ብዙሕ ጽሑፍ ከንብብ ከለኹን፡ርእይቶ ገለ ሰባት ክሰምዕ ከለኹ ዘተሃሳስበኒ ሕቶ ኣሎ።ንሱ ከኣ እቲ ዝዝረብ ዘሎ ቃላት ንርደኦ'ዶ ዝብል'ዩ።ፈለማ ኣብ ኅልናይ ቅልቅል ዝብል ከኣ፡እቲ ቃል ንዛረቦ'ምበር ትርጉምን ዘለዎ ሳዕቤን ኣይንርደኦን ኢና ዝብል ምላሽ'ዩ። መብዛሕቱ ግዜ፡ንዛረቦ ናይ ባዕልና ኣይኮነን።ናይ ባህሊ፡ካብቲ ኣረኣእያ ኅብረተሰብ ከይንወጽ እ፤ዘመን ኣምጸኦ መ ሲሉና፡ወይ ከኣ
Thank you our defense forces, you are not slaves; thank you our National Service heroes, you are not chattels; you are the proud Eritrean Defense Forces. I am deeply proud of you and appreciative of the services you are providing to our people and the
ሳልሳይ ክፋል ወያነ…! ወያነ…! ወያነ! ክሳብ መዓስ..? እዚ ጽሑፍʼዚ ከምቲ ቀዲመ ኣብ ክልተ ክፋላት ጽሑፋተይ ዝገለጽኩዎ ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ጉጅለ ስርዓት ህግደፍን ብመንጽር ደምበ ተቓውሞ ዝኸዶ ዘሎ ዘገምታዊ ኣካይዳ እናኣነጻጸረ ዝገልጽን ዝጸሐፍን ዘሎ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ኣርእስቲ ጽሑፈይ ምስቲ ቀንዲ
A woman's world is never black and white there are many variables to her intuitive insight She uses her mind for logic and thought but final decisions are made from the wisdom of her heart See! She understands the divinity of the mystics art this is where she's dismissed as the
ኣሰና! እቶም ኣዝዮም በላሕቲ ዝኾኑ ወለድና ክምስሉ ከለዉ እይንታይ ይብሉ ይመስለኩም፥ “ንሓዊ ሓደው ኣንዲድካ ሙማቑ፡ ሓደው ኣጥፊእካ ምርሓቑ!” ብምባል፡ ብኣግኡ ካብ ጉድኣቱ ንኽንድሕን ምእንቲ’ዮም ሓዲኡ ክንገብሮ ዝመኽሩና። ኣሰናውን በዚ ምኽንያት’ያ ነቶም ከም ዕንጭራር ካብ ህዝቢ ተሓቢኦም፡ ድምጾም ኣብ ደምበኣ ከስምዑና ዝጸንሑ ሃርደ ቢሳታት (ኣንፈቶም ዘይፍሉጥ) መድረኻውያን
http://www.youtube.com/watch?v=OJ34HwaloqM&feature=youtu.be
http://www.youtube.com/watch?v=8LO0YuaU1aQ&feature=youtu.be
"ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ" እትብል መጽሓፍ ብኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰትሓንቲ ካብተን ከም ቅርሲ ክንዕቅበን ዝግብኣና ናይ ታሪኽ መጽሓፍ'ያ፡ ብልክዕ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ እትገልጽ ብምዃና መንእሰይ ወለዶ ከንብባ እዕድም ክቡር ኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ከም ናይ ቀደም ናይ ግዕዝ መምህረይ መጠን ዘለኒ ክብርን ኣድናቖትን በዚ ኣጋጣሚ ንኣንበብቲ ክገልጽ እደሊ፡ ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Weldu_History.pdf"]
ብዛዕባ ናይ ቐደም ገለ ኣባላት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝብል ቴማ ዘለዎም ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ። ካልኣይ ኣኼባ መድረኽ ብሰለስተ ኣባላት ዝተመርሔ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ብዕለት 02/ የካቲት/ 2014 ተኻይዱ ነይሩ። ብስእልን ድምጽን ይኹን ብገለ ዝተሳተፉ ዝርዝር ተወሲኹ ከምዝተቓልሔ ኩልና ሰሚዕና። ካብ ሰለስተ ኣካየድቲ ኣኼባ
ክቡራት ኣንበብቲ መቃብር ህሉዋት፡ እነሆ ምዕራፍ 5 ይጅምር። ምዕራፍ 5፡ ማክሮን ጸገማቱን ኣብ ሓላፍነት ዝተመደበ ሰብ፡ ኣብ ትሕተኡ ናይ ዝሰርሑ ሰባት ምኽርን ሓበሬታን ከይተቐበለ ክሰርሕ ዝፍትን እንተ ኾይኑ፡ ምስ መራሒኡ ከም ዝብኣስ ዘሎ ዓይነሰዉር ክቝጸር ይኽእል። ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ ናብ ኣስመራ ተቐዪረ
ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ Ø መንግስቲ ኢራን ጽልዋታቱ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስፍሕፋሕ፡ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ ምስ ስዑዲ ዓረብ ድማ ብፍላይ ዘለዎ ዝምድናታት ክበትኽ ጻዕርታት ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። ብዋጋ ናይዚ ድማ፡ መንግስቲ ኢራን ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ናይ ሎጀስቲክ፡ ገንዘብ፡ ኣጽዋርን ነዳድን
ኣብ ዝሃልፈ ሰሙን ኣብቲ ዓገብ'ስ ንመስከረም ደኣ ኣብትሕቲ ዝብል ጽሑፈይ፡ሓደ ቆነጠጠፈ'የ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡" ነዞም ኣኽላባት ዕረቑዎም ደኣ " ብዝብል ኣርእስቲ ሂቡ፡ነቲ ክብሎ ዝደለ ተሪኹ ኣሎ። እቲ ታሪኽ፡ታሪኽ ኣኽላባት'ዩ።ንሳቶም ይበኣሱ'ሞ፡ባእሶም፡ንዋናታቶም፡ቀጺሉ ንስድራቤት ወሲኹ ናብ ዓዲ ከምዝለሓመ'ሞ፡ዓዲ ብሁከት ከምዝተበ ጸበጸት'ዩ ዝገልጽ።እዚ ከኣ ወልዱን መስከረምን ኣኽላባት ተቖ ጺሮም
February 20, 2013 (KHARTOUM) – An 18-year-old Ethiopian woman who said she was gang raped by seven men in Sudan has been found guilty of committing indecent acts and is also facing a possible jail term for immigration offences. According to a press statement issued by
As usual, 'Eri Tv', the PR machine of the regime, tries to blame the 'aged bus' rather than the 'aged' system which should be held responsible for allowing such vehicles to provide public service and for failing to maintain the dangerous road. Mother Eritrea keeps
ኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? II ኣሰና ባይቶናን፡ መራኸቢናን፡ ኣዳራሽናን ወሲድና ክንቅጽል እናኣመስገንኩ እየ። ንኹቡራት ደልይቲ ፍትሕን፡ ተቓለስትን፡ ንኹቡራት ኣንበብቲ ጽሑፈይ ኣንቢቦም ንዝሃብዎ ደገፍ፡ምሕጽንታ፡ ወቐሳ፡ ነቐፈታ፡ መኤረምታ ንዝገበርኩምን ብሓፈሻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። እምበኣር፡ ኣዳራሽ ደልይቲ ፍትሒ፡ ኣሰና ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ጽሑፍናን ኣቀራርባናን፡ ኣመላኽታናን፡ ዓላማናን ሓደ
ዶ/ር ተወልዳ ተሰፋማርያም ሰንበት ዕለት 16.02.2014 ኣብ ከተማ ፈራንከፎርት ሃገረ-ጀርመን ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም ። ካብ ብዙሕ ከተማታት ጀርመን ዝተሳተፍዎ ኣዝዩ ሰፊሕ ሰሚናረ ኢዩ ነይሩ። ዋላኳ መዓልቲ ሰሚናር ድሮ ስራሕ እነተነበረ ከምኡ‘ውን ካብ ዝተመደቦ ሓደ ሰዓት ደንጉዩ እንተጀመረ፡ ከም ጸገም ከይተቖጽረ ክሳብ መፈጸምታኡ ብምልኣት ምንባሩ ናይ
8መጋቢት ምሳና ኣምስዩ! ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ከተማ ስቶኮልም፡ እብ ሃለንብርየን ሬስቶራንት ነዛ መዓልቲ ብዝተፈላልየ ትሕዝቶታት ከነብዕላ ስለዝኮንና፡ ኣይትፈለዩና!!! Piazza Blu, Hallonbergsplan 5. I Hallonbergen centrum
Six suspected illegal immigrants from Eritrea have been arrested after a lorry driver heard banging coming from the inside of his vehicle. Sussex Police said it set up a rolling road block as a safety precaution on Tuesday on the A27 near Chichester after the driver
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/wedi-Vacaro-NL.pdf"]
ህዝበይ ንድሕነትካ! ዕቡይ *ባልዋ ከሎ ቤትና ዝዝመተ *ኣርሓ መፍለስ መሬት ኣብ ምውግሑ ሃገር ዘጸልመተ ብመሬትን ባሕርን ህዝብና ዘጽነተ ካብ ሱሩ ክንነቕሎ ብሓያል መኸተ ኢድን ልብን ኴንና ኣብ ክንዲ ንዛተ ዘርእና ነሀጉግ ገና ከይሸወተ! ብሓደ መሪሽና ቅርዓት ከይንረግጽ እቲ ዝዓንተረ ንድኹም ክጉዕጽጽ *ሓንዘር ብድኽመትና ከሽካዕልል ከላግጽ *ቅንፍዝ ህዝብና ዝመርሖ ሽም ንህቢ ከይመርጽ ‘ኣይትሕለም!’ ኢሉዎ ተስፋ ንኽቖርጽ! ናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር
The 'President' & his Interviews with ERI.TV in February 2014 --------------------------------------------------------------------- Here is an old song by Paul Austin Kelly and Richard Durrant. What shall we do with a drunken sailor, What shall we do with a drunken sailor, What shall we do with a drunken sailor, Early in the morning? Put/chuck
About 800 African migrants began marching from Holot detention center in the Negev towards Tel Aviv on Tuesday afternoon. The migrants called on the Israeli government to close down the detention center and release the migrants detained there. They also called for fair consideration of asylum requests. The African migrant community
The other day I stumbled upon a post by Mandela Eritrea - a pen name - bearing an eye-catching headline and depicting Woldu Tekle’s photo in the EYSC page. Check it for yourself; www.erigazette.org The post, as if there is a science discovery in Eritrea, was presented
http://www.youtube.com/watch?v=CbEJg6hXp5c&feature=youtu.be
ዝሓለፈ ቀዳም፡ ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝተዳለወ፡ ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ተኻይዱ። እዚ ህዝባዊ ሰሚናር‘ዚ ብዓይነቱ ይኹን፡ ብተኻፋልነት ናይ ህዝቢ፡ ከብቲ ክሳብ ሕጂ ክግበር ዝጸንሔ፡ ብኽልተ ምኽንያት ፍሉይ እዩ ነይሩ። ቀዳማይ፤ ካብቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ
ቁምነገርዘይብሉ ቃለ-መሕተት ቁም ነገር ዘይብሉ ቃለ-መሕተት ዓመት ኣተወት ዓመት ወጸት ኣለኹ ማለት ትልኽ ፍሕትሕት ፍርቂ ነብስኻ ኣብ ሞት ፍርቂ ነብስኻ ኣብ ህይወት:: እግሪ ተሸሚሙ እንክሎ ኣብ ደልሃመት ዓይኒ ሒዙ ቀሪቡ ክጽልምት ዓወንወን ኮይኑ ጠፊኡካ ኣንፈት ኣብ ገምገም ኰንካ ኣብ ኣፈፈት ብትዕቢት ተነፊሕካ ብንዕቀት ነውሪ ገዚኡካ ዕሽነት ሰናይ ርሒቑካ ተዋሒጥካ ብኽፍኣት ጭካነ ለቢስካ ጠፊኡካ ለውሃት ክትንዕቕ ትሑታት ከተንቋሽሽ ዕውታት ክትኣልም ትሓድር ክትፍሕስ ተንኮላት ከመይ ኢልካ ክትሕብሕብ ከተዐንግል ስኡናት ካብ እሾኽዶ ተቐንጢቡ ሸዊት ህዝቢዶ ከይረክብ ካባኻ ሓልዮት ፍጥረት ሰብ ዘይብልካ ርጉም ኣራዊት ተስፋ ኣቕቢጽካዮም ጠፊኦም ዕሸላት መኻናት ጌርካዮም መሳኪን ወላዳት:: መሰረት ኣልቦ ከንቱ መብጽዓታት ሓቂ ዘይርከቦ ብዘይካ ሓሶት ካብ ጁባኻ እናአውጽካ - እናኣበልካ ምሽት ፍጹም ዘተጻሕፈ ዘየሎ ኣብ ሰነዳት ማንም ዘይፈልጦ ዋላ ሚኒስተራት ዘተሓስበ ዘይተወጠነ ኣብ መደባት ካን ዘዝመጻልካ ስቕ ኢልካ ምህውታት ዒራ መን ከይሓትት ምስ ሓለፈት እዛ ዕለት ክግምግም ናይ ዝሓለፈ ክሓትት ጸብጻባት: ንግዜኡ ቶሽ ምባልዩ ብምዖሮ ብኻዕበት “በልስከ መልሲ ሃብ ብዝዕባ ኣባይቲ እንታይ እዩ መድብካ” ጀምረ ሓታቲ እና ኣንበበ ካብ ወረቓቕቲ ከይጋገ እናኣንቀጥቀጠ ከይኣቱ ቤት ማእሰርቲ:: ከም ቀደማ ሕጀዎን ናይ ሓሶት ማሕፉዳ መሊኣ እያ ዘላ ግሩም ተሰጉዳ ከተቐብል ጀመረትፍጹም ከይደበዳ “ቅድም ንተጋደልቲ” ክስራሕ ኣለዎ ኣባይቲ ነቶም ዘገልገሉ ነቶም ውጽዓት ከርተት ዝበሉ ከምጽኡ ነጻነት ክንክሕሶም ኢና በዚ ሎሚ ዓመት ሓታታይ ኣስደሚምዎ ርእሶ ምንቅናቅ ግና ኣኽኢልዎ ብዝሃቦ መልሲ ኣዝዩ ከም ዝዓገበ ናብታ ትቕጽል ሕቶ ሰገረ ገለ ከየሶዓበ ኣነሞ ቅጭ
