Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ቀጠር ንክልተ ሰሙን ዝቐነየ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ተሳቲፉ።

Iሱብህዝባዊ ናዕብታት ቱኒዝያስ ግብጽን ሰንቢዱን ኣእሙራኣዊ ዕረፍቲ ስኢኑን ብ 27 ጥሪ ናብ ቀጠር ብምኻድ ክሳብ 11 ለካቲት ኣብታ ሃገር ንኽለተ ሰሙን መመላእታ ዝቐነየ መራሒ ጭፍራ ህግደፍ ‘ፕርዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣብቲ ብ12 ለካቲት ኣብ ባጽዕ ዝተኻየደ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዝተሳተፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT