መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብጽኑዕ ሓሚሙ ከምዘሎ ደጊሞም ግምርግጋጽ፡ ብሓደ ኢጣልያዊ ዶክተር ኣብ ኣስመራ ቀጻሊ ምክትታል ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ምንጭታትና ኣረጋጊጾም።

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብጽኑዕ ሓሚሙ ብምስጢር ናብ ቀጠር ከምዝገሸ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።
ብህዝባዊ ናዕብታት ቱኒዝያስ ግብጽን ሰንቢዱን ኣእሙራኣዊ ዕረፍቲ ስኢኑን ብ 27 ጥሪ ናብ ቀጠር ብምኻድ ክሳብ 11 ለካቲት ኣብታ ሃገር ንኽለተ ሰሙን መመላእታ ዝቐነየ መራሒ ጭፍራ ህግደፍ ‘ፕርዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣብቲ ብ12 ለካቲት ኣብ ባጽዕ ዝተኻየደ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዝተሳተፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ብመሰረት ማርክሳዊ ፍልስፍና መንግስቲ ክብሃል ከሎ ሃደ ደርቢ ንኻልእ ደርቢዝምዝምዘሉ ወይ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሩ ዘእትወሉ መሳርሒ’ዩ። እዚ ትርጕም’ዚ ብፍላይ ኣብ ስሳታት ብዅላቶም ገስገስቲ ኢና ዝብሉ ወይ ንዓታቶም ዝስዕቡ መንእሰያትን ከም ቃል ኣምላኽ ዝውሰድ ዝነበረ’ዩ።
መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብስርዓቱ ንዝምልመሉን ዝንቀሳቀሱን ኣብ ኤርትራ፡ ከባቢ ጎልጅ ዝመደበሮም ልዕሊ ትሽዓተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካይዱዎ ዘለዉ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ምንቅስቓስ ዘዕግብ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋናት ኣብ ዘካየደሎም ወግዓዊ ኣኼባ ከምዝገለጸ ምንጭታት ሓቢሮም።
ትማሊ ኣብ ኤርትራ መበል 18 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ከቢሩብ ውዒሉ።ኣብ ዓይነት ይኹን ትሕዝቶ ፍሉይ ነገር ኣየምጸኣን።ከም ቀደሙ ንሕማቕን ሰነፍን ዘሕጉስ ጎደናታ ት ብመሳጢ ጠቕሲ፡ጎልጎል ብሕብራዊ ክዳን ዝለበሱ መናእሰያት ተሰሊሙ ከበሮን ተወ ቒዑ ክራር ምስ ኦርጋን ኣቓሊሑ።ሰባት ተኸዳዲኖም ኣደታት ተቖኒነን ተለባቢሰን ውጺአን፡እዚ ግን ነቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ስቓይ ኣይሓብኦን፡ዝተዛረቡ ከኣ ክሓብኡ ዝ ደለዩ ወይ ጌጋ ቃል ከየስቱኹ ሰጋእመጋእ እናበሉ ምድማጾም ገጾም ክምስክር፡ኣብ ቃላ ቶም ተሓጉሸ፡ ጽቡቕ ርእየ…ገለስ ሕሉፍ ሓሊፉዎም ዮሃና ንክቡር ፕረዝደንትን ኣመ ራርሓኡን ምባሎም ከኣ ብዙሕ ክበሃል ዝከኣል እንተኾነ፡ኣብ ጥቃ መን ከምዘለው ፈሊ ጦም ዘወጻጽእ ምዝራቦምውን ምልክት ናይቲ ዘሰክፍ ኩነታት ምዃኑ ይሕብር።
ዓለማዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ናብ ፍርዲ ኪቐርብ ዝወሰነሉ መራሒ ሱዳን ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር፡ ሎሚ ሰኑይ 23 መጋቢት ናብ ኤርትራ በጺሑ።
ውልቀ- መራሒ ህግደፍን መበቆል እታ ሰልፍን። – ብተስፉ ዘውደ
ንፖለቲካዊ ስልጣን ከም ናይ ህይወት ግድነት (necessity) ዝርኢ ‘መራሒ’፡ ድምጺ ናይቲ ክመርሖ ዝሕልን ህዝቢ ምስማዕ ክኣቢ፡ ንሕቶታት ህዝቢ ምምላስ ክስእን ኸሎ፡ ንህዝቢ ጥፍኣት ንነብሱ ኸኣ ዕዳ ታሪኽ ከምዝፈረደ የረጋግጽ። ስለዚ ኸኣ ‘ዩ ህዝቢ ኤርትራ ሹም፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ከኣ ሽም ስኢኑ ዘሎ።