ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት፡
ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት፡
ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ 20 ዓመታት ብገርህነቱ ተታሊሉ ምስቲ ሓራ ከውጽኣካ ኢሉ ዝወጸ ናይ ተጋዳላይ ሽም ሒዙ ዝመጸ መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ቃል ኪዳን ኣሲሩ፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍቕርን ሓልዮትን ዘለዎ ናብራ ከሕልፍ ትጽቢቱ ኔሩ፡ ፤ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ለውሃቱን ሕያውነቱን ግዳይ ሕሰምን መከራን፡ ስደትን
እቲ ብአማሓዳሪ ከተማ ከረን፣ ተክኤ ትማሊ ቀዳም ዕለት 14.09.13 ካብ ሰዓት 10 ናይ ንግሆ ጀመሩ ዝተኻየደ ኣኺባ ቀንዲ ዕላምኡ ብዛዕባ ምኽፋል ግብርን ምቁጽጽር ኮንትሮባንዳ ዝብል ኢዩ ኒሩ። ድሕሪ አማሓዳሪ ከተማ ከረን ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከረን መደረ ምስ ገበረ ርእይቶ ካብ ህዝቢ ንምቕባል መድርኽ ንተሳተፍቲ እቲ አኺባ ክፉት ኮይኑ። ተሳተፍቲ
http://www.youtube.com/watch?v=Wczfhzo7soU&width=200&height=200
In his long years of service as ambassador for the poor he has made the world better place to live than it was before him. As result he has improved lives of thousands of poor children, women and men by driving them to get access
http://www.youtube.com/watch?v=JEsVKBTmb4c&width=200&height=200
September 18, 2001 has dark history in our country. On this fateful day, renowned ministers, generals and journalists were taken to jail. The group of high ranking officials known as G-15 requested for democratic change; evaluation governance of the first 10 years; implementation of the
መሰረት ናይ ዘይተነብሮ መሰረት ውጽኢት'ዶ ጸለመ ናይ ልብኻ ጽዒርካን ዕዮኻ ዓሚምካን ምጅሃር እስኪ ከምሻሙ ተባሂሉ ክሕለፍ ይከኣል። ኣብ ዑና ቤትካን ዝቓደረ መሬትካን ኮይንካ ክሳድካ ምንዋሕ ግን ዉርደት'ዩ። መንነት መንግስትና ከኣ ካብ’ዚ ኣዝዩ ሕልፍ ዝበለ እዩ፡፡ እና ተጃህረ ይዋረድ፡ አና ተዋረደ ድማ ይጅሃር። የኣይ ዲሞክራሲ ከም ባህልን ልምድን
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ (South East) ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ከተማ ሻርሎት ሎሚ ዕለት 14 መስከረም 2013 ክካየድ ዝተመደበ ፈስቲቫል ህግደፍ ብኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ከም ዝፈሸለ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓበሬታ ኣረዲኡ:: እዚ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መላእ ኣመሪካ አንዳ ዞርካ ዝግበር
አብ መላእ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ ዝፈጠሮ ጸገማት ዳርጋ አብ መላእ ኤርትራ ህዝቢ ብስእነት ድስተ ማይ አብ ከቢድ ጸገም ወዲቑ ምህላው ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። አብዚ እዋን አብ ከተማ አስመራ ብስርዓት ህግደፍ ብቦጣት ዝዕደል ማይ አብ ውሱን ከባቢታት ጥራሕ ኢዩ።እቲ ካልእ ከባቢታት አብ ወርሒ ሓንሳብ
PRESIDENT ISAYAS’S NEW TARGET Ezana Sehay Sep 13, 2013 President Isayas is mad at the Eritrean people. According to him they are not up to his standards. He is disappointed by the constant demand for better living standard, and freedom. He is not at all pleased about
ደልሃመት ወርሒ መስከረም!!!(18 መስከረም ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዝደፈነት ልሳን ዜጋታት ዝዓበሰት ጸላም መዓልቲ) ወርሒ መስከረም ዝረኣናላ መስደመም እዋን ውፈር ውፈር እቲ ጅግና ብክሕደት ክእሰር ኣብ ዒራዒሮ ክቃጸል ከም ሓሰር፡ ከምዘይነበረ ጅግና ጠበቓ ናይ ህዝብና ቀንጣጢ ደልሃመትና፡ ከዳዕ ተባሂሉ ብዘይ ገበን ተወንጂሉ ዘይኢዱ ረኺቡ ተበዲሉ፡ እወ
