ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡ ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብሙዃን ዘጻናናዕኩሙና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ስለቲ ዘርኣኹሙና ሕውነትን ፍቅርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ብልቢ ነመስግን ኣሎና። ክቡር ወላዲና ካብ ግዜ ጣልያን ጀሚሩ ብዙሕ ክርኢ ዝተዓደለ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ’ዩ።
ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡ ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብሙዃን ዘጻናናዕኩሙና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ስለቲ ዘርኣኹሙና ሕውነትን ፍቅርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ብልቢ ነመስግን ኣሎና። ክቡር ወላዲና ካብ ግዜ ጣልያን ጀሚሩ ብዙሕ ክርኢ ዝተዓደለ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ’ዩ።
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።
https://www.youtube.com/watch?v=NkNEbYmP_k8
https://www.youtube.com/watch?v=JUi2UYks-9s&t=1099s
https://www.youtube.com/watch?v=vPW4dTzzxjc
https://www.youtube.com/watch?v=_TbDy_-Au40&t=97s
https://www.youtube.com/watch?v=4PM2-Td3zAY&t=37s
Tyrant’s Abstinence from Explaining his Secrets with Ethiopia Pushes “Enough is Enough” Call to Head-on Confrontation This year’s Liberation Day, May 24, brought shame, disrespect and humiliation upon the tyrant. On this day, the tyrant was likened to the naked king who thought the clothing he
ABORTING THE POLITICAL ASPIRATION OF THE PFDJ LEADERSHIP Dr. Tesfa G. Gebremedhin When a house is destined for sale, the owner of the house makes the necessary preparation on the house before it is put on the market. The owner removes all the furniture out of the
መጸዋዕታ ንመኸተ ይኣክል ! ንዕለት 06.07.2019 ካብ ሰዓት 14:00 ድ.ቀ ዝጅምር ኣብ ከተማ ሽቱትጋርድ/ ባደንቩርተንበርግ /ጀርመን ኲልና ከምእንዕዘቦ ዘለናን እንፈልጦ ወድዓዊ ሓቅን 2019 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ኣትያቶ ዘላ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቁ ናይ ይኣክል ጭርሖ ተቐኒቱ ኣብ መላእ ዓለም የድምጽ ኣሎ። ንሕና ኣብ ባደን-ቩርተንበር እንነብር ኤርትራውያን ብደረጃ
ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019 ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 2ይን መወዳእታን ክፋል ኣብ ቀዳማይ ክፋል በዛ እትስዕብ ክፋል ኢየ ተፋንየኩም “ . . . ካብቲ ቦታ ቀልጢፈ ክርሕቕ ነይሩኒ። እታ ዝቐረበት መውጽኢት ቦታ፡ እታ ቆልዓን ሰበይትን ብጽቕጥቅጥ ተዓቊቦሙላ ዝነበሩ ጸባብ ቦታ ኢያ። ንገለ ብመንጎ
Would the justice seekers seize the precious momentum and oppose the closure of 20 health centres in Eritrea in a worldwide demonstrations? By Petros Tesfagiorgis Peace with Ethiopia appears to have raised the status of Dictator Isaias Afeworki. He was welcomed as hero in Ethiopia. The
After high-level assassinations, the country may still be in danger, says Human Rights Watch expert Felix Horne. Ethiopia marked a national day of mourning on Monday after four government officials, including the governor of the Amhara region and the chief of the army, were assassinated over
The DIA speech on Martyrs day was adding insult to the injury My fellow Eriteans. I did not expect to hear from DIA anything beneficial to Eritrea on June 20. There is nothing new. He has been feeding us BS for the last 28 years. However,
https://www.youtube.com/watch?v=3jhnl2CscsM
General reported as being behind armed attempt to seize power in Amhara state The head of Ethiopia’s Amhara state and his adviser were killed during a coup attempt in their state that was orchestrated by its top general, the country’s media has reported. Ambachew Mekonnen and his
ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ 22 ሰነ ፡ ኣብ ክልላዊ ምምሕዳር ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ከምእተኻየደ፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ሓላፊ ፕረስ ሰክረታርያ ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ስቱድዮ ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ተረኺቡ ኣረጋጊጹዎ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ፡ እቲ ፈተነ ዕልዋ ኣዝዩ ብዝተወደበ ምልክዕ ከምእተኻየደ ብምጥቃስ፡ ኣብዚ እዋንዚ ፈሺሉ ከምዘሎ ኣገንዚቡ። ሓይልታት ጸጥታ
https://www.youtube.com/watch?v=bLumJRtjIp4&feature=youtu.be
Attempt foiled to overthrow Amhara Regional State Government, official says ADDIS ABABA, Ethiopia Gunmen on Saturday attempted to overthrow a regional state government in Ethiopia, an official said. Appearing live on Ethiopian Television, Nigusu Tilahun, head of the press secretariat at the Prime Minister’s Office, said: “Armed men
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ !! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ክቡር ዕለት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታትና ክንዝክር ኣብቅዓና ። ናይ ሎሚ ዓመት 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣትሪሩ፡ ብሓደ ርድኢትን ድምጽን ይኣክል ብምባል፡ ሕድሪ ሰማእታቱ ንምትግባር ተላዒልሉ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ንዝክራ ምህላውና
https://www.youtube.com/watch?v=lTbPBmHcvQM
https://www.youtube.com/watch?v=1PhU6uCkypA
https://www.youtube.com/watch?v=J9uk4oyohk8
https://www.youtube.com/watch?v=vZwt3kSa9Bw&t=1233s
OPEN LETTER 20 June 2019 The closure of the Roman Catholic health centres on 12 June 2019 endangers Eritrean lives Africa news and the BBC, amongst others, reported the closure of the health facilities run by the Catholic Church in Eritrea. The Eritrean Government is yet
ሎሚ ቕነ፡ ኣብ መንጎ `ስርዓት ኢሳይያስን` ገለ ፍሉጣት ባእታታት ደምበ ተቓውሞን ብመንጎኛነት ኢትዮጵያ ርክብ ከምእተኻየደ ዝዝርጋሕ ዘሎ ወረ፡ ኣብ ኤርትራውያን ምድንጋር ንምፍጣር ዝዓለመ ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ ኣሰና ኣረጋጊጻ። እዚ ገለ ንዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ብምጥቃስ፡ ብኻልእ ድማ ኣስማት ናይ ገለ ፍሉጣት ባእታታት ተቓውሞ እናረቛሕካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ብወርወረ
Subject: “The silent death of Eritreanzm by Warsaye Adhanom, JUNE 18, 2019” Here is a commentary that triggers me to submit a lengthy Article: QUOTE: “let’s take it back over half a century, slow, methodical and agonizing death with our implied consent by k.tewolde, JUNE 18, 2019”UNQUOTE. Indeed, “our implied consent”. Let us
ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019 ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ፡ ጸላእትና ተሳዒሮም ድምጺ ተኹሲ ካብ ምድሪ፡ ኣየርን ባሕርን ኤርትራ ምስ ተኣልየ፡ ብዛዕባ ሓድነትን ሕውነትን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ክበሃል ንሰምዕ ኣለና። ጽልእን ምቅትታልን ታሪኽ ኮይኑ; እዋኑ ምስ ኣኸለ ከኣ ብፍቕርን
