ኣብ ህይስተን፡ ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ፖሊስ መርመራ ንኽቃለጠፍ፡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ: ሓንቲ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር ድማ ተመስሪታ September 2, 2010 11:26 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ሰኑይ ነሓሰ 16፡ 2010 ዓ.ም. ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ ኣፋፌት ህንጻ ናይ ከንቲባ ኣኒስ ፓርከር፡ ዝርከብ ሲቲ ሃል ዝበሃል ቦታ እዩ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ህይስተን፡ሓንቲሕጊመርመራማሕበርሰለማዊሰልፊተመስሪታተኻይዱናይንምቕራብንኽቃለጠፍ፡ኣብኤርትራውያንዘሎዝካየድዝጽውዕድማገበነኛታትፖሊስ
ፖሊስ ምስሪ ንሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ቖልዓ ብትሕዞ፡ ብጥይት ቀዚፎማ። June 29, 2010 5:22 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፖሊስ ምስሪ ንሓንቲ ቆልዓ ሒዛ ብሓውሲ ደሴት-ሲናይ ናብ እስራኤል ክትሰግር ዝፈተነት ኤርትራዊት ኣደ ቖልዓ፡ ካብ ናይ ቀረባ ርሕቀት ብጥይት ከምዝቐተሉዋ ሮይተርስ ካብ ምስሪ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ምስሪቀዚፎማ።ቖልዓብትሕዞ፡ብጥይትንሓንቲኣደኤርትራዊትፖሊስ
ስርዓት ህግደፍ ምስቲ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተኻየደ ፈተነ ቕትለት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ሰለስተ ኣባላት ፖሊስ ኣሲሩ። August 21, 2009 12:12 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE (ስእሊ፡ ሓላፊ ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኮለኔል ተስፋልደት – ካብ ርሑቕ ዝተሳእለ – ስእሊ ንዝለኣኸልና ምንጪ ነመስግን) ስርዓት ህግደፍ ምስቲ ብሓሙስ ዕለት 13 ነሓሰ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ማይ-ኣጣል ዝተኻየደ ናይ ቅትለት ፈተነ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ሰለስተ ኣባላት ፖሊስ ከምዝኣሰረ ኣብ ፓሪስ ዝመደበራ ድምጺ-ኢሬና ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልዕሊምስቲምኽንያትሰለስተስርዓትቕትለትብዝተኣሳሰረኢሳይያስኣሲሩ።ኣባላትኣብዝተኻየደፈተነፕረዚደንትፖሊስ
ሽማግለ ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ኣብ ኣስመራ፡ ሓሙሻይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። June 20, 2009 6:00 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብቐዳም 13 ሰነ ብህግደፍ ካብ ኣባይቶም ተለቒሞም ዝተኣስሩ ሽማግለታት ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ኣብ ኣስመራ፡ ሓሙሻይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ሓሙሻይሓሰንመደበርሽማግለተኣሲሮምተፈሊጡ።ኣስመራ፡ኣብኣቦታትከምዘለዉኬክያንዓብዱዮኑስንፖሊስ
ፖሊስ ግብጺ ኣብ ዶብ እስራኤል ኣደ ክልተ ቆልዑ ኤርትራዊት ስደተኛ ቀቲሎም። February 19, 2008 1:28 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፖሊስ ግብጺ፡ ሓንቲ ጓል 37 ኤርትራዊት ኣደ ጓል 8ን 10 ኣዋልድ ደኣ ሒዛ ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ክትሰግር ከላ ኣብ ዶብ ብጥይት ቶኪሶም ከምዝቐተሉዋ ብቐዳም 16 ለካቲት ሮይተርስ ካብ እሽማዒልያ፡ ግብጺ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ስደተኛቀቲሎም።ቆልዑኣብኣደኤርትራዊትእስራኤልክልተዶብግብጺፖሊስ