http://www.youtube.com/watch?v=LaRZfMqOM1g&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=LaRZfMqOM1g&width=200&height=200
ብዓልቲ ቤቱ ነቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ (ጥሪ 21 2013) ኣብ ውሽጢ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ብ”ስርሒት ፎርቶ” ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንለውጢ መሪሑ ብጅግንነት ዝተሰውኤ፣ ኮሌኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) በኺታ እድሪስ ዑመር፣ ምስ ክልተ ደቃ፣ ሪሃም ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ከምኡ ‘ውን
Although this article is critical of Eritrean Diaspora political opposition, it would be simplistic to portray their challenges as unique to Eritreans. Rather, we need to examine the challenges within the inherent nature of being opposition anywhere in the world today and throughout the history
29.12.2013 ኣገዳሲ ሓበሬታ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 11.01.2014 ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብዛዕባ ህሉው ኹነታት ኤርትራን ዝምድናና ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተን ኽትዕን ንዕድም፡፡ አኼባ ዝግበረሉ ቦታን ሰዓትን፣ ኣብ ከተማ ከለን (ጀርመን) ሰዓት 16፡30 Bürgerzentrum Turmstr 3 Köln-Nippes ተስፋይ ተምነዎ
እንታይ ንጽበ ኣሎና መለኽቲ ስልጣኖም ከናዉሑ መልሓሶም እዮም ዘብልሑ ናይ ወረ መናፍሕ የብዝሑ መደንዘዚ ሓሶት ይነዝሑ፡፡ ኣብ ርሑቕ ከይከድና ንዘቲ ብዛዕባና በቲ ሓንጎልና ዝሰረቐና ኣእምሮና ዝኣሰረና ሓሶት ኣምሲሑ ዘድረረና ናይ ሕልሚ ዕብየት ዘምጽኣልና፡፡ ብሓሶት ኣንበሳ ተሰሪሑ ዘእመነና ኣገሪሁ ንዝኣበየ ኣፋራሪሑ ዝዓገቶ ንከይርሁ፡፡ ንዑባ ኣላግሱና ንድፋኣዮ ነዚ ኳና ብመልሓሱ ዘጋገየና መንደቕ እየ ዝበለና መሰረት ዘይብሉ እንዳራኣና፡፡ ወይ ኳና‼ ሓንጎልና ሰሪቕካና ዘይስእልኻ ስኢልካልና ዘይንስኻ ኰንካ ቐሪብካና ንነዊሕ ዓመታት ኣገሪህካና፡፡ ብገርህና ኣዘንጊዕካና ኣብ ጁባኻ
በይ ኤርያ ካሊፎርኒያ 20 ታሕሳስ 2013 ኣባላት ቦርድ ዳዕሮ በይ-ኤርያ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም እንዳበልና፡ ከምኡውን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብዕለት 7 ታሕሳስ 2013፡ መሰጋገሪ-ሽማግለ በይ ኤርያ፡ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ዓበይቲ ዛዕባታት ኣሰላሲሉ። 1) ነቶም ብዕለት 24 ሕዳር 2013 ብህዝባዊ ኣኼባ ዝተበገሱ ሓሳባት ብዝያዳ ኣነጺሩ 2) መስርሕ
ዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ነበር ተረኽቦ ላምፓዱሳን ዚሰዓቦ ምዕብልናታትን ዝምልከት መግለጺ ታሕሳስ 27፡ 2013 ንሕና፡ “ብዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተሓኤ ነበር፡ ኣቢልና ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ክንራኸብ ዚጸናሕና ዜጋታት ኢና። ብርግጽ፡ ኣቐዲምና ብዕሊ ከም ዘፍለጥና፡ ቀዳማይ ዕላማ ናይ`ዚ ዳግመ ርኽክብ`ዚ እቲ ሰፊሕን ክቡርን ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ከም ዘይፍለ
ድሃይ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ- ንፍትሕን ለውጥን 12/23/203 ከም መቐጸልታ ናይ`ቲ ኣብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ተበጊሱ ዘሎ ጥርናፈታት፡ ኣብ ኮሎራዶ ንርከብ ኤርትራውያን`ውን ሓድነትን ጥርናፈን ናይ ደለይቲ ፍትሒ፡ እምኒ ኩርናዕ ናይ`ታ ኩላህና ንብህጋ፡ ንምነያን ንሓልማን ፍትሓዊት፡ ሰላማዊትን ዲሞክራሲያዊትን ኤርትራ ሙዃኑ ብምእማን፡ ካብ ተቀማጦ ኮሎራዶ ኣባላት ዝተፈላለያ
http://www.youtube.com/watch?v=Wqs_w6HaYyU&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=dJloTuCrbpc&width=200&height=200
ኣብ ንኡስ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ክሳብ ምቅትታል ዝበጽሕ ፍሕፍሐ ይርአ ከምዘሎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ንሓደ ወዲ ጀሪድ ዝብሃል መንእሰይ ተቐማጣይ ኣፍዓበት ኣብ’ቲ ወርቒ ዝፍሓረሉ ዝነበረ ካባቢ ብጥይት ድሕሪ ምህራሞም ኣብ ሆስፒታል ኣፍዓበት ብኡ
