መኸተ ውልቀምልኪ ብዘይ ተሳታፍነት ደቀንስትዮ ኣይዕወትን – ቃል ኣሰና March 8, 2010 10:20 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሎሚ 8 መጋቢት መበል ሚእቲ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ እዩ። ኤርትራውያን ደቅንስትዮ ኸኣ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዕለት ‘ዚ፡ ኩነታተን ገምጊመን ተራአን ዘጕልሕ ዕማማት ከዋድዳ ይግባእ። Continue reading POST TAGS: መኸተቃልብዘይተሳታፍነትኣሰናኣይዕወትንውልቀምልኪደቀንስትዮ
ዓገብ! – ንማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ (ሃማደኤ) አብ ጀርመን November 11, 2009 11:48 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሃገረይ፣ ሰላም አብ ውሽጠይ አሕድርለይ ክንሳሕ ንዝፍጽሞ ባዕለይ ሸለውለው ከይብል ርግኣት ወስኽለይ፣ ሃገረይ፡ ናይ መወዳእታ ፈትኒ ጸሎት ግበርለይ ኣደ እየ’ሞ ከይሕለል ልበይ ወይ ደቀይ እንዳተገፍዑ ከይስዕስዕ አብ መቓብር ሰኣን ልበይ ጽቡቕ አለዉ ኢለ ከይብል ድምብርብር READ MORE POST TAGS: ሃማደኤንማሕበርአብኤርትራዓገብደቀንስትዮጀርመን
ምስ ኣባላት ራድዮ ባና፡ ሰናይት ሃብቱን ይርግኣለም ፍስሃን ዝበሃላ መማህራን-ደቀንስትዮ: ከምኡ ‘ውን ወጻእተኛታት ብህግደፍ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፍሊጡ። March 2, 2009 1:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ምስቶም ዝሓለፈ ሳምንቲ ብምልካዊ ህግደፍ ዝተኣሰሩ ዓሰርተታት ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ፡ ሰናይት ሃብቱን ይርግኣለም ፍስሃን ዝበሃላ መማህራን ደቀንስትዮ ከምዘለዋ ድሒሩ ዝመጽኣና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃብቱንመማህራንምስራድዮሰናይትባና፡ብህግደፍተኣሲሮምተፍሊጡ።ኣባላትከምኡከምዘለዉወጻእተኛታትውንዝበሃላይርግኣለምደቀንስትዮፍስሃን
ሰበስልጣን ሊብያ 7 ደቀንስትዮ ዝርከባኦም 53 ኤርትራውያን ገፊፉ ዳንፉድ ኣብ ዝብሃል ኣብ በንቓዚ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ዳጕኖሞም ምህላዎም ተፈሊጡ። July 24, 2008 1:15 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰበስልጣን ሊብያ ብዘይካ ‘ቶም ኣብ ምስርታህዝ ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ኣሲሮም ዘሳቕዩዎም ዘለዉ 700 ኤርትራውያን፡ ዛጊት ብ UNHCR ዘይተበጽሑ 7 ደቀንስትዮ ዝርከባኦም 53 ካላኦት ኤርትራውያን ኣብ ዳንፉድ ዝብሃል ኣብ በንቓዚ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ኣሲሮም ምህላዎም እቶም ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ሊብያምህላዎምሰበስልጣንበንቓዚቤትማእሰርቲተፈሊጡ።ኣብኤርትራውያንዝርከባኦምዝርከብዝብሃልደቀንስትዮዳንፉድዳጕኖሞምገፊፉ