ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ዝጥፍሽ ሓያለ ዓመታት ኣሕሊፉ እዩ። ዝተዋግኦ ኣይነበረን፣ ባዕሉ እዩ ንውደቅቱ ኣቀላጢፉዎ። እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ጠሊሙን ዓሚጹን ብኢደ-ወነኑ ዘውዲ ዝደፍአ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብገዛእ ምሳሩ ንሰራውር ስርዓቱ ባዕሉ እዩ በብሓደ ቆጥቍጡዎ። እቲ ኢሳይያስ ዝበተኾ ቀንዲ ሱር፣ ካብ ትግባረ ናይቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ዝጥፍሽ ሓያለ ዓመታት ኣሕሊፉ እዩ። ዝተዋግኦ ኣይነበረን፣ ባዕሉ እዩ ንውደቅቱ ኣቀላጢፉዎ። እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ጠሊሙን ዓሚጹን ብኢደ-ወነኑ ዘውዲ ዝደፍአ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብገዛእ ምሳሩ ንሰራውር ስርዓቱ ባዕሉ እዩ በብሓደ ቆጥቍጡዎ። እቲ ኢሳይያስ ዝበተኾ ቀንዲ ሱር፣ ካብ ትግባረ ናይቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም
አወዳድባ ደለይቲ ፍትሒ ከምይ ይምስል ዝብል ሕቶ፣ ንዝኾነ ደላዪ ፍትሒ ዝምልከት ሕቶ እዩ። ዝኾነ ኤሪትራዊ ክውደብ ከሎ ፤ ዕላማ ስለ ዘለዎ፣ ዕላምኡ ንምውቃዕን ፡ አወዳድብኡ ዕዉትን ግብራውን ክኸውን ኢሉ እዩ ዝውደብ ። ኩሉ ግዜ ፡ አወዳድባ ክንብል ከለና ፡ ናይ ብዙሕነት ህዝቢ እዩ ዘመልክት። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/ኤሪትራውያን-ካብ-ቃልሲ-ናብ-ቃልሲ-4ይ-ክፋል.pdf"]
By Abebech Tamene, Monday, April 14, 2014 ADDIS ABABA — The Djiboutian government has handed 267 Eritreans, seized during a three-day border conflict in 2008, over to the UN refugee agency (UNHCR), presidential adviser Najib Ali Tahir said Monday. "Some of them are military deserters and prisoners of the
Fetsum: Author of From Feminist to Rapist and The Curse of Being and Living It. You can find the books at Amazon Books. Announcement: I am going to do my one man band musical show on May 2 in DC and expose my original music and you are all invited to attend it spiritually
ኣቦዋት ክምስሉ እናፈለጠ ዝሞተስ እናሰመዐ ቅበሮ ኢዩ፡፡ ብዘይ ቀልዓለም ንሕና ኤርትራውያን ሎሚ እናፈለጥና ኢና ንመውት ንጠፍእ ንበታተን ዘለና፡፡ እቲ ድሕረይ ዋላ ሳዕሪ እውን ኣይትብቆላ ብምባል ሱር መሰረትና ሓግሒጉ ከጥፍኣና ዘንቀደ ኢሳይያስ ድማ እናሰማዕና ኢዩ ምስ ትንፋስና ዝቐብረና ዘሎ፡፡ ኣረ እናታይ ኢና ንኸውን ዘለና….? እንታይ ክሳብ
ሎሚ መዓልቲ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት ክልተ ዋዛን ቁውም ነገርን ኩሉ ዘካተተ ኣብ ሰሙን ዚዳሎ ብዮናታን ሃብተ ይሰምዕ ነበርኩ ኤረና ከፊተ! ንሰብን ጥሪትን ዓይነት ከይፈለየት ንኹሉ ብሓባር ድምጹ እናኣቃለሐት ብጥዑም ሙዚቃ እናዘናገዐት ልዕሊ ክልተ ሰዓት ማዕበል ምስ ተጓዕዘት ተሌፎን ጭር ኢላ መርድእ ዝሓዘለት! ኣብ መወዳእታ’ወ መደብ ዝዓጽወሉ ናይ ርድኡና ኣውያት ስልኪ ተደዊሉ ሓውና ኤርትራዊ ጸቢቡዎ ዓቕሉ ብኽያት ምስ
ኣብ ዘመነ ኢንተርነት ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ንዘሎ ዓቢ ተረኽቦናይ ውልቀ መላኽነትን ጥፈኣት ኤርትራውያን መንእሰያትናን፤ንሓያሎ ግዜ ተዘሪቡሉስ ቀሊል መፍትሒ ዛጊት ግን ኣይተረኽበሉን ዘሎ። ህልቂት መንእሰያትና መታን ከብቅዕ’ከ እንታይኮን ይሓይሽ እናበልና ተደጋጋሚ፥ብጽሑፋትን ዛዕባታትን ከነካይድ ጸኒሕናን ጌናውን ፍንክት ከይበልና ኣሎና።ዓማጽን ጉሒላን ግን ጌና በምዑት ደቅና ይጻወቱን ይሸጡን፣ይቐትሉን አልዉ። ነዚ
ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ አፉ መጥቦቢ ሒዙ ናይ አጻብዕቲ ዓሸራ ምሃቡ ተገሊጹ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Lahor.pdf"]
ሓዯራ መንእሰይ፡ ኣባኻን ኣብ እዝጊን ተራኻ ተጻወት ንመሰልን ሕጊን ታሪኽ ሰውራ ዓለም ንኹለን ኩለለን ብዘይ ተሳትፎኻ፡ ፈልከት እኮ የለን፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Petros_mensey_poem.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=nVPTUOwRigQ&feature=youtu.be
ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብሓፈሻ፡ ብጉዳይ ተራ ናይ ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ከኣ ብፍላይ፡ ንምዝርራብ ን 3 ጉንበት 2014 ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። ሃገርን ህዝብን ናይ ሓባር ከም ምዃኖም መጠን፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ክትርከቡ ብትሕትና ንምሕጸን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Indianapolis_meeting_may.pdf"]
Dan Connell and Foreign Policy In Focus on April 11, 2014 - 5:00 PM ET This article is a joint publication of TheNation.com and Foreign Policy In Focus. Hundreds of thousands of Eritreans have fled a repressive dictatorship since 2001. Their small northeast African country, which has a population of four
Think Africa Press - ARTICLE | 11 APRIL 2014 - 2:26PM | BY JOSTEIN HAUGE Eritrea perfectly illustrates the amount of guesswork involved in economic analysis of Africa. At the start of this week, Nigeria's GDP figures nearly doubled after the government recalculated economic output. Statisticians rebased their numbers to include changes
https://www.youtube.com/watch?v=_4kwQmepdYE&feature=youtu.be
Topic of this week is ‘An Initiative to Rally the Eritrean Lowland Societies … This initiative is a call to reunite all sectors of this society in order to enable them to properly defend their legitimate rights and interests
Fetsum: From the FORUM on NAHDA My dear readers, the mature discussion in the forum associated with my last article was rich and civilized. I hope this work will collect us stronger and please enjoy it. From the forum Quote of the moment: “The key to real winning is
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ 9 ሚዝያዝያ ከምዝዘርጋሕናዮ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣንጻላልዩዋ ዝነበረት ኤርትራውያን ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብሓይሊ ባሕሪ ዓዲ ጥልያን ከምዝደሓነት ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ናይታ ሃገር ከምዘረጋገጹ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብኩነታት ናይቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ተገዲሶም ላዕልን ታሕትን ዝበሉ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ብዓቢኡ ድማ እቶም ህጹጽ
ክቡራት ኣንበብቲ፡ ኣብ ካሜራ 15 ገለ እዋን 17 ሰባት ኣብ ገለ እዋን ድማ ልዕሊ 54 ሰባት ኔርና። ስለዚ፡ ኣብ ምዕራፍ ብዛዕባ 44 ሰባት’ኳ ዘዕልል እንተኾንኩ፡ ኣንብ ኣንበብቲ 10% ጥራይ ማለት ናይ 5 ሰባት ጥራይ ክጠቅስ እየ። ምዕራፍ 9፡ ኣባላት ካሜራ 15 ንዓለም
መዓልቲ ካራ (ሴፈ-ጎዞሞ)! 7ይ ክፋል። 11-04-14። ብሕሉፍ ዘይተገደሰ መጻኢ የብሉን። ……ንሕና ደቂ ኤርትራ ተጻሪፍና ተታሪኽና ደም ከነው ጽኦ እንደሊ ህዝቢ ወይ ሃገር ስለዘብህገና ኣይኮነን ንዛ ረብ ዘለና። ዘዛርበናስ ሎሚ ድማ ተርእዮ ማሕላን መ ሸላን ስለዝበዝሐ ጥራይ ብምዃኑ ዝተበደልናዮ ከይንዛ ረብ ግደፍ ኣፍና ዝዓብሰናስ ቅልጽምና’ውን ከምዘይተ ዓጸፈ ኩሉ
እዚ ትማሊ ዕለት 08.04.2014 ዓ.ም. " ናይ ዳብሊን መምርሒ ይወገድ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተበገሰ ሰላማዊ ሰልፊ'ዚ ሰለስተ ሰዓታት ዝወሰደ ሰፊሕ ሰልፊ'ዩ ኔሩ። ኣብዚ ብዙሓት ኤርትራውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ሶማልያውያንን ከምኡ'ውን ጀርመንያውያን ዘበገስዎን ዝተሳተፍዎን ሰልፊ ነቲ ብዓዲ- ጥልያን ኣቢሎም ናብ ካልኦት ናይ ሕብረት ኤውሮጳ ዝኣተዉ ናይ ፖለቲካ ስደተኛታት ናብ
Saleh Ghadi, Amanuel Iyassu, Tesfaldet Maharena and all our brothers in Erena are the untouchables for any Eritrean who is united to throw the walking dead system in Eritrea to the dustbin of history. I remember during the Dergue time there was joke, it says “Who
People Centered Bottom-Up Approach of Uniting Eritrean Democratic and Civic Resistance I Introduction: After 30 years of armed struggle, Eritrea became an independent and sovereign country. May 24, 1991 was a day of redemption for the heroic Eritrean people who paid incalculable sacrifices for the achievement of
Mr. Yohannes Asmelash, the Vice Chairman of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC,) arrived in the USA on March 17 to tour various Eritrean communities in order to carry a dialogue about the upcoming second national congress of ENCDC, the challenges it is
Eritrean refugees face human trafficking, exploitation, and hostility throughout North Africa and the Sahel. By Dan Connell, April 10, 2014 Hundreds of thousands of Eritreans have fled a repressive dictatorship since 2001. Their small northeast African country, which has a population 4-5 million and was once touted as part of
መሰል ምጽሓፍን ምዝራብንካብ ዘይፍቀደሉ ሃገር ተወሊድካ ኣብ ክንዲ ንመሰልን ፍትሕን ህዝብታት ምቅላስ ብመዓር ዝጥዕም ቃላት ዘብረቕረቐ ጽሑፍ ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ዝዓለመ ህግደፋዊ ጽሑፍ ኣብታ ኩሉ ፈንፊንዋ ዘሎ መሳርሒት ህግደፋውያን ዝኾነት መስከረም ኔት ምልጣፍ ምስ ምንታይ ይቑጸርሽሕ'ኳ ኣቶ ሳልሕ ቃድን ኣቶ ኣማንኤል ኢያሱን ነዚ ናትካ ጸለመ ክምልስሉ ሕሉፍን ትሩፍን ዓቕምታት ከምዘለዎም እንተፈለጥኩ ኣብቲ ንስኻ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ህግደፋዊ ኣተሓሳስባ ኣልዒለ ዜግነታዊ መሰለይ ተጠቒመ መልሲ ክህበሉ ክፍትን'የእዚ ክብል ከለኹ ግን ሓሳብ ብሓሳብ ክስዓር ስለዘለዎ ነቲህግደፋውያን ኣብ ርእስኻ(ሓንጎልካ)ዘሪኦማ(Transplant) ዘለዉ ልምስቲ ኣተሓሳስባ ብሁሉው ስነሓሳብ ክምልሰሉ ሃገራዊ ሓላፍነት ስለዘለኒ'ምበር ናይ ግሊ ጽልኢ ከምዘይብለይ ክሕብረካ እፈቱ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Tsegezaeb_Meskrem.pdf"]
Rome (AFP) - Italy said Wednesday that 4,000 immigrants have reached its shores by boat in the past two days -- the highest number since it launched a naval operation to rescue them at sea in the wake of two shipwrecks last year. "The landings are
https://www.youtube.com/watch?v=FwEUTTz-43Q&feature=youtu.be
ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ዘለዉ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ብምምልካት ናይ ህይወት ኣድሕን ህጹጽ ረዲኤት ብቴለፎን ሓቲቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም ገና ኣብ ማያት ዓዲ ጥልያን ኣይበጽሑን ዘለዉ። ኣብ ዓዲ ጥልያን ይኹም ማልታ እትርከቡ ግዱሳት፣ ሓለዋ ባሕሪ
https://www.youtube.com/watch?v=qsrPQJPKLEE