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምኽንያት ብዓል ልደት ንፖለቲካዊ ጎስጓስ ናብ ወጻኢ ዝለኣኾም፣ ኣሚነ ተ/ስላሰ፣ ኢሳያስ ደበሳይ፣ ፋጥማ ኢብራሂም፣ ሳሙኤል ተዓገስ፣ ሄኖክ ተኽላይ ዝተባህሉ ሓሙሽተ ደረፍቲ ንሓደ ሰሙን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ፍራንክፈርት ተታሒዞም ከምዝቐነዩ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፣ እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ሮተርዳም፣ ን25 ታሕሳስ ከቕርቡዎ ሒዞሞ
"ስቕታ ይኣክል" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ስንስናቲ ኦሃዮ ሕ.መ.ኣ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከካይድዎ ዝጸነሑ ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 21 ታሕሳስ 2013 ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ማሕበር ተጠንንፎም ብሓባር ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንኽቃለሱ ወሲኖም። ኣብቲ ዕለት ከኣ " ምንቅስቓስ ኤርትራዊያን ንፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን" ኣብ
http://www.youtube.com/watch?v=pdhk6a284eQ&width=200&height=200
The Da'Ero Board Members’ Press Release Bay Area, California Dec. 20th, 2013 The Da'Ero Bay Area Board Members wish all Eritreans of the Christian faith a Merry Christmas! It is our sincere hope that our message finds you all well and in good spirits. On December 7th, 2013, the
መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ዘይሓስብ ኣይንገድ፡ ብዕዳ ከይ ድብደብ!!!! ኣስመራ ካብ ኮነት ማይ ኣልቦ! መብራህቲ ኮነ ፍትሒ ኣልቦ ኣብ መዓሙቕ ወሪድካ ማይ ኣልቦ ዝተወልዱ ኮይኖም ፍቅሪ ኣልቦ ሕማም ድሓር ጸገም ናይ ዓደቦ ትሕዝቶኡ ጸገም ማና ዘይርከቦ። ኣስመራና
Fetsum: Vacarro’s missed opportunity and the Forum I appreciate what brother Vacarro is doing for us and wish him the best but I have a lot of questions on his tactics to be shared in the future. For now, enjoy this if you care to read. On
http://www.youtube.com/watch?v=x77k41Nqv_U&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=_PiQE7jxvok&width=200&height=200
ንሓደ ሰሙን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝጸንሐት ከተማ ቦር ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝቐነዩ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን፣ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ ዝወረዶም ጉድኣት ከምዘየልቦ፣ እንተኾነ፣ ንብረቶም ብምሉኡ ከምዝተዘምተ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንኣሰና ሓቢሮም። ኣብዚ እዋን’ዚ ቦር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሰራዊት
The leaders of two of South Sudan's neighbours, Kenya and Ethiopia, have arrived in the capital, Juba, in an attempt to halt fighting there. Thousands of people are feared dead in violence that began 11 days ago and has raised fears of a civil war. President Salva
መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ) ቅድሚ ኣብቲ ቀጻሊ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ ወልደዳዊት ተመስገን ምእታወይ፡ ብመሰረት ቀዳማይ ጽሑፈይ ንዝቐረባ ሰለስተ ኣገደስቲ ርኢቶታት ዝብለን ክጽሕፍ እየ፡ ታሪኽ ተጋደልትና፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ይኹን ኣብ ህ.ግ. ዝነበሩ፡ ክንዛረበሎም ዘሎ እዋን ግዚኡ ኣይኮነን ዝብል እምነት የብለይን፡፡ ኣብ
ስም ኣዳልዪኒ ስም እባ ኣዳልዪኒ እከይ ተግባራቶም ምስ ስሞም ካዛምዶ ሓግዙኒ ሸፋቱዶ ክብሎም ቀተልቲ ዘረፍቲ ኣቃጽዮሞ ዝጸንሑ ብጽምዋ ብለይቲ ቅሳነት ዘይህቡ ንቆልዓ ሰበይቲ ገንዘብ ሃይማኖቶም መንደይቲ መሕጎልቲ ሸፋቱ ኣሎዎም ዝምርሑሉ ሕጊ መን ጓንዴ ይሕዝ መን ይሕዝ ሓለንጊ ንመን ከምዝኸትሩ ንመን ከም ዝንሕፉ በየናይ ጀሚሮም ናበይ ከም ዝሓልፉ ሸፋቱ ዘጥቁዑሉ ጽምዋዩ ቦትኦም ኣይመጹኻን እዮም ንስኻ ኢኻ ትኸዶም ምሳናዮም ዝነብሩ