The silent death of Eritreanzm My fellow Eritreans. I write this with a great pain, and a heavy heart. It is especially pain full, because it is the time where we Commemorates our martyrs who sacrificed their life to liberate Eritrea so we can live in
Network of Eritrean Women stands in solidarity with the people of Sudan at this very difficult time. The last few months of demonstrations and activism had given hope to the Sudanese people but also to the whole region. The success of the Sudanese people’s revolt
ርድኡና! ርድኡና! ብጉርጉር ዝብኢ ዓዲ ሃሎ ንብላዕ ኣለና! ብጉርጉር ዝብኢ ዓዲ ሃሎ ንብላዕ ኣለና! ርድኡና! ርድኡና! ብኢሳያስ ዘይተሃመልኩም! ኣሕዋትና! ካባኹምን ካብ እዝግን ስለ ዝኾነ ተስፋና ሰይጣን ዓዲ ሃሎ ዝለኣኾም ሃሱሳት ኣሕዋትና የጥፍኡና’ለዉ የጥፍኡና! ኣዛብእ ኮይኖም ይበልዑና ኣለዉ ብደውና! ንዝጊሄር ቀዲሞም ይወስዱና’ለዉ ይወስዱና ንዓዲ ኩልና ቀደምስ ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ’ዩ ዝሕንክስ ምስ ደለዎ ከኣ ይነክስ ናይ ሎምስ በይኑ’ዩ በይኑ ወትሩ ዝተሳሕለ
Dear Eritrean Justice Seekers: Eritrea Focus (EF) collaborates with organisations that defend the right of Eritrean Refugees. Migrant Voice and Freedom United (One voice against MODERN SLAVERY) are two examples. Migrant voice has sent EF the message bellow in order to take action in commemoration of
ኣቶ ተስፋ-ጊዮርጊስ በዓታይ ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ካብ ዝዝክሮም ኣቦታት ብሞት ዘይሓልፍ ሰብ የልቦን። ታሪኽ ግና ነባሪ’ዩ። እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ወሎዶታት ኩሎም ድማ፥ ብታሪኽ እምበር ብኣካል ኣይረኣናዮምን። ብታሪኽ ግና ንፈልጦም ኢና። እቲ 1983 ዓ/ም (1991) ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ’ውን፥ ርእሱ ዝኸኣለ ናቱ ታሪኽ ኣለዎ። እቶም ታሪኽ ዝሠርሑ ግና ሰባት’ዮም። ኣብቲ
ዋዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ። ብደብረ ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል ማሕዘል፡ ቅድመይ ተደፋእ!! ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሃይማኖትና ዝብለና፡ እግዚእብሄር ዝሃበና ትእዛዝ ሓቂ ተዛረብ እዩ ዝብል። ኣነ ብኣቦ ሓጎታተይ ክወራረስ ዝመጸ ጓል ኣቅሽሽቲ ለዝኾንኩ ከኣ ሓቂ ተዛሪበ ክመውት ኢየ ዝደሊ።” ወ/ሮ ጉዐይ “ሃይማኖትና ሕማቅ ክግበር እንዳረኣኻ ሱቅ ኣይትበል እዩ ዝብል።” ኣምና
መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያንን ኤርትራውያን ኣመሪካውያንን ኣብ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ከባቢ ሎስ ኣንጀለስ፡ ኦረንጅ፡ ሳን በርናርዲኖ፡ ሪቨር ስይድ፡ ሳን ዲየጎ፡ ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ አብ ትሕቲ ዝኽርና ክብሮም፡ ግብርና ደበሶም ዚብል ጭርሖ ሓቢርና ንምኽባር፡ ሃገራዊ ነጻነት ንኸልብሱና ሰማእታትና ዚኸፈልዎ ዚኸበረ ዋጋ ንዘለኣለም ክንዝከርን ክነኽበርን ከም ዚኾነ:
ስውእ ዘይኾነ ሞይቱስ ንሕና ኢና ሞይትና። ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዕስራ ሰነ ቅድሚ ኽልተ ዓመት እቶም ደገፍቲ በይኖም: እቶም ደለይቲ ፍትሒ ድማ በይንና እና ሰማእታትና ንዝኽር ዝነበርና።እቶም ደለይቲ ፍትሒ ነቶም ደገፍቲ ንስኩም ንዝጠለምኩሞም ሰማእታት ክትዝክሩ ሕልናዊ ብቅዓት የብልኩምን: ምኽንያቱ ደቂ ስውኣት ኣብ ባሕሪ እንዳሃለቁ ስድራ
እቲ ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ናብ መራሒ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝጸሓፉዎ ደብዳበ፡ ኣብ ኩነታት ፖለቲካን ዲፕሎማስን ኣፍሪቃ ሓድሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ተበግሶ እዩ። እቲ ኣብ መበል 55 ዓመት ዝኽሪ ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝለኣኹዎ ደብዳበ፡ ምስ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ ብምግጣሙ፡ ረዚን ትእምርታዊ ኣገዳስነት ኣለዎ። ንኣፍሪቃዊ ናይ ሓድነት መንፈስ፡