Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ሓዘን ካብ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንፍስሄር ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም፡ ከምኡ ከኣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብናይ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ናይ ክቡር ሓውናን ወላዲናን ዶክቶር ተወልደ  ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ምኽንያት፡ መሪርን፡ ከቢድን ሓዘን እናተሰመዓና፡ ጽንዓት ንመላእ ስድራ ቤት፡ ከማኡ ከኣ ነቲ ንፍትሒን፡

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/North-America-Condolence-Wedi-Vacaro-1.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Condolence-_-Dr.-Tewelde.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ENSF-Vacaro.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Koln.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Iyob.pdf"]

READ MORE

ዘርኢ ሓድነት'ዩ!   ኣደታት ዓዲ ገብራይ ብኸያ ሕዘና *ኣርካን ጠፊኡ ኣሎ ኣርማ ሓድነትና!   *ክቡርን ሕፉርን ሰብ ኣደታት ኣስመራውን ብኸያ ሕዘና *ተጃር ሓሊፍ'ሎ ግርማ ከተማና!   *ኣዝዩ ሃብታም ኣደታት ኤርትራ ብኸያ ሕዘና ኮኾብ ወዲቑ'ሎ ሓበን ናይ ሃገርና!   ብፍላይ ኣስመራ ኣፍስሲ ንብዓትኪ ሬሳ ናይ ወድኺ ሓመድ ዘየልበስኪ እንታይ'ሞ ክትገብሪ *ኣብሊስ ገዚኡኪ  *ሰይጣን ክሳዕ ትድበስስ ኣትርሪ ጽንዓትኪ!   ኢንተር ኮንቲነንታል መርድእዶ ሰሚዓ ሰሚዓ'ወ ዝርንዛሕ

READ MORE

ናብ ፍርዲ ከቕርብ ነዚ ገበነኛ ምስ ህዝቡ ኪቃለስ  ኣንጻር ዓመጸኛ ስለ ዘይተራእየ ትማሊ ኣብ ቦሎኛ ደሃዩ ክንሓትት ሃለዋት ሓርበኛ!   ወጽዓ ህዝብን ሃገርን ዘንቀሎ *ሰሃሮ   *ሓልዮት እቲ ወፍሪ ሓድነት ትማል ዝጀመሮ ሃንቀውታ'ዚ ህዝቢ ሕድሪ ኪትግብሮ ደሃዩዶ ኣሎኩም ናይ ወዲ ቫካሮ?   ህዝብና ከይጸንት ብመሬት ብባሕሪ ግዕዘ ህግደፋውያን ኮስቲሩ ከጽሪ ሃምበል ኪዛዝሞ ዝጀመሮ ወፍሪ ጥዕናኡ ይሓሉ ጎይታ ሰማይ ምድሪ!   *ዘላሚ

READ MORE

ክትሓስቦ'ኳ ዘጨንቕ!   "ወደይ ገበነኛ እንተ ኮይኑ፡ ከም ዓለሙ ፍረዶ! ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ እንተ ኴንካ ድማ ንቢተወደድ ወደይ ሳላ'ቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ ሰብ የለን! ህዝብና ድማ ብሩኽ'ዩ!  ነጸላይ ገቲረ ቅለቱኒ ኢለ፡ እተን ትብለን ገንዘብ ከምጽአን'የ! ግዳስ ከም ዚሰረቐ ኣረጋግጸለይ'ምበር!" ክቡር ነፍሲሄር ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ (ኣቦ ሓርበኛ ተጋዳላይ

READ MORE

ዝከበርኩም ድምጺ ኣሰና፡ ዝኸበረ ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ድምጺ ኣሰና ካብ እትጅምር ኣትሒዛ ሕቖ ህግደፍ ዝመሰሰት ድምጺ ውጹዓት ኮይና ትኸይድ ዘላ ድምጽና እያ። ንሕና ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ከኣ ከም ቀደምና ኣብ ጎኒ ድምጺ ኣሰና ከም ዘለና ክንሕብረኩም ንደሊ። በዚ ምኽንያት፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃያማኖት ካብ ቁጽጽሩ ንከይትወጽእ፥ ንጳጳሳት ኣብ ዕጽው ግዛ ጅሆ ሒዝዎም ኣሎ፣ ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ናይ ገዳማትን ኣድባራትን ነቶም ክልተ ካድራት ድሕሪ ምብራሩ፥ እቲ ናታቶም ቦታ ካልእ ጥቕሚ ህግደፍ ዝሕሉ ኣብ ቦታ ዮፍታሄን ሃብቶምን ክትክእ፥ ነታ ቤተ ክርስትያን ከም ቀደሙ ክቆጻጸራ ላዕልን

