እቶም ኣኽላብ ይነብሑ ፣ እታ ቃፍላይ ጉዕዘኣ ትቕጽል January 26, 2011 9:36 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሰላም !! ዝኽበርኩም ኣሕዋት ደቂ ሃገር ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ሕጅውን !! ሰላም !! ንሎሚ መመላእታ ነቲ ናይ ቦኣምሆይ ቱኒሳውያን ንዓኹም የማስለና ኢለ ዘቅረብክዎ ‘የ ክዛረብ፣ Continue reading POST TAGS: ፣ቃፍላይትቕጽልኣኽላብእታእቶምይነብሑጉዕዘኣ
እቶም ሰብ ሰናይ ውዕሎ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናበይ ኣበሉ !? – ብ ባሩድ 2001 November 23, 2010 10:30 pmፖለቲካassenna00 SHARE ‘ኢሳይያስ፡ እዚ ሓለቓ (ካፖ) ጥፍኣት፡ ንኸይፈልጠን ይኹን ንኸይዝክረን ዝመሓለለንን ዝጠሓለለንን ክልተ ነገራት ኣለዋ፡። ንሳተን ከኣ፡ እታ ቐዳመይቲ “ፍቕሪ ሰብ” እታ ካልኣይቲ ኸኣ “ምሕረት” እየን።’ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሰብሰናይናበይኣበሉኤርትራእቶምውዕሎ
እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ዝሓተቱ 90 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ። September 8, 2009 5:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ከምዝሓተቱ ብመንገዲ ኣሰና ዝሓበርናኩም 90 ኤርትራውያን ናይ ህይወት ኣድሕን ጻውዒቶም ኣንታዊ ምላሽ ድሕሪ ምርካቡ፡ እቲ ንምርድኦም ብሓለዋ ባሕሪ ዝተኻየደ ስርሒት ሎሚ 8 መስከረም ድሕሪ ቐትሪ ተዛዚሙ፡ ከምዝደሓኑ ካብ ዓዲ ጥልያን ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትባሕሪተፈሊጡ።ትማሊኣብኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑዝሓተቱ
ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ። August 21, 2009 1:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ማእከላይሞይቶምስግኣትባሕሪተረጋጊጹ።ኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑከቢድካብካብኣቶምክሰግሩዝብልዝፈተኑየንጸላሉ።ግን
እቶም ብዲክታተርያዊ ስርዓታቶም ዝልለዩ መንግስታት ህግደፍን ሊብያን፡ ብዛዕባ ‘ዲሞክራሲ’ ኣህጉራዊ ዋዕላ ንምክያድ ውጥን ክምዘሎዎም ገሊጾም። March 22, 2009 6:56 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ብ19 መጋቢት ምስ ልኡኽ መንግስቲ ሊብያ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገበሩዎ ርክብ፡ ህግደፍን ሰውራ ሊብያን ‘ዲሞክራሲ ኣብ ኣፍሪቃ’ ዝቴማኡ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣብ ኣስመራ ከካይዱ ብዛዕባ ኣዋዲዶሞ ዘለዉ ውጥን ከምዝተዘራረቡ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ስርዓት ገሊጻ። Continue reading POST TAGS: ‘ዲሞክራሲ’ህግደፍንሊብያን፡መንግስታትስርዓታቶምብዛዕባብዲክታተርያዊንምክያድኣህጉራዊእቶምክምዘሎዎምዋዕላውጥንዝልለዩገሊጾም።