ዳፍላ ማለት ትርጉሙ ዘይትፈልጡዎ እንተ’ሊኹም፡ በቲ ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታትን ዝተዳህኸን ሕጂውን ብጉጅለ ህግደፍ ዝደሃኽ ዘሎን ሃብታም ቋንቋና፡ ቋንቋ ትግርኛ፡ ለማሽ ጸጒሪ ርእሲ ማለት’ዩ። ኣንታ ወዲ ዳፍላ እንታይ ኢኻ ትብለና? ማእሰርትን ስደትን ሽግር መከራና እዚ ኹሉ ሕሰም ዕንወት ናይ ሃገርና ብመደብ’ዩ ኢልካዮ ንጥፍኣት ህዝብና ስጉምቲ ምውሳድካ ሓቂ ኪትገልጸልና ምስጋና ይብጻሕካ ብስም ስውኣትና! ነዚ ለዋህ ህዝቢ ንምጥሓሉ
14 Sep. 2013 The number of Eriteans seeking asylum in Norway has dramatically increased in the last few months. Accordingly the Norwegian Director of Immigration Eritrea ranked first in the number of immigrants seeking asylum, where 1944 Eritreans sought asylum in 2013 only, followed by Somalia
ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 12/09/2013 Norway ባዓል ኣይሰርሑ ኣየስርሑ ስልጣን ከይሕደጉ ዝፈርሑ ብሃይማኖት ብወገን ዘባልሑ ተንኮል ክፍኣት ጥራይ ዝሰርሑ ሓሸውየ ኣቢሎሙና ክፈሓፍሑ ግዲ የብሎም ብዘይካ ስልጣን ንሓቂ ዘይነቐሉ ግብረ ሰይጣን ነዚኦም ኣሚንካ ኣይትጸበ ድሓን ባዕልኻ ተበገስኻልእ ኣይትእመን መንእሰይ ተሰምዑ ርእሶም ዝሓሙ ንስልጣን ክብሉ ህዝቦም ዝጠለሙ ኣንጻር ምዕብልና ካብ ሓቂ ዝሃደሙ ድኻምና ኣጽኒዖም ተንኮል ዝኣልሙ ብሃይማኖት ብኣውራጃ ዝጥቀሙ ታዩ ብልሓቱ ጉድ ንሰምዕ ኣሎና ባዓልመንዮም? ዝዋራዘዩልና ንኤርትራውያን
"ቃለመጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ብምኽንያት ጎዶሎ ናጽነት" [ሳታየር] መሰለይ፡ መጀመርታ ንዝሃብካና ጊዜ ነመስግን፡ ፈለማ ኩነታት ሃገርና ድሕሪ 22 ዓመታት ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጸልና? ኢሰያስ፡ እወ
ኣነዶ ከይሕዛ ነዊት፡ ንስኺዶ ከይትበልዒ ሰዊት
ብሓደ ጉጂለ ናይ ስራሕ ውጺኢት ከየርኣየ ርእሰ ተፈላጥነት ዝምነ ናይ ስራሕ ኣምር ወይ ናይ ሓቢርካ ምስራሕ ዘይርድኦም ብሃማት ብጀካ ኣነ እፈልጥ ካልእ ልዕሊኦም ከምዝህሉ ክሪእዩ ዘይተዓደሉ ናይ ባዶ ስነፈሊጣዊያን (EYSC-G) ኣብ ቦሎኛ “ሽግር ናይ ኤርትራውያን ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኣብ ዝብል ቴማ ኣስሚሩ ኣኼቡኡ ካብ ዕለት 31/08/2013 ክሳብ
" ዝደቀሰ ከተባራብር ክትብል እቲ ተባራቢሩ ዘሎ ከይድቅሰካ" ተምሳል ደቂሰባት ኣብ ምስሊ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኣታሓሳስባን ተግባርን ከምዝምዘን ዝረሳዕናዮ ንመስል፣ "ሽግር ኤርትራ ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን" ክፈታሕ ዘይደሊ ዘሎ ኮይኑ ኣይስማዓን። እንተኮነ ግን እቲ ኣድላይነቱ ዘይኮነ ኣታጋብብራ እዩ ወሳኒ፣ ኣብዚ ቅንያት ከምዝባሃል ዘሎ "ንምሕያል ዲሞክራስያዊያን ሓይልታት አብ
ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ኣብ ሆስፒታ ካርቱም ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ10 መስከረም 2013 ካብ'ዛ ዓለምን ካብ ቤተሰቡን ብጾትን ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ) ኣባል ኣካለ ጽጉማን ማሕበር ኰይኑ ኣብ መደበር ውጉእት ሓርነት ከሰላ
Conflict can be defined as the existence of non-compatibility or disagreements between two actors (Individuals, groups, organisations or nations) in their interaction over the issues of interests, values, beliefs, emotions, goals, space, positions, scarce resources etc. This broad conception of conflict and of conflict resolution through
http://www.youtube.com/watch?v=Dof7SeNamtI&width=200&height=200
ንረዲዲእ! ህዝብና ከይጉዲእ ንምንታ’ዩ ሰብ ሓሳቡዝገልጽ፧ ገሊኡ ክዕምጽ፣ ገሊኡ ክዴንግጽ ገሊኡ ብሓሊዮት ገሊኡ ክብለጽ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Petros_Poem2.pdf"]
ሎሚ ሰኑይ 09 መስከረም 2013 ሚላኖ፡ ነቶም ንዓመታት ብትሕትናን እምነትን ዘገልገሉዋ ፍቱው ካህን ኣባ ተኽለማርያም ሃይለ - ኣባ ማሪኖ (መልኣኽ ባሕሪ) ርእሳ ኣድኒና ብኽብሪ ኣፋንያቶም። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣብ ስደትን ዓድን ዝነብር፡ ዓቕምን ክእለትን ሞያን ኣበርክቶን ኣባቴ ዝፈልጥን ዝሰምዐን ዜጋ ከኣ፡ ሓደ ክቡር ሃገራዊ ኣቦ
Google Translation Norwegian citizen of Eritrean origin is being investigated for possible violations of the arms embargo The reason for the investigation is that military vehicles, purchased from the Norwegian Armed Forces, to have been smuggled into Eritrea. The case was rolled up by the investigators from the
