Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ታሪኻዊ መዓልቲ ሓደ መስከረም ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ብኽብሪ ተዘኪሩ፡

እታ ኣብ 1961 ንጉዕዞ ናብ ሃገራዊ ናጽነት ቃልሲ ኣፈደገ ዝኸፈተት መዓልቲ ሓደ መስከረም ኣብ ኦስሎ- ሃገረ ኖርዋይ - ብዕለት 7 መስከረም 2013 ብዓቢ ክብሪ ተዘኪራ ውዒላ።  ሓደ መስከረም፣ ንኹሉ እቲ ኣብ ቅድሜኣ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቃልስታት ናይ

እታ ኣብ 1961 ንጉዕዞ ናብ ሃገራዊ ናጽነት ቃልሲ ኣፈደገ ዝኸፈተት መዓልቲ ሓደ መስከረም ኣብ
ኦስሎ- ሃገረ ኖርዋይ – ብዕለት 7 መስከረም 2013 ብዓቢ ክብሪ ተዘኪራ ውዒላ።  ሓደ መስከረም፣ ንኹሉ እቲ ኣብ ቅድሜኣ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቃልስታት ናይ ኣርባዓታትን ሓምሳታትን ናብ ዝለዓለ ደረጅኡ ዘሰጋገረትን፣ ንህዝቢ ኤርትራ ተስፋን ሞራልን ዘዕጠቐትን፣ ንስርዓት ሃይለስላሴ ድማ ሓያል ናይ ተስፋ ቐቢጽነት መልእኽቲ ዘመሓላለፈትን ቅያዊት መዓልቲ እያ። በዚ ድማ ንዘልኣለም እናኸበረትን እናተዘከረትን ትነብር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT