ብዕለት 08 ግንቦት 2011 ንጉዳይ ስደተኛታት ዝምልከት ዕውት ክልትኣዊ ርክባት ኣብ ካርቱም ሱዳን ተኻይዱ።ብወገን ሱዳን ዝተረኽቡ፡ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣምባሳደር መሓመድ ሓምድ፣ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ቐርኒ ኣፍሪቓን ሃገራት ኣዕራብን ወ/ሮ ሳልማ ሓሰን ሓላፊት ስድተኛትት ቐርኒ ኣፍሪቓን
ብዕለት 08 ግንቦት 2011 ንጉዳይ ስደተኛታት ዝምልከት ዕውት ክልትኣዊ ርክባት ኣብ ካርቱም ሱዳን ተኻይዱ።ብወገን ሱዳን ዝተረኽቡ፡ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣምባሳደር መሓመድ ሓምድ፣ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ቐርኒ ኣፍሪቓን ሃገራት ኣዕራብን ወ/ሮ ሳልማ ሓሰን ሓላፊት ስድተኛትት ቐርኒ ኣፍሪቓን
ኤርትራውያን ካናዳውያን ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ባይቶ ኦንታርዮ ብምስላፍ፡ ጉዳይ ናይቶም ብ22 መጋቢት ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ 400 ኤርትራውያን ክጽናዕ ጻውዒት ኣቕሪቦም።
ኣቶ ካሕሳይ በርሀ ድሕሪ’ቲ ዝተዋህቦ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ስደተኛ መንበሪ ወረቐት ምሓዙ ነቲ ስርዓት ኣስመራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ብሕታዊ መሰለይ ብምግሃስ ኣብ ውሽጢ ሃገረ ኤርትራ ከንብረኒ ስለ ዘይከኣለ ኢሉ ንዘቕረቦ ናይ ማሓላ ቓል ብምኽሓድ ምስ ስርዓት ኣስመራ ብምትሕብባር
ኣቶ ካሕሳይ በርሀ ድሕሪ’ቲ ዝተዋህቦ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ስደተኛ መንበሪ ወረቐት ምሓዙ ነቲ ስርዓት ኣስመራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ብሕታዊ መሰለይ ብምግሃስ ኣብ ውሽጢ ሃገረ ኤርትራ ከንብረኒ ስለ ዘይከኣለ ኢሉ ንዘቕረቦ ናይ ማሓላ ቓል ብምኽሓድ ምስ ስርዓት ኣስመራ ብምትሕብባር
ብምኽትል ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ (ኣ.ሽ.ሃ.ዋ.) ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮን፣ ብኣቶ ጎይትኦም ኩፍሎም፣ ኣባል ኣ.ሽ.ሃ.ዋ. ክፍሊ ሰነዳትን፣ ዝመርሕዎ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ንተቐማጦን ሓደስቲ ስደተኛታትን ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ስዊስ ተካይዱ።
ግዱሳት ኤርትራውያን ካናዳውያን ምስ ኣባል ባይቶ ሰልፊ ሊበራል ሚስተር ጀራርድ ከነዲ ብ29 መጋቢት ብምርኻብ ንኩነታት ኤርትራን ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ኣካይዶም።
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ንጥሩፋት እስላማውያን ተቓወምቲ ሶማል እትህቦ ደገፍ ብምቕጻላ፡ ኣብ ልዕሊ መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ ናይ ኣጽዋር መሸጣን መገሻን እገዳ፡ ከምኡ ‘ውን ምድስካል ንብረትን ጸጋታትን ዘጠቓለለ ንድፊ – እገዳ ኣርቂቑ ንውሳኔ ኣዋዲዱዎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ብበይንኣዊ መንገዲ ሃገርነት ዝኣወጀት ሶማሊ-ላንድ፡ ኤርትራ ንጉዳይ ስርዓቱ ብዝምልከት ንዝዘርግሓቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ብጣልቃነት ብምቅዋም፡ ተሪር ወቒሳ ዝሓዘ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ።
ብመጀመርታ ነዞም ናይ ነዊሕ ዓመታት መማህርተይን ኣዕሩኽተይን ሰመረ ከሰተን ተስፋልደት በላይን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ሃለዋትኩም ይረክብ ስለዘለኹ ኣብ ተዛማዲ ሰላም ምህላውኩም ክሰምዕ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ፡፡ ብምቕጻል ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ካባኹም ዘይተጸበኽዎ ኣድላዩ ኮይኑ ዘይተሰመዓኒ ጽሑፋት ስለዘንበብኩ ናይ ኣይፋልኩምን መልእኽተይ ከመሓላልፍ ተገዲደ፡፡
ዝቐደመን ዝደሓረን ጉዳይ ዶብ፣ ብሰላማዊ መንገዲ ጥራይ ክፍታሕ ንጽዉዕ፣ – ብማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ደሞክራስን ኣብ ስዊስ