ትምክሕቲ ገሪሙና እንታይ ከ እዩ ጉዱ እቲ ትምክሕቱ መሊሱ ገዲዱ ዱቜ ዕረ እምብዛ ገዲዱ ብትዕቢቱ ሃገር ኣዋሪዱ መናእሰይ ኤርትራ ንጥፍኣት ፈሪዱ ዝጠፈአ እንተጠፍአ እንታይ ግዱ ዘሕዝነካ ናይቶም ዝወለዱ፡፡ እስከ ረኣይዎ እቲ ንዕቀቱ ኣብ ጣልቃ ዝኣቱ ሃገር እንዳማቱ ክኾልል ዝውዕል ግራት እንዳማቱ ሰረቕቲ ኢሉዎም ዘይዓሌቱ ዝቆጻጸር ገንዘብ እንዳማቱ ወርቂ ብሻ ኣበይ‘ዩ ዝኣቱ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ሓንጐሉ ሲሒቱ፡፡ ካብታ መጀመርታ ሓሸውየ ስበሃል የለን
ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን ዕለት 18.02.2014 ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ። ዶክቶር ተወልደ ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እቕረታ ሓቲቱ። ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን ቁምነገር ሓዘል መደርኡ፡ምእንቲ ክብሪ ህዝቡ
እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ”
Fetsum: Life slipping away for our opposition leaders: Time is against you to resurrect your legacy ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ “ኣብ ኤርትራ ብዙሓዊ ፖለቲካ ዶ ዲሞክራሲ ከነተኣታቱ ኢሉ ዝሓልም ሰብ ኣብ ወርሒ ወይ ካልእ ዓለምዝነበር ክኸውን ኣለዎ ብምባል፣ ንፖለቲካዊ ብዙሕነት ከም ቀደሙ ተጻዋርነት ከምዘይብሉ ዳግም ኣገንዚቡ። “ብዘይ ስልጣን ህይወት ኣይረኣየንን እዩ”” Response: That poor guy is still tripping on something thinking that he decides the fate of the Eritrean people forever standing in line at about 70 for his turn to die.
እቲ ድሕሪ ኣዝዩ ከቢድ መስዋእቲ ነጻ ሃገር ዝጨበጠ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንቡር መንግስቲ ሓሪሙዎ ብምልካዊ መግዛእቲ ኢሳይያስ ተሓኒቑ ኣብ ዓዘቕቲ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፣ ንኽብደትን ሓደገኛነትን ናይቲ ሃገራዊ ቅልውላው ተገንዚቡ፣ ኣብ ምፍታሑ መሪሕ ተራ ክጻወት ዝኽእል ሓይሊ ክረክብ ዘይምኽኣሉ ተወሳኺ መርገም ኮይኑዎ፣ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዓቕሊ
Ethiopian co-pilot lands Addis Ababa to Rome flight at Swiss airport and climbs out of plane through window An Ethiopian co-pilot hijacked his own plane after locking the captain out of the cockpit and flew it to Geneva in an audacious attempt to seek asylum in
ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው እቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 1994 ኣብ ዝለዓለ ደረጃኡ በጽሐ። እዚ
(AGI) Palermo, Feb 15 - Italian boats rescued 393 immigrants in the Strait of Sicily on Saturday. The Aliseo ship rescued 198 migrants, of which 15 were minors, and the Espero ship saved another 195. Added to the 79 people rescued by the Espero on
ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ በደልን መከራን ብዓይኒ እቶም ምእንቲ ራህዋ ።
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/public_meeting_Oakland.pdf"]