By Petros Tesfagiorgis A conference to honour the Achievement of Kassahun Checole. The conference took place in Washington on 18 November 2011. Dr. Araya Debesai one of the organizers and the chair sent me the report of the event and a video to refer to. Dr. Araya
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ስእላዊ መግለጺ ናይ 20 ዓመት ናይ ስራሕ ንጥፈታት ሃገረ ኤርትራ እንዳመላኽዕ ኣእዛን ዝቐድድን ንኣእምሮ ዘናውጽን መናፍሕ ክወቕዕ ወርሑ ኣሕሊፍ ኣሎ። ብሲምፖዚየም ጉዕዞ 20 ዓመት ናጽነት እንዳተባህለ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ጉራ ክነዝሕ ንዕዘብ ኣለና። ዋላ ንቐልዓለም እኳ ይኹን እዚ ተጋጊና፣ ካብዚ ተማሂርና ትብል ቅንጣብ ቃል ኣይሞሎቆትን። ከመይ ዝበሉ ብጹኣን ድዮም? ጌና ዓለም ካባና ክትመሃር ኣለዋ ይብሉ ኣለው። ዓለም ብምልእታ ከምዝኸዓበቶም እንዳፈለጡ።
ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ መርበብ ኢንተርነት ገረገር ( Gereger) ሓባሪ ብዝብል ስም ዘውጽኦ፣
መርበብ ምትሕግጋዝ መንእሰያት ኤርትራውያን ስዊዘርላንድ
It might have been cold outside, but Eritrean refugee Adam Salim Idris received a warm welcome when he arrived at Cranbrook airport on Monday.
ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ።
ን18 መዓልታት መመላእታ ኣዉያት ህዝቡ ዕሽሽ ብምባል ስልጣኑ ንኸይለቕቕ ሓንጊዱ፡ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሓይሊ ብረት ንልቢ ግብጻውያን ሰይሩ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝጸንሐ ፕረዝደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ፡ ዓርቢ 11 ለካቲት 2011 ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ብወግዒ ኣፍሊጡ።
ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤
Tunis – Tunisia’s army has emerged from the month of unrest that toppled Zine El Abidine Ben Ali with its reputation burnished and the population full of praise after it refused to open fire on protesters.
ነብሱ ብሓዊ ኣቃጺሉ ሃገራዊ ተቓውሞ ብምብራዕ ትእምርቲ ህዝባዊ ተቓውሞን ለውጥን ዝኾነ ቱኒዝያዊ መንእሰይ ሙሓመድ ቦዋዓዚዚ
ብዙሕ ኣንባባይ ኣይኮንኩን፡ ናይ ፖለቲካ ሰብ’ውን ኣይኮንኩን፡ ከም ኩሉ ኤርትራዊ፡ ኣብ ንኡስ ዕድመይ ተሰሊፈ፡ ብዓቕመይ ድማ ንእሽቶ መስዋእቲ ከፊለ ዝሰንከልኩ ኢየ።
In a ceremony attended by government and business leaders, educators, and community organizers, Chicago Mayor Richard M. Daley presented Dr. Anghesom Atsbaha with the 2010 Kathy Osterman Award for Superior Public Service.
ሓደ እዋን ሓደ ብጻየይ ዘጻወተኒ ትዝ ይብለኒ። ወኻርያ ብዛዕባ ናይ ቀረባን ናይ ርሑቕን ቍጠባዊ ራኢኡ ኣመልኪታ ንዝብኢ ከምዚ ዚስዕብ ሓቲታቶ፣
ሓጺርን ሓፈሻውን ለበዋ 9ይ ዓመት ናብ ኩሎም መቓልስትናን መሳርሕትናን ነበር ኣባላት ህ.ግ.ሓ.ኤን ካልኦት ተቓለስትን፡
ብመጀመርያ ዒድ መብሩክን ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ግእዝ ይግብረልና! ኣብ ድሮ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ንህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ ቡራኬ፣ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ተሪር ዝኾነ መልእኽቲ ኣተሓላሊፎም። ብዝያዳ ንትሕዝቶ ኣብ መርበብ ተዋሕዶ ክንረኽቦ ንኽእል።
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ማእሰርቲ የሕቅቖም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ጀጋኑ ሓደ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ እዩ። ቢተወደድ ኣብርሃ ንውልቀመላኽነት ኢሳይያስ ብኣግኡ ስለዝተቓወመ ንልዕሊ 17 ዓመት ዓመታት ኣብ ቤትማእሰርቲ ይሓቅቕ ኣሎ። ነዚ ጸሓይ ናጽነት ኣምጺኡ ጸሃይ ንጽነት ዘይረኣየ መትከላዊ ተጋዳላይ ስርዓት ህግደፍ ክርሳዕ እዩ ዝደልዮ፡ ንሕና ግን ወትሩ ክንዝክሮ ይግባእ።
“ ሃይለ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ነይሩ። ሕጂ ግን ኣብ ትውልዲ ሃገሩ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰልን ክነግስ ስለዝሓተተ ብጥልመት ተኸሲሱ ኣሎ። ንሱ ግን ሓደ ካብቶም ዝለበሙን ምጉሳትን መራሕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ። ተባዕ ጅግና እዩ። ንደቀይ ኣብነት (role model) እዩ። ንደቀይ ካብ ዕርክነቱ ዝበልጽ ህያብ ክረኽበሎም ኣይክእልን እየ”