እታ ኣብ 1961 ንጉዕዞ ናብ ሃገራዊ ናጽነት ቃልሲ ኣፈደገ ዝኸፈተት መዓልቲ ሓደ መስከረም ኣብ ኦስሎ- ሃገረ ኖርዋይ - ብዕለት 7 መስከረም 2013 ብዓቢ ክብሪ ተዘኪራ ውዒላ። ሓደ መስከረም፣ ንኹሉ እቲ ኣብ ቅድሜኣ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቃልስታት ናይ ኣርባዓታትን ሓምሳታትን ናብ ዝለዓለ ደረጅኡ ዘሰጋገረትን፣ ንህዝቢ ኤርትራ ተስፋን ሞራልን
Dr. Tadios Tesfu: A Knight fencing against backwardness and injustice Bad stories have been always told not to be repeated again. An author of a political science fiction or theoretical political ideas usually can be characterized as a highly intellectual personality or an idiot master of
Eritrea has two major religions evenly divided among the population. Islam and Christianity have been an integral part of the Eritrean society for many centuries and still are. The lowland is predominantly Islamic and the highlands is mainly a Christian society. Both religious groups had
http://www.youtube.com/watch?v=6R_5dp6lhGg&width=200&height=200
BY TESFA-ALEM TEKLE, 7 SEPTEMBER 2013 Addis Ababa — Two Ethiopian-based groups have agreed to join forces to carry out military attacks against the dictatorial Asmara regime, an opposition official told Sudan Tribune on Saturday. The agreement was reached after leaders of the Red Sea Afar Democratic
ኣብ መንጎ ሰለስተ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ማለት፡- - ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ - ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ - ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንነዊሕ እዋን ክካየድ ዝጸንሐ ሕድሕድ ዕቱብ ክሌተኣዊ ርኽባት ኣብ ቀረባ ግዜ ንስለሳዊ ዘተን ልዝብን ክምዕብል ድሕሪ ምጽንሑ ልሚ ብ07 መስከረም 2013 ርክቦም ዕላዊ ክገብርዎ ወሲኖም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Awaj-3-org.pdf"]
The Egyptian army has launched a major offensive against militants in Sinai. Eyewitnesses told the BBC that tanks, armoured vehicles and troops - backed by Apache helicopters - had attacked the militants in towns along the border with the Gaza Strip. The operation is said to be
demo.archive.assenna.com ብምኽንያት ዕረፍቲ ክቡር ኣባ ማሪኖ ዝተሰምዓ ሓገዝ እናገለጸት ንቤተሰቦምን መሳርሕቶምን ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ ነቲ ሽግር ኤርትራ: ዝብል ክፋል ክገልጽ ፈቲነ ነይረ:: እቲ ሕመረት መልእኽተይ: ነቲ ሽግር ብስሙ ከይጸዋዕካዮ ክትፈትሖ ከምዘይክኣል ዝብል'ዩ ነይሩ:: ምኽንያቱ: እቲ ቅድሚ ኩሉ ክንኣምነሉ ዘለና ኣካይዳ: ሓደ ሽግሩ ዘይፈለጠ: ሕማሙ ዘይፈለጠ: ፈዉሱ ክረክብ ይኽእል ዝብል እምነት የብለይን:: ሰለዚ እቲ ፍታሕ
ዝኣረገ ልቢ ኣብ ዳንጋ መንእሰይ እቲ ከይትኮስ እቲ ከይስልክይ ንበሎ ኣለይ መለይ! ሕጂ ‘ውን እቲ ሽግር ንሕና ኤርትራውያን ኢና EYSC-G ብመንገዲ ኣፈኛኡ “ሕጂ ‘ውን ሽግር ኤርትራ ብኤርትራውያን’ዩ ዝፍታሕ” ክብል ኣኼባ ቦለኛ ኣብ ምውድኡ፣ “ዋላ ትንፈር ጤል’ያ” ዝዓይነቱ ኣብ መስከረም ዘቕረቦ ስምዒታዊ ጽሑፍ ሰሚዐዮ። ብልሙድ ሓደ ኣኼባ ክዛዘም ከሎ፣ ኣፈኛ ናይቲ
HUMAN RIGHTS Egypt’s chaos fuels Africa’s human trafficking Egypt’s political unrest has brought suffering not only to its own people but also to hundreds of African refugees. Their goal is Israel but many end up as hostages on the Sinai Peninsula. Kahassay Woldesselasie simply wanted to get away