መልቀስ ንዝኽሪ ላምባዱስ!!!!!!!!!! ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኢለ ክዝክሮ ዘይተርኽቦ ደበሳ!!! ክንዝክሮ ዝመረረ!!!ሓዘን ላምባዱስ ዝኸበደ ሓዘን ዘይብሉ ደበሳ ወዲ ኮነ ጓላ ክንደይ ተረሚሳ ወላዲት መናእሰይ ከብዳ ተሓሚሳ ኮይናዶ ተርፈት ሃገርና ዘይብላ ዝደበሳ። ክንደይ ይመርርር መዓንጣኻ ዘሕረረ ገሪሙኒ ኣነስ ሓዚነ ሓሪረ ብሓደ እዋንዶ እዚኹለ መረረ ዓለም ሓዚና መዕንጣኣ ተኾምተረ ሕልፈት ኤርትራ ኣብ ዓለም ተነግረ መንሞ ተሪፉ ሓዚኑ ዘይዘረ። ኣብ ቦስተንን! ኣብ ኣትላንታን!!! ሓደረ ክወቕዑ ከበሮ ክንደይ