ዝገርም’ዩ! ዋላ’ኳ ከምቲ ልሙድ ብዘይካ ኣብ ሊሰዩም (ኣስተምህሮታት ኪወሃበሉ ዚተዳለወ ፍሉይ ኣዳራሽ) ኣሰና ኣብ ካልእ መዓልታዊ ሓደሽቲ መሃሪ ጽሑፋት ንምርካብ፡ ጸቢብ ኣጋጣሚ ምዃኑ እንተ ተገንዘብኩ፡ ከም ገለ ሰበር ዜና እንተ ተረኽበ ኢለ ግን ንሓደ ክልተ መርበባት ሓበሬታ፡ እንኮላይ ናብ ብዓል ከም ኣለናልካ ናይ ህግደፍ ዝኣመሰላ
https://www.youtube.com/watch?v=sskCYjRtcUs
ኣብ ኤርትራ ጭርጭር ትጻወት ዞሎኻ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቐደምሲ ጸሊም መነጸር ጌርካ፤ ብቅልጡፋት ነፈርቲ ትዛወር ኔርካ፤ ኣብ ዝደለኻዮ ሃገር ትበጽሕ ኔርካ፤ እንታይ እዩ ተረኺቡ ወዲ በቃ፤ ሓንሳብ ኣብ ባጽዕ፤ ሓንሳብ ኣብ ዓሻ ጎልጎል ትሕባእ ዘሎኻ መራሒ ሃገር ተባሂልካ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንሱዳን ትኣቱ፤ ሓንሳብ ተሓቢእካ ንኬንያ ትኽይድ ዘሎኻ፤ ሕጂ ግን እግርኻ ኣኪብካ፤
Major European and Saudi banks have stopped dealings with Sudan, further straining indebted and cash-starved economy. Major European and Saudi banks have stopped dealing with Sudan, diplomatic and other sources say, adding to the sanctions-hit country's isolation and further straining its indebted, cash-starved economy. While Khartoum blames
Sudan's Bashir unveils political reforms President orders release of political prisoners and easing of restrictions on parties to encourage national dialogue. Sudanese President Omar al Bashir has ordered the release of political prisoners and easing of restrictions on political parties to "encourage success in a national dialogue". Speaking
Deny them visas, local group tells Ottawa Every summer, representatives of the government ot Eritrea, dubbed the North Korea of Africa, are granted visas to come to Canada and raise money for the regime, which hundreds of thousands have fled. A human rights group in Winnipeg and its lawyer,
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/kibrom_funeral.pdf"]
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/04/Mesinas_n_5.pdf"]
ካብ ሱዳን ጫፍ ግብጺ ቆሪጾም ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኣስታት 40 ደቂንስትዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ዝርከቡዎም 105 ኤርትራውያን ቅድሚ 10 መዓልታት ኣብ ዶብ ግብጽን ሊብያን ተታሒዞም ኣብ ኣስዋን (ግብጺ) ተኣሲሮም ከምዝርከቡ ትማሊ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም። እቶም ናይ መግቢ ሕጽረት ከምዘለዎም ዝገለጹ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣
ብሰንኪ ‘ቲ ግበታን ብሕትውናን ስልጣን እምበር ድሕነትን ቀጻልነትን ሃገር ዘይዓጦ፣ ስሱዕ ኣተሓሕዛን መዕነዊ ፖሊስን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ እታ ከም ንቡር ክሳብ 450 ሓይሊ ሰብ ክትሕዝ ዝግብኣ ቦጦሎኒ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ 20-30 ሰብ ጥራይ ሒዛ ብምትራፋ ዓቕሚ ሰራዊት ኤርትራ ኣዝዩ ተዳኺሙ ኣብ ዝተሓተ ደረጅኡ ከምዝርከብ
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ተራኺቡ፣ ካብ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳበ ከምዘብጽሐ ኣገልግግሎት ዜና ሱዳን (SUNA) ኣብ ሎሚ 6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። እቲ ብኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ተኸሲሱ ከም ገበነኛ ዝድለ ዘሎ ኣል በሽርን እቲ ብሃገራት ምዕራብ ዲፕሎማስያዊ