Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰበስልጣን ሊብያ 7 ደቀንስትዮ ዝርከባኦም 53 ኤርትራውያን ገፊፉ ዳንፉድ ኣብ ዝብሃል ኣብ በንቓዚ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ዳጕኖሞም ምህላዎም ተፈሊጡ።

ሰበስልጣን ሊብያ ብዘይካ ‘ቶም ኣብ ምስርታህዝ ዝብሃል ቤትማእሰርቲ ኣሲሮም ዘሳቕዩዎም ዘለዉ 700 ኤርትራውያን፡
ዛጊት ብ UNHCR ዘይተበጽሑ 7 ደቀንስትዮ ዝርከባኦም 53 ካላኦት ኤርትራውያን ኣብ ዳንፉድ ዝብሃል ኣብ በንቓዚ
ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ኣሲሮም ምህላዎም እቶም ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT