ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ነርወይ ናይቲ ንኤርትራ ናብ ገፋሕ ቤትማእሰርቲ ዝቐየረን ኣብ ዓለም ካብቶም ዝኸፍኡ ብምግሃስ ሰብኣዉን ደሞክራሲያዉን መሰላት ዝፍለጥ ስርዓት ህግደፍ ደጋፊ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ኣብ ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ዝወሰዶ 400,000 ነርወይ ክሮነር ንምምላሱን ብሕጊ ዝሕተትሉ መንገድን ኣብ ምስልሳል ይነጥፉ ከምዘሎዉ ኣፍሊጦም፡፡

ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ስለናጽነት ዝተወፈዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ከምኡ ‘ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገራዊ ግቡኦም ዝፈጸሙ መንእሰያት ዝርከቡዎም ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም።
ኣብ 21 ክፍለ ዘመን እንተሎ ዝዕሹ
እሞ ኮምፒተር ተተርኢሶም ዝድቅሱ
ኣብ ጫካ ዝነብሩ ብ10.ኢድ ይሕሹ
ብዘይካ ምምእራር ካልእ ዘይፈላፈሱ
ከም ብዓል ማንኪ ዘይብሎም ዝሕሱ
ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንሰሓሓበሉ ግዜ ኣይኮነን።
አገዳሲ መግለጺ ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሕዝቢ ኤርትራ – ሽቱትጋርትን ከባቢአን ( ጀርመን)
ክቡር ህዝበይ ደቂ ዓበይቲ ደቂ ዎራዙት
ኣይተረአን ድዩ ናብ ህዝቢ ዝወረደ መዓት
ሃይባ ንጠርንፍ ንዕለዎ ነዚ ኣረመኔ ስርዓት
ብቑጠባ ንሕነቆ ንኾንኖ ንሓሶት ኣኽባታት
ብሃር ኤርትራዊ ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ፡ ሎሚ 12 ጥቅምቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጀኔሮ፡ ብራዚል፡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ንሳልሳይ ግዜ ናይ ፍርቂ ማራቶን ሽምፕዮን ዝተዓወተ ቀዳማይ ወዲ ተባዕታይ ብምዃን ከኣ ታሪኽ ሰሪሑ።
ንግዜ እኮ
ንሕና ኢና ንመልኮ
ከምይ ነምልኾ
ዕሸል ክዓኩኽ
ዕንዳይ ክጉበዝ
ጎምበል ክመስል
መሲሉ ከሽምግል
ዓንኬል ከተብቅዕ
ኣሪጉ ከላግስ
ኩሉ ግዜ ንቕድሚት።