http://www.youtube.com/watch?v=FYqaxqe2P7s&width=200&height=200
Sudanese police stormed a clinic in Khartoum, known as “Habesha Clinic” on 19th December and arrested its entire Eritrean staff until December 24th, for no apparent crime according to demo.archive.assenna.com sources. The clinic is legal and has been giving authorized service. But, as it is the
ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል) (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልበወለዳዊት) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ባሕሪ በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ዛዚሙ ነይሩ። “ድሕሪ ናይ ሳዓትን ፈረቓን ጉዕዞ፡ ባሕሪ ኣብ ዝባን እሮታ ኣብ መኣዘዚ ቦትኡ በጺሑ። ባሕሪ ኣብ እሮታ ኣሎ፡ ጽባሕ ነገር ኣሎ ። ‘ባሕሪ’ መጸውዒ ኮድ ጅግና
ኩሉ ሰብ ኣብ ሓንጎሉ ዝኸዘኖ፣ ቮልዩማት መጽሓፍቲ ዝወጾ ዛንታታት ኣለዎ። ወዲ ሰብ ተንቀሳቓሲን ህይወት ዘለዎን መጽሓፍ እዩ። እቶም ጽሑፍ እንመልኽ ነቲ ኣብ ኣእምሮና ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ወይ ዛንታታት ኣብ ጽሑፍ ነስፍሮ። እቶም ጽሑፍ ዘይንመልኽ ድማ ዛንታና ዝጽሕፈልና ሰብ ክሳብ እንረክብ ወይ ናይ ጽሕፈት ልምዲ ክሳብ
ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤፍሬም ገ/ክርስቶስ ብዕለት 10.12.13 ምስ ወከልቲ ምምሕዳርን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ከተማ ማይምነ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ አኼባ ብምሕዳር ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ኮይኑ አብዚ ኣኼባ ዝተዓደማ ዓድታት ኣብ ኣከባቢ ማይምነ፤ ከባቢ ደብረስላሰ፡ ከባቢ ዓዲ ዃላ ዝርከባ ዓበይትን ንኣሽቱ ዓድታት ክኾና ከለዋ፣ ብሓፈሻ ካብ አስታት
http://www.youtube.com/watch?v=u4PVyEU0otE&width=200&height=200
ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ ቀደመን ልቢ ግበር መንእሰይ ኤርትራ ነታ በቕሊ ህበይ ከይትሰራ ንገረኒ……… ይብላ ’ለዋ የማን ጸጋም ሆይ-ሆይ ዒላመን ኣይከደን ናይ ብኣምሆይ ሒዝካ ካብ መጻእካ ወርቂ ሽቦ ኣጻብዕ ናይ
South Sudan's President Salva Kiir says his forces have recaptured the key town of Bor, days after it was seized by rebels in a week-long conflict. Forces loyal to Mr Kiir's ex-deputy Riek Machar were "on the run", the information minister said. The rebels have not
ህጹጽ ዜና ኣሰና - ኣብ ቦር ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ናይቲ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጽዑቕ ቶኽሲ ክስማዕ ጀሚሩ ከምዘሎ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ደዊልና ኣብ ዝገበርናዮ ናይ ቴለፎን ዝርርብ ኣረጋጊጽና። እቲ ቶኽሲ ኣብ ዝስመዓሉ ዘሎ እዋን፣ ቆልዓ
http://www.youtube.com/watch?v=pKkAIfamxIo&width=200&height=200
እዚ ጽሑፍ 'ዚ፣ ኣሰናዳእን መስራትን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብ 13 ታሕሳስ 2013 ናብ እስራኤል ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ ከም መበገሲ ዘተ ኣሰናን ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ እስራኤልን ንስምረት ኤርትራውያን ብዝምልከት ዝሃቦ መግለጺ እዩ። ብራድዮ ድሮ ስለዝተመሓላለፈ ብጽሑፍ ምዝርግሑ ሸለል ኢልናዮ ኳ እንኣተናሕና፣ ተኸታተልቲ ኣሰና ብጽሑፍ ምዝርግሑ 'ውን ኣድላዪ
Stockholm 22 December, 2013 ናይብጹዕኣቡነመቃርዮስ:ሓዋርያዊዑደትኣብስቶክሆልም The Holy Bishop, Mekarios in Stockholm This Sunday (December 22, 2013) Eritreans in Stockholm were blessed (blessed, in its true sense/meaning) by the presence of his Holiness Aba Mekarios, an Eritrean bishop and member of the Holy Synod of the Coptic Orthodox Church
http://www.youtube.com/watch?v=7IT5c4yeQjU&width=200&height=200