting a one day Symposium followed by a panel discussion on March 8, 2014 in metro Washington DC on the general theme of: Exploring Possible Scenarios for Eritrean Transition to Democracy. The
ምሸታዊ መደብ ኣብ ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ ። ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት v ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 ተ መጋቢት ፣ ብሓባር ንምብዓል ፡ ናይ ዕላልን ጸወታን ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ኣሎና ። ዝካየደሉ ዕለት ፡ 15th March 2014 ቦታ፡ Paddington Arts 32 Woodfield Road, London, W9 2BE Nearest Underground Station:
መልቀስ ንዶክቶር ምስጉን ተድላ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ሰምየን ኣመሪካ ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ኣንታ እንታይ ሰሚዔ ሎሚ ቕነ ስሙ ጥዑም ሃዋርያ ዘበነ ጎይታ ይመስገን ኢሉ ዝደነነ ሎምስ ዶክቶር የሎን ድኣ ተሳእነ። ዶክቶር ምስጉን ወድ ኣቦይ ተድላ ሽማንጉስ ላዕላይ ዝዓድኻ ኣብ ማእከላ ወዲ ካርነሽም ድምበዛን ብኹላ ደቂተሽም ዓንሰባ ሓማሴን ብጠቕላላ ወዲ ኤርትራ ዝተፈጥረ ኣብ ማእከላ። ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!!
http://www.youtube.com/watch?v=5Pwk8c0zF6E
The Houston Eritrean American Community Center Houston (EACH) is presenting Wedi Tikabo Unity Tour on March 15th … Houston, TX.
For anyone who objectively analyzes and assesses the current situation of Eritrea, the least that can be said is that the country is heading in the wrong direction. Although the future cannot be certainly predicted, the majority of Eritreans can agree that the country is moving towards
ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብፖሎቲካዊ ውድባት ክካየድ ዝሓገየ ምምክኻር መድረኽ ብድሕሪ ምውድኡ፡ ብ19 የካቲት 2014 ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼብኡ ብዓወት ዘዚሙ። ኣጀንዳ ናይዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ውጽኢትን ውሳኔታትን መድረኽ ምምክኻር ፖሎቲካዊ ውድባት ዘተኮረ’ዩ ነይሩ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ መሪሕነት ዓሚቕን ጠቓምን ልዝብ ብድሕሪ ምክያዱ፡ ብውጽኢት
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝበጽሐን ከተማታት ነተን ዶ/ር ተወልደ ወዲ-ቨካሮ ክበጽሐን ዘይከኣለ (ዕድል ዘይረኸባ) ቀዳምነት ብምሃብ ይኸውን። ቴማን መልእኽትን ናይ ሓው ኣማኑኤል “ምልካዊ ጉጅለ ስርዓት ኢሳያስ ንምስዓር ህዝባዊ ማዕበል ኣብ ምፍጣር ዝሕግዝ ሜላን ጥበብን ብምድህሳስ፣ ተራ ማዕከናት ዜና ኣብቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንታይ ክኸውን ከምዘለዎ” ዝእምት እዩ። [gview
A woman's world is never black and white there are many variables to her intuitive insight She uses her mind for logic and thought but final decisions are made from the wisdom of her heart See! She understands the divinity of the mystics art this is where she's dismissed as the
8መጋቢት ምሳና ኣምስዩ! ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ከተማ ስቶኮልም፡ እብ ሃለንብርየን ሬስቶራንት ነዛ መዓልቲ ብዝተፈላልየ ትሕዝቶታት ከነብዕላ ስለዝኮንና፡ ኣይትፈለዩና!!! Piazza Blu, Hallonbergsplan 5. I Hallonbergen centrum
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/wedi-Vacaro-NL.pdf"]