Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ተቓውሞ ኣብ ሚላኖ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ተጨውዮም ዘለዉ ዜጋታትና ድምጽና ነስማዓሎም።

Milanoካብ ልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ጀሚሩ፣ ቁጽሮም ካብ 250 ዘይውሕዱ ኤርትራውያን ሕጻናት፣ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ብሸፋቱ ዓሌታት በድዊን(ዓሌት ራሻይዳ) ተጨውዮም ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ዓለም ብቐጻሊ ይዛረባሉ ኣሎዋ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT