ሰላማዊ ተቓውሞ ኣብ ሚላኖ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ተጨውዮም ዘለዉ ዜጋታትና ድምጽና ነስማዓሎም። January 23, 2011 11:04 pmMessageassenna00 SHARE ካብ ልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ጀሚሩ፣ ቁጽሮም ካብ 250 ዘይውሕዱ ኤርትራውያን ሕጻናት፣ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ብሸፋቱ ዓሌታት በድዊን(ዓሌት ራሻይዳ) ተጨውዮም ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ዓለም ብቐጻሊ ይዛረባሉ ኣሎዋ። Continue reading POST TAGS: ሚላኖምድረበዳሰላማዊሲናይተቓውሞተጨውዮምነስማዓሎም።ኣብዘለዉዜጋታትናድምጽናጸምጸም
መንግስቲ ህግደፍ ብስም ሃይማኖት ተዋህዶ፡ኣብ እስራኤል ዘለዉ ስደተኛታት ቀጥታዊ ርክብ ይገብር ኣሎ። November 27, 2010 3:04 amህይወትassenna00 SHARE ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ሞትን ጥይትን ህግደፍ ተሳጊሮም ምድረ በዳ ሳሃራ ሰጊሮም፡ ዝፈትውዎምን ዘፍቅርዎምን ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ኣብ በረኻ ሲና ንኣሞራ ብሰንኪ ህግደፍ ወፍዮም ኣብ እስራኤል ዕቑባ ዝሓተቱ መንእሰያት ማእለያ የብሎምን። Continue reading POST TAGS: ሃይማኖትህግደፍመንግስቲርክብስደተኛታትቀጥታዊብስምተዋህዶ፡ኣብኣሎ።እስራኤልዘለዉይገብር
ካብቶም ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ሓደ ተፈቲሑ። February 25, 2009 8:21 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ 'ቶም ስርዓት ህግደፍ ብዘይተነጸረ ምኽንያት ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ኣሲሩዎም ዘሎ ዓሰርተታት ኣባላት ራድዮ ባናን ሰራሕተኛታት መንግስትን ሓደ፡ ማለት ሃይለሚካኣኤል ዑቕቡ ጥራይ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓደመንግስትንራድዮሰራሕተኛታትባናንብስርዓትተኣሲሮምተፈቲሑ።ኣባላትኣቤቶኣብካብቶምዓዲዘለዉ
ኣብ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ሓይልታት ምክልኻል ኣብ ዞባ ደቡብ ብመንግስቲ ተዳጕኖም ዝነበሩ 618 እሱራት ወለዲ ነጻ ለቒቖም። December 18, 2008 12:50 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ መስርዕ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነቶም ገንዘብ ዘይከፈልኩም ተባሂሎም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ መንግስቲ ተቐይዶም ዝጸንሑ 618 ወለድን ስድራቤታትን ብሓይሊ ብረት ነጻ ከምዘምጽኡዎም ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 618ለቒቖም።ሓይልታትምክልኻልብመንግስቲተቓውሞተዳጕኖምነጻኣብእሱራትወለዲዘለዉዝነበሩዞባደቡብጸኒዖም
ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ክስጎጉ ከምዘይኮኑ ተስፋታት ኣሎ ተባሂሉ። July 25, 2007 12:18 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመንግስቲ ሱዳን ተኣሲሮም ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ኣቶ ሓጅ ዓብደል ኑር ካብ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ገሊጹ። Continue reading POST TAGS: ስደተኛታትተስፋታትተባሂሉ።ተኣሲሮምናብኣሎኣማኢትኣብኤርትራኤርትራውያንከምዘይኮኑካርቱምክስጎጉዘለዉ