Fetsum: My premature opinion on Assena et al Vs Medrek
SolomonBerhane: “ምትእኽኻብ መድረክ ግሉጽነት ዝጎደሎን ገላልን ምኻኑ ይኣምን፦መድረኽ ኣገባቡ “ ግሉጽነት ዝጎደሎ’ዩ” ። ኣኼባ በልጅዩም እንታይ ነይሩ ኣጀንድኡ፣ በዓል መን ተሳቲፎም፣ ኣብቲ ኣኼባ እንታይ ወሲኖም፣ መን እንታይ ዓይነት ናይስራሕ ሓላፍነት ተሰኪሙ ኣሎ ዝግለጽ የለን። ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዘሎ ዝምድና ናይ ቓልሲ ኣይተነጸረን። ዝተኻየደ ርክባት ኣሎ’ዶ የለን ኣይተገልጸን። ኩሉ ሚስጥራዊ’ዩ። ሓንቲ ነገር ከኣ ኣላ ንሚስጥሮም ዘቓልዓቶም። መን’ዮም መድረኽ እንታይ’ዩ ዕላምኦምቕድሚ ምግላጾም ፈነወ ረድዮ ጀሚሮም። ንሶም ካብ ህዝቢ ተኸዊሎም ረድዮኦም ይፍኖ። ዘገርም’ዩ! ካብዚ ንላዕሊ ጉድለት ግሉጽነት የለን ስለምንታይ ንሓቒ ንቓወም።”
Amanule Eyasu: “ሕሉፍ ምስጢራውነትን ዘይግሉጽነትን: ከም ምሁራት፣ ምኩራት ተጋደልትን ዲፕሎማሰኛታትን፣ ኣባላት መድረኽ፣ እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ከም ባህሊ ማዕቢሉ ክሳብ ሎሚ ምብላይ ኣብዩና ዘሎ ሕሉፍ ምስጢራውነትን …፣ ካብዚሕማም’ዚ ከምዘይተገላገሉ ተግባራቶም ይምስክር።“ንኣብነት ብዛዕባ’ቲ ኣብ ብራስለስ (በልጁም) ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ግደፍ ዶ ንህዝቢ፣ ነታ ከም ተሓጋጋዚት ማዕከን ዜና ዝቐርቡዋ ኣሰና ‘ኳ ኣይሓበሩዋን። ጸኒሑ ግን ብወረወረ ልሒኹ።ቅርጽን ዕላማን መድረኽንጹር ኣይኮነን። ኣባላቱ ‘ውን ብወግዒ ኣይፍሉጣትን እዮም። ናይ ርክብ ሰንሰለቶም ብሩህ ኣይኮነን። ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቀሪብካ ብኽፉት ህዝባዊ ሕቶታት ምምላስ ከም ቁሪ ይፈርሑዎ። ርክባቶም ብሕሹኽሹኽ እዩ ዝፍጸም።”
Comment: This is very sad to hear. I cannot understand why a movement that claims to bring democracy would dispatch without a clear vision and strategy. I cannot understand experienced intellectuals and diplomats having no