READ MORE

እቶም ዘጽቀጥኩም ብኣ ጌራ ትሰድኩም Tesfamariam wel 16/10/2014 N0rway   ኣይገርምንዶ ህግደፍ ከጽቅጥ ኣይናትናንዩሉ ንህዝቢ ክሽሕጥ ዓለም እና ረአ ባሕሪ ክገላበጥ ድሑር ስርዓት ጉዱ ክዓባብጥ   ዝኸዱ ከይዶም ነይብሎም መላሲ ዘሕዝነኒ ዘሎ ናይ ህግደፍ ተቓላሲ ንዝሞቱ ጠሊሙ ንዘዕነዉ ወዳሲ ነዛ ሕማም ዚኣ ተሳኢኑዋ ፈውሲ   ቲቪ ኤረ ብስቕታ ምስማዕኩም ዓገብ ክትብሉ ዘይምኽኣልኩም ርሑቕ ከይንብሎ ኣብ ቅደመኹም ዓለም ተናዊጻ ተገሪማ እናረአኹም   ታይ ትብሉ ትዀኑ ብዉሽጥኹም ንፈልጥ

READ MORE

ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ ተካፊልካ ቀሲንካ ክትሓድር ። እንተትምለስ ክትሰምዕ ዝብሉኻ ብገላዩ

READ MORE

እዛ እዋን ፍሥሐየ መብራህቱ እዛ እዋን መን ኣምጽኣ? መን ዋናኣ? ሓመድ ጣቓ ብዋግዋጎ - ንሰማዒ ሃናት ህጎ ንወሃቢ ጠማዕ ንፍጎ - ንስታዪ ማይ መዓጎ እሾኽ ዳንዴር ምስ ጸጎጎ - ሓራም’ያ ንበሃጎ ኣለውዋ ዝዋጥዩ - ዓዲ መዓር ጸባ እናበሉ ዝቃነዩ። ‘ዛ ዘበንና ክንደይ ዋጋኣ? - ዕዳጋዶ ክነውጽኣ? ኣፈይ ሕቱም ከይጸባጸብ  - ኢደይ እሱር ከይዋጣወጥ ንስኻኸ

READ MORE

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ

READ MORE

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ ብፍሥሐየ መብራህቱ ኣሲረ ኣሰርኩም ኣምሪሑ ናብ ማእሰርቲ ተጎተት ተስሓብ  እንስሳ ማሕረድቲ ሓሳረ መከራ ተጎሊትኩም ርስቲ ዕድል ድዩ መርገም ታሪኽኩም ትንግሪቲ ደም ኪፈስስ ንቡርዩ ብእሾኽ ዕንቅፍቲ ሓሞት ምስዚፈስስ መዓንጣ ብልዕቲ ሱር ነቀል ህላዌ ጥፍኣት’ዩ መቕዘፍቲ ሃገር ፍለጡለይ መኅደር ዝብኢ በዓቲ? እምሮ ከይቀሰነ እነይረግእ ልቢ ልቢ ከይረግአዶ’ሞ ከይቐውም እግሪ ዓራርቦ ይወፍር ቀለብ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር - ዓዲ -ኢንግሊዝ   ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ጅምላዊ ህልቂት ላምፐዱሳ   ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣሜሪካ   ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩሉ`ቲ ንፍትሒ፡ ንራህዋ፡ ንሰላምን ዕብየትን ሃገራዊ ክብርን ኢሉ ዝኸፈሎ  ናይ ኣሽሓት ጀጋኑ ደቁ መስዋእትን ስንክልናን፡ ተጠሊሙ። ኩሉ ዝነበረ ብሩህ ባህግታቱ ጸልሚቱ፣ ኣብ ታሪኽ ደቂ-ሰባት ካብ ዘጋጥሙ ኣዝዮም መረርቲ

READ MORE

“መስከረም 18 መስክሪ”   መስከረም 18 ዕለት ብናይ ቀትሪ ጸልማት፤ ንፍትሒን ሕግን ብቕሉዕ ዝተረግጸሉ ዕለት፣ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እከይ ክሕደት ዝተገብረትሉ ዕለት ኮይና ብብዙሓት ክትዝከር ካብ ትጅምሮ ሕጂስ 13 ዓምታ ኣኽቢራ። በቲ ሐደ ወገን ድማ ማዕረ ማዕረ መዕልቲ ተስፋን፣ ጽንዓትን ኮይና ሐዲሽ ምዕራፍ ናይ ሕቶ ኤርትራውያን

READ MORE

ቃል  ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል  ብመኽንያት 18 መስከረም 2001  ዕለተ ማእሰርቲ ሃዋርያታት ለውጢ ‘‘ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ዝኽሪ  መበል 13 ዓመት  ፣ልሳን ህዝቢ ኤርትራ ዝተዓብሰሉ ዕለት  18 መስከረም 2001። ዝኸበርኩም ግዳይ እዛዕለት ዝኾንኩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ  ናጽነት ንምድላይ በረኻ ዝወጸ  ፣መሰልን ማዕርነትን ዘጋታት ንምርግጋጽ ፣ዴሞክራስያዊ ባህልን  ሰብኣዊ ክብርን

READ MORE