ከም ዓረም ክሓልቡ! (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል) ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን ሃገርን ተገልግል ዝነበረት ነፋሪት ሉፍታንዛ፡ ብሓንሳብ ደው ኣይመበላን! ብውሕዱ ‘በሉ
https://www.youtube.com/watch?v=VY9ZtDNLw4w
ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ) መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢያ፡፡ መበል ዕሰራን ሰለስተን ዓመት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Dehai_poem.pdf"]
ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡ ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ ጽዮን ወሪዶም ደወል „ተለዓል,, ይወቕዑ ኣለው።
ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ 16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና ብዝጠለሙ ውልቀ- ሰባት ስልጣን
መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ 4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቁጠባዊ ጠቅምን ኣለኹ
ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል 16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: 'I'm not evil – I'm a realist'“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን - ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና ብሂወቱ ኣሎ። ንሱ ነዛ 48 ናይ ኣገዛዝኣ ዓንቀጻት “ሕግታት ስልጣን”፡ (laws
Our Brother Is Where Our Conscience Dwells Bay Area Eritreans for Democratic Change June 13th, 2014 As Eritreans everywhere celebrated the 23rd anniversary of the Eritrean Independence, four exceptionally insightful and brave Eritrean Catholic bishops summoned their wisdom, spiritual insight and exemplary courage and placed their focus on
ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት ሰላም ሃገር ከይባደመት በቲ ጠላም፡ እግዚዮ’ዩ ዘድልዮ እዚ እዋን ተባሂሉ እግዚዮ ኢሉ ህዝበይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Public-Notice_Uk_Bol.pdf"]
ኣብ ከባቢ ትራብሎስ ኣብ ዝርከብ ኣርባዕተ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብውሑዱ 2000 ዝኾኑ ክሳብ 80 ዝኣኽሉ ቆልዑን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተፈልጠ ነብሰ-ጾር ኣዴታትን ዝርከቡዎም ኤርትራውያን ብኢሰብኣዊ መንገዲ ተታሒዞም ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ይሳቐዩ ምህላዎም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፣ መብዛሕትአን ካብ'ተን ኣብ ሱልማንን
ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ ምንጭታት ሓቢሮም። ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ቤት መኻእ፣ ህዝቢ እቲ ዓዲ ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ኣብ ዝተዋህቦ መሬት ንዝስራሕ ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ወተሃደራትን ፖሊስን ብምውፋር ብቡልደዘራት ከምዘዕነዎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ስርዓት ንሓያለ ኣዋርሕ ክህነጽ ዝጸንሐ ‘ኳ እንተኾነ፣ ገንዘብን ጉልበትን
https://www.youtube.com/watch?v=KKNQjuz65Hs&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Notice_UK.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Press_Release_UK_Right.pdf"]
Fetsum Abraham: The infantile, sadist and biased individualist Ali Abdu Ali Abdu exposed himself after a long absence outside Eritrea through his STATUARY DECLERATION in Australia (assenna). I think he lost the momentum failing to cease the moment contacting the people when he left the regime
ጳጳሳት ኤርትራ! ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም! ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ መገዶም ንህዝብን መንግስትን ብጥበብ ምዒዶም! መዘና ዘይብሎም በላሕቲ ኣቡናት ጉዕዞና መዚኖም ብኹሉ ወገናት ኣላጋጭ ከብቅዕ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/SPARK-OF-HOPE.pdf"]
ኣርባዕተ ሐዋርያት ዕለት 14.06.2014 ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ። ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና ክንገብር ሕልና። ናብ ዓለም ዘምጻእናዮ የብልናን፡ ካዓለም ንወስዶ እዉን የብልናን፡ ስለምንታይ ድኣ፧ _ ንኽሕድ፣ ንጠልም፣ ንሓዉና፣ ሓፍትናን፡ _ ደቅና ኮይኖም ቀለብ ዓሳን ኣሞራን፡ _ ምእንቲ
'መቓብር ህሉዋት" New book ready for distribution from Cologne (KØln) Germany beginning 20th of June. Addresses will be forwarded on facebook and assenna for those who want to buy the book.
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Press-Release_Public-Meeting_June-7-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Wedi_Debas_1.pdf"]
እቲ ንማሕበራት መንእሰያት፡ ንሲቪካዊ ማሕበራትን ሰልፍታትን ዝጥርንፍ ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ካብ ዕለት 13/06/14 ክሳብ 14/06/2014 ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስራሓት ጸብጻብ ተነቢቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ብምዝታይ ድማ ኣገዳሲ ውሳኔታት ኣሕሊፉ። ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ፡ ጸረ ህግደፍ ንዝኾኑ
For the record: The injustice of 1993 at the University of Asmara (UoA) By Mohamed Kheir This is written with reference to the letter written by three former staff members who were dismissed from the University of Asmara. It is no way meant to go to arguments
Unfiltered Notes: Are we losing the deeper message of Eritrea’s courageous Catholic Bishops? By Tewelde Stephanos, June 14, 2014 Email: testifanos@gmail.com Many have commented on the exemplary moral leadership of the four Catholic Bishops articulated in the now famous document titled “Where is Your Brother?” 1,2. Such courageous
https://www.youtube.com/watch?v=3KpFcxGXr1A&feature=youtu.be
ኣማኢት ሰማእታት ላምፐዱዛ ወግዓዊ ቀብሪ ኣብ ዘይረኸቡሉ፣ ወለዶም ሬሳ ደቆም ስኢኖም ሰንፈላል ኮይኖምሉ ኣብ ዘለዉሉ ኣጋጣሚ፣ ኣብ ቦለኛ፣ ዓዲ ጥልያን ‘መበል 40 ዓመት ቦለኛ’ ብምምኽናይ ናይ ዳንኬራ ጽምብል ክገብር ዝሸብሸብ ዘሎ ሰብኣዊ እንዶ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ናይ ፈንጠዝያ ዳሱ ከይጽሙ መታን፣ ኣዴታት ዓዲ
https://www.youtube.com/watch?v=rkL99nhNuzM&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት ወብሳይታት ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ። እቶም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንቦት ኣብ እንዱርማን (ካርቱም) ተኣኻኺቦም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ልክዕ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ብማይ ጽምእን ጥምየትን ከምዝሞቱ ካብቲ ኩነታት ዝደሓኑ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ተጻውሮ ዘይንበሮም ትሕቲ ዕድመ ምዃኖም ዝእመነሎም ግዳያት፣ ካብቶም ካብ ሱዳን ሒዞሞም
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ ከተማ ኣትላንታን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣመሪካውያንን፡ ሓድነት ሕመረት መፍትሒ ናይ ኩሎም ጸገማትና ምዃኑ ብምእማን፡ ናይ ሓድነት ምትእኽኻብ ንምምስራት ዝተፈላልዩ ኣኼባታትን ልዝባትን ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብዕለት 8 ሰነ 2014 ፡ “ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Geneva_June2014.pdf"]