Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ብኣጋጣሚ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ !! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ክቡር ዕለት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታትና ክንዝክር ኣብቅዓና ። ናይ ሎሚ ዓመት 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣትሪሩ፡ ብሓደ ርድኢትን ድምጽን ይኣክል

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ !!
ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ክቡር ዕለት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታትና ክንዝክር ኣብቅዓና ። ናይ ሎሚ ዓመት 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣትሪሩ፡ ብሓደ ርድኢትን ድምጽን ይኣክል ብምባል፡ ሕድሪ ሰማእታቱ ንምትግባር ተላዒልሉ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ንዝክራ ምህላውና ኣዝዩ ፍሉይነት ኣለዋ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT