Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዘይሰድድ ዘየላውስ – መልእኽተ- ሰማያት ኣለኒ ንኢሳያስ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Zeysedd-Zeyelaws-_Final.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • THE NOBLE TEACHER June 9, 2014

    ምስሉ ተክኤ ,

    እዛ ግጥሚ ንባባ ኢሳያስ ሰዲደሉ__ብዛዕባ ኣምላኽ ከይቀትለካ ዝበልካዮ፣ከምዚ ገሩ ብግጥሚ መሊሱልካ

    ኣንታ ስቕ ኢልካ ድኸም ደይሉካ ኣቶ ምስሉ
    ኣምላኽ ዝልኣኸኒ_______ባዕሉ እንድ ኣሉ
    ንወስላታ ህዝቢ፣ብክብረትን ሃብትን ዝዕንግሉ
    ኣቦታቱ ኢትዮጵያውያን_______ ፈጢሩሉ
    ክብረት ነጺጉ ግን ባርነት ደለየ ከም ኣመሉ
    ሽዑ እኮ እዩ ኣምላኽ ጸሎቱ ሰሚዑ ንዓይ ልኢኹሉ
    ንስኻ ግዳ Cholesterol ኣሜሪካ ከይቀትለካ ነብስኻ ሓሉ “!!

    ኢሉ መሊሱልካ 2% ክኣ ከይትርስዕ ኢሉካ !!!እቲ ትግርኝኡ ግን ናይ ተምቤን ዘይጥዕም ወደይ.

  • meharenazgi merhawi June 9, 2014

    ልክዕ’ዩ ሰይጣን ጸሎት ሰይጣን ሰሚዑ፣ መንግስቲ ሰይጣን መስሪቱ ንህዝቢ ገፊዑ፣ስጋ ህዝብና በሊዑ፡ ክመጺ ኣንጉዑ፣ጀጋኑና ቀንጺሉ ኣብ ሓመድ ክብልዑ፣ወይጦታቱ ሒዙ ዘጣቕዑ፣ብበዓል ማንኪ ኪሻ ተማእኪሉ ደቂ ሓወቡኡ፣ከዳዓት ደቂ ሃገር ሒዙ ንህዝቦም ዝኣስሩ ብሞት’ውን ዝቕጽዑ፣ህዝብና ከጽንቱ ጉቦ እናበልዑ፣ስዉኣት ጀጋንና ከይዝከሩ መታን ክርስዑ፣ንህዝቢ ብምግዳድ ክጭፍሩ ክስዕስዑ፣ስድራ’ውን ማእሪራ ከይተዕቢ ቆልዑ፣መንእሰያትና ኣጽኒቱዎም ኣብ ስደት ብኣራዊት ክብልዑ።ህዝብና ብብዙሓት ባዕዳዊያን ገዛእት’ኳ እንተተገፍዐ፣ከም መግዛእቲ ኢሳይያስ ግን ዋላ ሓደ የለን ብሓለንጊ ጥሜት፣ማእሰርቲ፡ብቕትለት ዝቐጽዐ። ስለዚ ስለዚ
    ህዝብና ብሓደ ልቢ እንተዘይ ኣጻሎተ፡እንተ ዘይተማህለለ።ዘበት’ዩ ሰይጣን ካብ ስልጣኑ ክእለ።ቀሊል’ውን ስለ ዘይኮነ እቲ ክርዳድ(ደገፍቲ’ቲ ሰይጣን)ካብ ስርናይ ክፍለ።እቲ ስርናይ ጻዕሩ ይቐጽል ንምእላይ’ቲ ክርዳድ ከይተሓለለ።ሽዑ’ኡ ሰይጣን ዝርገጽ ባንዴራ ውጹዓት ዘንበልብለ። ኣሜን

  • aus 17 June 13, 2014

    Look a DYING Body!
    A dying body, with a multiple of diseases, with an alcohol misuse, with family problems, with social isolation, frustrated in life, loss of hapiness in self, a vicious circle of disintegrating inner organs, his organic tissues lossing threads of existence. The question is how fast it completes the narrow circle and ends up its gasping breath to mark the end of a totaliterian era.

POST A COMMENT