[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Dehai_poem.pdf"]
ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ 16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና ብዝጠለሙ ውልቀ- ሰባት ስልጣን
መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ 4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቁጠባዊ ጠቅምን ኣለኹ
Our Brother Is Where Our Conscience Dwells Bay Area Eritreans for Democratic Change June 13th, 2014 As Eritreans everywhere celebrated the 23rd anniversary of the Eritrean Independence, four exceptionally insightful and brave Eritrean Catholic bishops summoned their wisdom, spiritual insight and exemplary courage and placed their focus on
ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት ሰላም ሃገር ከይባደመት በቲ ጠላም፡ እግዚዮ’ዩ ዘድልዮ እዚ እዋን ተባሂሉ እግዚዮ ኢሉ ህዝበይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Public-Notice_Uk_Bol.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Notice_UK.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Press_Release_UK_Right.pdf"]
Fetsum Abraham: The infantile, sadist and biased individualist Ali Abdu Ali Abdu exposed himself after a long absence outside Eritrea through his STATUARY DECLERATION in Australia (assenna). I think he lost the momentum failing to cease the moment contacting the people when he left the regime
ጳጳሳት ኤርትራ! ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም! ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ መገዶም ንህዝብን መንግስትን ብጥበብ ምዒዶም! መዘና ዘይብሎም በላሕቲ ኣቡናት ጉዕዞና መዚኖም ብኹሉ ወገናት ኣላጋጭ ከብቅዕ
ኣርባዕተ ሐዋርያት ዕለት 14.06.2014 ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ። ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና ክንገብር ሕልና። ናብ ዓለም ዘምጻእናዮ የብልናን፡ ካዓለም ንወስዶ እዉን የብልናን፡ ስለምንታይ ድኣ፧ _ ንኽሕድ፣ ንጠልም፣ ንሓዉና፣ ሓፍትናን፡ _ ደቅና ኮይኖም ቀለብ ዓሳን ኣሞራን፡ _ ምእንቲ
'መቓብር ህሉዋት" New book ready for distribution from Cologne (KØln) Germany beginning 20th of June. Addresses will be forwarded on facebook and assenna for those who want to buy the book.
ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ንፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል 2.555 $ ደላር ኣወፊይም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 15 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ክሳቐ ዝጸንሐ መንእሰይ ፓይሎት ደጀን መሕከሚ ዝውዕል 2.555 ደላር ኣወፊዮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዝውዕል 57 ሰባት ነብሲ ወከፎም 100 ደላር
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Gud-Kwexalom-aykeAalen-Sdrana_final.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=qkNoE5RbvDQ
ኤርትራውያን ካናዳውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ ቶረንቶ፡ ንጅግንነት ሰባሪ ካርሸሊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ንምጽንባል ብ8 ሰነ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ባርበኩዩ ርክብ፥ $2000 ዶላር ካናዳ ኣዋጺኦም። እዞም ብትብዓት ፓይሎት ደጀን ዝተመሰጡ ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንቅያ ደጀን መበገሲ ብምግባር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገር ብፍኑው መንገዲ ዘቲዮም። ደጀን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Demdami-meglexi-4th-Tigrigna.doc.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Zeysedd-Zeyelaws-_Final.pdf"]
An open letter to the Government of Germany concerning launching of an affirmative action for German people of colour Dr. Tadios Tesfu ቅልዕቲ ደብዳቤ ካበ ዶር/ ታድዮስ ተስፉ ንመንግስቲ ጀርመን ንጠለብ ኮታ ንጸለምቲ ኣብ ስራሕ ብዝምልከት፡ እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ጀርመን ዘቅነዔት ምሕጽንታ ብሕጽር
ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር። መስራትን ኣዳላውን መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዶት ኮም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ናይ ሃገርና ኣመልኪቱ መብርሂ ብምሃብ፡ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ፍትሒ ንምምጻእ ኣብ ዝግበር
ክትስኤ! ገና! ምናልባት ንወረ ኢልካ ትድርብየኒ ትኸውን በቲ መሪር ሓሶትካን፡ ጥዉይዋይ ተግባርካን ኣብ ጭቓ ትረግጸኒ፡ ኣብ መሬት ትድህኸኒ እንተኾነ! ኣነ ከም ዶሮና! ተንሲኤ ይበንን!! ትብዓተይ! ድርቅንቅይ! የጉህየካዶ? ኣጠማምታኻ ስለምንታይ? ጸላም ይእጉዶ? ምኽንያቱ! ኣካይዳይ ኮይኑካ ወናኒት ዘይቲ ማእዶ ምድሪ ቤተይ ጃሕጃሕ ክብል ይረኣየካዶ!!! ከም ወርሕን፡ ጸሓይን ብእምነተይ ተዓጻጻፋይን ብተስፋ ይእምት ይልክዕ ንላዕላይን ክትስኤ ገና! ትደሊ ትኸውን ክትርኤኒ ክሰባበር ርእሰይውን ከድንን፡
ኣብዚ ዓዲ ጓና ናብራ ከርፋሕ ስደት ነፍሰ-ጾር’የ ዘለኹ ዳርጋ *ዝበሓተት፡ *ታሻዓይ ወርሓ ዝረገጸት ብሰላም ክሓርስ ኣምላኽ ተብቂዑኒ ስም መሪጸ ኣለኹ ንኣይ ዘቕንኣኒ! [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/enteharise_Mesinas.pdf"]
ብዙሓት ትግርኛ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ እቲ ብድምጺ ኣሰና ዝፍኖ ዘሎ ቃለመጠየቕ ብእንግሊዝ ተተርጕሙ ክዝርግሓሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱና ስለዘለዉ፣ ነቲ ቃለመጠየቓት ክትርጉሙ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ወለንተኛታት በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ንጽውዕ። aseye.asena@googlemail.com ኣሰና ፋንውንዴሽን
"Bay Area Eritreans for Democratic Change (BAEDC) is proud and elated to host the Eritrean Independence Day concert and an educational seminar with activist, journalist and founder of demo.archive.assenna.com, Mr. Amanuel Iyassu. Our program will start promptly at 7 pm and will be followed by a concert
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/INDEPENDENCE-DAY-POEM-5-24-2014.pdf"]
One-Day Conference on: Seeking Peace through Reconciliation Date and Time: Saturday 14 June 2014 from 8:30 am to 12:30 pm. (Moderated by: Takwa Zebulon Suifon, Coordinator Dr. Mesghina) Concept Note Introductory Background We live in a world full of broken relations at family, clan, ethnic, national, and international levels
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/Stavanger_may2014.pdf"]
ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ብምኽንያት መበል 23 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ብምግባር፡ ንኹሎም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ንቀዳም 24 ጉንበት 2014: መዓልቲ ናጽነት ነብዕለሉ ቦታ ክትመጹ ንዕድም። ቦታ፡ 1227 Montreal Ave, St. Paul MN ሰዓት፡ 12 ድሕሪ ቀትሪ ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/Sewed_may2014.pdf"]