Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

‘ስዉእ ተዛሪቡ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ዝተዳለወት ፊልም፣ ብ 28 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ተመሪቓ። ኣብቲ ድሙቕን ምዕሩግን ኣጋጣሚ መኽፈቲ፣ ኣብታ ፊልም ኣበርክቶ ዝገበሩ ስነጠበኛታት ከኣ ምስክር ወረቐት ተዋሂቦም። እታ ፊልም ንምርኢት ቅድሚ ምቅራባ ኸኣ፣ ዕዱማት ኣጋይሽ ድራማዊ ሙዚቃ ተዓዚቦም። እዚ ዝስዕብ ቃል ናይታ ጉጅለ ስነጥበበ ከኣ

READ MORE

ብቀዳም ዕለት 01-3-2014 ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ኣስታት 300 ኤርትራዊያን ዝተሳተፉዎ ንህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣደልዲሉ መጻኢ ወለዶ ኤርትራ ዘውሕስ፡ ብቅዋምን ሕግን እትመሓደር  ኤርትራ ንምምስራት ንመሰልካን መሰል ህዝብኻን ደው ኢልካ ክትቃለስ ሓቦን ጽንዓትን ዘስንቕ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም(ወዲ ቫካሮ) ልክዕ ሰዓት 14፡30 ኣብ’ቲ

READ MORE

ዘይተገብረ ‘ምበር ዘይተዘርበ የለን!! ኣንቱም ሰባት! ናይ ማይክሮፎንን ተጋደልቲ ኴንና እምበር ተሪፍና። ኣብ 1990፣ ኣብቲ ደጀን ሓርነታዊ ቓልስና ዝነበረ ሳሕል፣ ባህሊ ውድብ ተደኵኑሉ ኣብ ዝነበረ ዓራግ ዝብሃል ቦታ ብሓደ ሱዳናዊ ምሁር ድራማ፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ፣ ካብ ባህሊ ውድብን ጉጅለታት ባህሊ ክፍለሰራዊታትን ዝተዋጽኡ ደረስትን ተዋሳእትን ዝተሳተፉዎ ናይ ክልተ

READ MORE

ፍንጫሕ መሰንገለይ…….                                     04-03-14 መጋቢት ሸሞንተ፡ ጭኮናና ተቐንጠጠ፡                                                                                     መጋቢት ሰላሳ፡ ጭኮናና ተመሊሳ፡ ……………… ናይዚ እዋን ፖለቲካ ሸሞንተ መጋቢት!!!!!!!!!!!!!! ………………….፡ ኣነ ድማ እንድዕለይ፡ መፈጠረይ ግዲ ፈቃር ኮይናስ ከምዛ ብፍሉይ ትብጻሓኒ፡ ነገር ናይዛ ትመጸና ዘላ ክፋል ዓመታዊት ኣህጉራዊት በዓል እንክለዓል ምሒር ኢያ ተቕለውልወኒ። ውራይ ጓለንስተይቲ ክሳብ ዝኾነስ ወራይ ወላዲተይ፡ ጓለይን

READ MORE

ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ መደባት ምርኩስ ብምግባር፡ ውደባን ርኽባትን ኣብ ቀጽሪ ኤዲኪ ንህዝባዊ ጨንፈር ርኽብ ብ02 መጋቢት 2014 ርኽብ ኣካይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/NDA_Meeting03032014.pdf"]

READ MORE

ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፣ “ናይ ስራሕ ምባጽሕ ንምፍጻም” ሎሚ ንጉሆ 2 መጋቢት ቀጠር፣ ደውሓ፣ ከምዝኣተወ ኣገልግግሎት ዜና ቀጠር QNA  ሓቢሩ። መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ደውሓ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ከም ቀደም ኣሚር ቀጠር ዘይኮነስ ሚኒስተር ምምሕዳር ከተማን ከተማዊ ውጥንን ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ቀጠርን እዮም ኣብ

READ MORE

ኣብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ክፍሊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ዝዓዪ ዝነበረ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣቶ ዓብዱ ዑስማን ሑመዲን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ንሱ ብሱዳን ኣቢሉ እዩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣምሊጡ። ናይ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን

READ MORE

ባይቶ ስምረት ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ ከሰላስሎም ዝጸንሐ ናይ ቃልሲ ጉዕዝኡ ንምግምጋም፡ ዝሓለፎ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ቃልሲ ኩሉ ብዕምቆት ንምርኣይ፡ ኣብ መስርሕ እቲ ዝተጓዕዞ ርሕቀት ዘጋጠሙ መኻልፋት ንምምዛን፡ ነቲ ኣብ ደብረ -ዘይት ካብ 07 ክሳብ 17 ሓምለ 2012 ዘካየዶ ቀዳምይ መድረኽ ዘተ ዝሓለፈ ወሳኔ መሰረት ብምግባር፡ ከከይዶ

READ MORE

ምሸታዊ መደብ ኣብ ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ ።   ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት   v  ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 ተ መጋቢት ፣   ብሓባር ንምብዓል ፡ ናይ ዕላልን ጸወታን ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ኣሎና ።   ዝካየደሉ ዕለት ፡ 15th March 2014   ቦታ፡ Paddington Arts 32 Woodfield Road, London, W9 2BE   Nearest Underground Station:

READ MORE

መልቀስ ንዶክቶር ምስጉን ተድላ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ሰምየን ኣመሪካ   ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!! ኣንታ እንታይ ሰሚዔ ሎሚ ቕነ ስሙ ጥዑም ሃዋርያ ዘበነ ጎይታ ይመስገን ኢሉ ዝደነነ ሎምስ ዶክቶር  የሎን ድኣ ተሳእነ።   ዶክቶር ምስጉን ወድ ኣቦይ ተድላ ሽማንጉስ ላዕላይ ዝዓድኻ ኣብ ማእከላ ወዲ ካርነሽም ድምበዛን ብኹላ ደቂተሽም ዓንሰባ ሓማሴን ብጠቕላላ ወዲ ኤርትራ ዝተፈጥረ ኣብ ማእከላ።   ወየ ኣነ!!! ወየ ኣነ!!!

READ MORE