ኣብ ፓናማ ሲቲ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 25 ኤርትራውያን፡ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት በስገዳድ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ስለዝተነግሮም ኣብ ከቢድ ጭንቀት ይርከቡ። November 5, 2009 12:23 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ናብ ሰሜን ኣመሪካ ንምእታው ኣብ ጉዕዞ እንከለዉ ኣብ ፓናማ ሲቲ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 25 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት በስገዳድ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ምዃኖም ስለዝተነግሮም ኣብ ከቢድ ጭንቀት ከምዝርከቡ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ። Continue reading POST TAGS: ሰዓታትሲቲስለዝተነግሮምበስገዳድቤትማእሰርቲተታሒዞምናብኣብኤርትራኤርትራውያን፡ከቢድክምለሱውሽጢዝርከቡይርከቡ።ጭንቀትፓናማ
ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ። August 21, 2009 1:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ማእከላይሞይቶምስግኣትባሕሪተረጋጊጹ።ኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑከቢድካብካብኣቶምክሰግሩዝብልዝፈተኑየንጸላሉ።ግን
ይፍታሄ ዲሜጥሮስ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ ናይ መጠንቀቕታ ደብዳበ ድሕሪ ምውሃቡ፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ተፈሊጡ። April 14, 2009 4:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቀንዲ ልኡኽ ናይቲ ‘ብሃይማኖታዊ ጉዳያት” ዝፍለጥ መፍላቒ መሓውር ሃይማኖታዊ ናጽነት ህግደፍ ብምዃን፡ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዘራኸሰ ዝንገረሉ ይፍታሄ ዲሜጥሮስ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ መጠንቀቕታ ዝሓዘ ደብዳበ ካብ ዝገድፉሉ ንደሓር፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓለዋመንነቶምመጠንቀቕታምውሃቡ፡ሰባትብዘይተፈልጡብጽኑዕተፈሊጡ።ናይከምዘሎከቢድይንቀሳቐስይፍታሄደብዳበዲሜጥሮስድሕሪ
ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱም ሓለንጊ ጥምየት እናተገርፈ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዝርከብ ምንጭታትና ብምስክሕካሕ ገሊጾም። February 17, 2009 5:58 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓለንጊሓደጋምንጭታትናብሕሱምብምስክሕካሕኣብኤርትራእናተገርፈከምዝርከብከቢድገሊጾም።ጥምየት
ከቢድ መጠንቀቕታ ንኩሉ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ዜጋ!!! September 20, 2008 6:21 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ወጻኢ ሃገራት እትርከቡ ኤርትራዊያን ዜጋታት፡ ህላዌ ህዝብናን ሃገርናን ኤርትራ፡ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝባኣሰ ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ ኮይኑ፡ ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ብፍላይ፡ ብቃላት ክትገልጾ ዘይክኣል፡ ኣብ ታሪኽ መዋእል ኤርትራ ተሰሚዑን ተጌሩን ዘይፈልጥ ወዲቑ ይርከብ ከምዘሎ፡ ንኩሉ ኩነታት ኤርትራን ህዝባን ዝከታተል ብሩህ ሓቂ ኢዩ Continue reading POST TAGS: መጠንቀቕታንኩሉኣብከቢድወጻኢዜጋዝነብር