Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ ጭንቀቱ

READ MORE

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ

READ MORE

ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ   20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ።     ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ።     ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ ክድፈኑ፡ ብኽንቲት ተላዒሎም ረዘንቲ ጀጋኑ።     ኣንታ ኩቡር ህዝቢ ግደፍ’ባ ግደፍ፡ ዓፅሚ ጀጋኑ ክላዓል ብጠላማት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ገመል ሸሊምኩምዎ ክንዲ ግደፍ

READ MORE

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር   ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ካልኣይ ዳግመ ስርርዕ ክሳብ ዝውዳእ ምጽባይ ቀሊል ኣይነበረን። ምኽንያቱ፡ ከም ኤርትራ ኣብ ዝኣመሰለት ድሕርቲ ሃገር ተሓታትነትን ናይ ኣሰራርሓ ግሉጽነትን ስለ ዘይነበረን

READ MORE

ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን  ኣንጸባረቑ። ናበይን ከመይን

READ MORE

ልሳን ህግደፍ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ’ዚ ንምንታይ ከም ዝተጋደለ ረሲዑ፡ ነቲ ራእን ሕልምን ጀጋኑ ስውኣትና ብምርጋጽ፡ ቃል ስውኣትና ጠሊሙ፡ ብሕሰምን መከራን ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ገበል፡ ክሳዕ ዕለተ ሕልፈቱ ብተኣማንነት ዘገልገለ ሜጀር ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ኣብታ ልሳን መላኺ ዝኾነት ቲቪ ህግደፍ፡ በቶም ኣብ ግዜ

READ MORE

ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት

READ MORE

ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ  ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ

READ MORE

እዛ ስድራ ድሕሪ ጥሪ 21 ፣ 2013 ክሳብ ኢትዩጵያ ዝኣተውሉ ቅድሚ 3 ወርሒ ኣብ ከልበትበትን ስቃን ዮም ኔሮም፡፡ በኺታ ኣብርእሲ ሰባኣያ ምስኣና ስብሓት ኤፍረምን ተኽላይ ማንጁስን ኣሽካዕሊሎምላ ዮም፡፡ ካብ ገዛኣ ብፓሊስ ኣውጺኦም ኣቁሑታ ኣብ ደገ ደርብዮም ህዝቢ ከረን ብጓሂ ከንፈሩ ክመጡ ዝወዓለሉ ኩነታት ዩ ኔሩ

READ MORE

ብክፍሊ ዜናን ባህልን - ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ 15 መጋቢት 2014 ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዳለወ፡ ብውፉይ ጋዜጠኛ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተመርሐ ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቲ ሰሚናር ብተቐማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ ከምእውን ካብ ከተማ ሲንሰናቲ ኦሃዮ ክልተ ሰዓት ተጋዒዞም ብዝመጹ ተሳተፍቲ ማዕሪጉ። [gview

READ MORE

መንእሰይ: ምርጫ ናትካዩ: ኣነ ግን " ጽናዕ ! ትባዕ ! " ይብለካ ንበል: ኣማኻሪ መላኺ ኤርትራ: ጽባሕ ንግሆ ኣውሮጳ መጺኡ:: "ካብ ሎሚ ንህግደፍ ገዲፈዮ እየ:: ህግደፍ ጨቋኒ እዩ:: ስለዚ ገዲፈዮ ጥራሕ ዘይኮንኩስ: ኣንጻሩ ክቃለስ'ውን እየ" ኢሉ: ኣኼባ እንተዝጽውዕ:: ዝወጾ ዘይብሉ ውርጹጽ ጽሑፍ: ብእንግሊዝ: ብዓረብ ብትግርኛ ጽሒፉን ኣስተርጒሙን ኣብ

READ MORE

ደቂ ሰባት ከም መጠን ብዝሖምን ብቕዓቶምን ነገራት ብዝተፈላለየ ኩርናዕን በብዓይነቱ ግራዲ ዘለዎ መነጸር ጠሚቶም፡ነናቶም ግምትን ሚዛንን'ዮም ዝህብሉ። ዘሎናዮ ኩነታት ከኣ ቅድም ፖለቲካ ህግደፍ ዞኣብለሎ'ዩ።ቀጺሉ ከኣ ምስ ህግደፍ ዘሎና ርሕቀትን ቅርበትን መሰረት ገይርና ግምትን ሚዛንን ንህበሉ።ገለ ኩነታት ሃገርና፡ጸላእትና ማለት ኤሜሪካ፡ወያነ ካል እን ዝፈጠሩዎ ኢልና ነማርር። ገሌና ከኣ ኩነታት

READ MORE

 ዘሐጉስ ዜና ንደለይቲ ለውጢ።                          19-03-14፡ ንህግደፍ ትትክእ ሓዳስ ሳልሰይቲ ሕብእቲ ሰልፊ ተመስሪታ! መቸም ብምኽንያት ዘይወግዓውነቱ ንዝኾነ ሓቀኛ ዛንታ ብልቢ-ወለድ፡ንዝኾነ ክበሃል ዝተደልየ ነገር ብመልክዕ ቤላቤሎ እ ናተመሰለ፡ ረቀቕቲ ኣካወንቱ ድማ ክሳብሕጂ ብባዶ ሰለስተ እናተጠመቑ ከምዝጸንሑ መጠን ኣማስያኦምስ እቲ ሓቀኛ ስራሓ ቶም ክፍለጥ ከምዝተኻእለ ይፍለጥ። እሞ ሃየ በሉ ሎሚ

READ MORE

ተስፋና’በር……… ብ.ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 20/03/2014 ተስፋና’በር ደሚቑ ተወሊዑ ቃልሲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዓለም ኣጒላዕሊዑ ሓይሉ ፣ወሲኹ፣ መሊሹ ተርኒዑ ተላዒልና’ሎና ሃየ ተበገሱ ንዑ፡ ቃልስና’በር ተወንጪፉ ብናህሪ መንእሰይና ይብል ኣሎ ንመክት ኣብ ግብሪ ኣይረሳዕናን ይብል ኣሎ ሰራዊት ሕድሪ ኣጆኺ፣ ምሳኺ’ዩ ሓፍቲ አእጃምና ዝግበር ግበሪ፡ ቆላሕታ’በር ኣንቢሩ ዝበዝሐ ስቕ-በሃሊ ዝጠቕሞን ዝጎድኦን ጀሚሩ ከለሊ ጓልሄዋን ፈንጢሳ ንጸቓጢ ባህሊ መሰለይ ትብል ኣላ ብግቡእ ብዕሊ፡ ኣመንቲ

READ MORE

ኣብዚ ብቓልሲ ዝልለ ዕለታዊ ውልቃዊ  ህይወትን፡ ተወሳኺ ናይ ሞትን ሕይወትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽንኩር እዋናዊ ቃልስናን፡ -ኣብ ዘሎካ እንተ ዝውስኹኻ- ከም ዝበሃል፡ ናይ ቃልስና ሞራል ክብ ንምባልን ሕልናና ንምብርባርን  እወንታዊ ኣበርክቶ ክትገብረልና  እትኽእል  ዝተተርጐመት እትስዕብ ግጥሚ ንቐደም በሉ። ንምምሕያሽ  ወትሩ  ቦታ ኪህሉ ግድን ስለ ዝኾነ፡ ነዚ

READ MORE

ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሕልሚ ናጽነትን ሓርንትን ስለ ዝነበረ እዩ፡፡ ኣከያይዳ ፖለቲኩኡ ውን ምስቲ ህዝቢ

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ብቀዳም 15 መጋቢት ኣብ ኢንድያናፖሊስ ንጽባሓይቱ ትማሊ ሰንበት 16 መጋቢት ድማ ኣብ ቦስተን ተረኺቡ ኣብ ዘካየዶ ተኸታታሊ ሰሚናራት፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣድማዒ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ብምውዳብ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ክልውጡሉ ብዛዕባ ዝኽእሉ ስልትታት ኮነ ጭቡጥ ተራ ኣሰና ኣብ ምድንፋዕ

READ MORE

እዚ ሎሚ ኣብዚ ተኣኪብናሉ ዘሎና ማዓልቲ (8 መጋቢት)፡ እቲ  እምቢ ንዓመጽ፡ ዘበት ንተምበርካኽነት ብምባል፡ ብዓለም ደረጃ ነጋሪት  ዝተሃረምሉ፡ቃልሲ ንጸረ ኩልንትናዊ ወጽዓ፡ ዝተወሰነሉ ማዓልቲ፡ ሓቢርና ክንዝክሮን ከነኽብሮን ምኽኣልና፡ እንካዕ ናብዚ ኣብቅዓና ይብል። ኣብዚ ማዓልቲ’ዚ ዝተተለመ ፍትሓዊ ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንጻር ዓማጽን ጨፍላቒን መርሆታት ደው ብምባል፡ ንማዕረ መሰል

READ MORE

ዳግመ- ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን። ``ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፤ ንናጽነት ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ ዳግመ -ርኽክብን ናይ`ቲ እዋን ነጸብረቕታን`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ንመበል ሳልሳይ ዓመት ኣብ ከተማ ኣትላንታ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንዝቃናዕ ዳግመ-ርኽክብ፡  ዘብርህ፡ ዝሕብርን ዘረድእን ድሕረ-ባይታን፡ ናይ ተሳታፍነት መጸዋዕታን። ``ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ  ዕጥቃዊ ቃልሲ

READ MORE

ኣስመራና ጻዕዳ! መበገሲ ጽሑፈይ፡ እዚ ትማሊ ረቡዕ 12 መጋቢት 2014 ኣብታ ብጉጅለ ህግደፍ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ብመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብመደብ ክትዓኑ ተፈሪዱዋ ዘሎ ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ ዝዘነበ (ዝናብ ኪብሃል’ኳ ኣይከኣልን) ምኽንያቱ፡ ከምዚ ዓይነት ዝናብ፡ ዝናብ ኣይጽዋዕን’ዩ። ጭፍጨፋ’ዩ ዚብሃል። እዚ ኣብ ውሽጢ ሰዓትን ፈረቓን ክሳዕ ሓደ ሜትሮ

READ MORE

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ምስ ማሕበር ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ሊድስ ብምትሕብባር፣ ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ “ክብሪ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ንዓቅብ፣ ኣደ ዳግም ኣብ ቅርዓት ትጽበ’ላ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዕዉት ሰሚናር ተሰላሲሉ። ሰሚናር ብዝክረሰማእታት ተጀሚሩ። መራሒ መደብ ኣቶ ዳዊት ሰበይ ንተሳተፍቲ እንቋዕ ድሓን መጻኩም ድሕሪ ምባል ኣውሎ

READ MORE

ብስራት ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና እታ ድምጽኹም ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና፣ ርእይቶታትኩም ብናጽነት ከተስምዑ እተካይዶ ዘይሕለል ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ብቴለፎን ደዊልኩም መልእኽቲ እትህቡሉ ሳንዱቕ ርእይቶ ኣዳልያትልኩም ከምዘላ ብሓጎስ ተበስር። ኣብ ማዕከን ርእይቶ ድምጺ ኣሰና ካብ ሓደ ደቒቕ ዘይነውሕ መልእኽትኹም ንምሃብ እቶም ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ዘለኹም ብቅድሚት ክልተ

READ MORE

CALL FOR PAPERS   EMDHR WORKSHOP   THEME: STRATEGIC THINKING ON POLITICAL AND SOCIOECONOMIC CRISES IN ERITREA: IMPLICATIONS, SCENARIOS AND RESPONSES   09-11 May 2014, Pretoria, South Africa Introduction Eritrea attained its de facto independence in 1991 and de jury in 1993 after a protracted war of independence that lasted for thirty years. At the centre of the

READ MORE

ትብጻሕ ናብ ኣሰናዳእቲ መደብ ራድዮ ኤረና (2) ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ገለ ሰባት ኣብ መንጎ ደለይቲ ፍትሒ ሓዊ ንምእጓድን ነቲ ደለይቲ ፍትሒ ክንሃንጾ እንደሊ ዘለና ነቐፌታን ርእይቶን ናይ ምጽዋር ባህሊ ንምኹላፍን ኢሎም፡ ንዓለቐይ ኣብ መደባት ራድዮ ኤረና ድሕሪ ምርኣዮም፡ ድሕሪ ምንባቦም’ኳ ክብል ኣይክልን’የ፡ ምኽንያቱ፡ እንተዘንብብዎ

READ MORE