ስርዓት ህግደፍ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ንመዓላ ወተሃደራዊ መደበር ዝውዕል ናይ 30 ዓመት ክራይ ረኺባ ከምዘላ ብምጥቃስ ሓደ “Maydania” ዝተባህለ ኣብ በይሩት ዝመደበሩ ናይ ዓረብ መደበር ቴለቭዥን ንዘቕረቦ ዜና ኣሉታ ንምሃብ ግዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ብፍሉጣት ኣህጉራውያን ማዕከናት
ስርዓት ህግደፍ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ንመዓላ ወተሃደራዊ መደበር ዝውዕል ናይ 30 ዓመት ክራይ ረኺባ ከምዘላ ብምጥቃስ ሓደ “Maydania” ዝተባህለ ኣብ በይሩት ዝመደበሩ ናይ ዓረብ መደበር ቴለቭዥን ንዘቕረቦ ዜና ኣሉታ ንምሃብ ግዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ብፍሉጣት ኣህጉራውያን ማዕከናት
ደራሲ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፡ ኣቶ ሃብቶም ተኽለ ፖለቲካዊ ሃደና ከም ዓንቃፊ ቁጠባቂ ዕብየት፡ ዓንኬላዊ ምትእስሳር መዝመዝቲ ትካላት ፖለቲካን ቁጠባን - ዘይምዕብላናን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፣ ፖለቲካዊ መራሕቲ ኤርትራ ንኹሉ ኣካላት ህዝቢ ብዛዕባ ህንጸት ሃገርን ቅዋም ሃገርን ከዘራርቡን ከካትዑን እዩ ዝግበኦም ነይሩ። ብውሑዱ፣ ሰባት ቁጠባዊ
ሕብረት ኤውሮጳ ዘይምርግጋእን ዘይስርሩዕ ዋሕዚ ስደትኛታትን ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዕጋት ናይ 170 ሚልዮን ይሮ ወፍሪ ከካይድ ንዘውጽኦ ውጥን ከምዘጽደቖ ብቕድሚ ትማሊ ካብ ብራስለስ ኣብ ዘወጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሓበሬታ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዘይምርግጋእ ንምህዳእ፣ ከምኡ ‘ውን ጠንቂ ስደትን ግዱድ ምዝንባልን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝኾኑ ሰበባት ንምግጣም
ራብዓይ ጉባኤ ጽላል ኤርትራውያን ነበርቲ ኖርወይ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካብ ዕለት 09.12.2016 ክሳዕ ዕለት 10.12.2016 ኣብ ስታቫንገር ተኻዪዱ። ኣብቲ ጉባኤ ኣባላት ጽላል ዝኾኑ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን ተረኺቦም። በቲ ወጺኡ ዝነበረ ፕሮግራም መሰረት ድማ ዓርቢ ዕለት 09.12.2016 ናይ ዝሓለፈ ዓመት ብጽላል ዝተኻየደ ስራሓት ንምግምጋም መጀመርታ ብመሪሕነት ጽላል ዝቐረበ
‘ግብረ ዘወሃብከነ ፈጸምኩ’ ብፁዕ ኣቡነ ዘካርያስ ዮሓንስ፡ ሓላፍነታውን ብትብዓት መዓድን ኣቦ 9 ታሕሣሥ 2016 ዓ/ም/ፈ ክቡራትን ክቡራንን፡ ንሰብ ከም ሰብ ጥራሕ’ውን እንተረኣናዮ፡ ንባዕሉ እቲ ባህሪ ተፈጥሮኡ፡ ኣብዚ ምድሪ’ዚ ሓደ ሓላፍነታዊ ፍጡር ምዃኑ ንግንዘብ፤ ዕላዊ መንፈሳውን ማሕበራውን ሓላፍነት ምስዝዕደል ከኣ፡ እቲ ሓላፍነት ብዝያዳ ሕጋውን ሕልናውን ክብደት ይውስኽ። ቀናእን ተባዕን ኣቦና
ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ እቲ ኣብ 50ታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸመቶ በደል ምቁራን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይቅረ ክትብልን ክትክሕስን’ዩ ዝግባኣ። ምስ ደገዝማቲ መን ተማጓቲ ስለዝኾነ ግን፡ ተጻባኢ መርገጺ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ኣየኸተመን። ይኹን እምበር፡ ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕ
ካብ ምህናጽ ሃገር ናብ ፖሊቲካዊ ሃደና፡ ፖለቲከ-ቑጠባዊ ሰረት ዘይምዕብልና፣ ድኽነትን ንቡር-ኣልቦነትን ኣብ ድሕረ-ናጽናት ኤርትራ ቀዳማይ ክፋል ደራሲ፡ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፡ ኣቶ ሃብቶም ተኽለ መእተዊ ኣብ ጽሑፋት ፖለቲካዊ ቁጠባ ብሰፊሑ ተመዝጊቡ ከም ዘሎ፣ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ታሪኽ ንሃገርነት፣ ሃገራዊ መንነት፣ ማሕበረ-ባህላዊን ቁጠባውን ሓርነታት ዝተኻየደ ነዊሕን ከቢድን
ግብጺ ኣብ መሸጣ ህዋሳት ደቂ ሰብ ተዋፊሮም ንዝጸንሑ፣ ዶካትር፣ ነርሳትን ፕሮፌሰራትን ዝርከቡዎም ገበነኛታት ከምዝኣሰረት ምግላጻ ካብ ቢቢሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ግብጺ ዘዋደዶ ሓደ ጸረ ብልሽውና ኣካል ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ብውሑዱ 25 ገበነኛታት ኣብ ቀይዲ ክውዕሉ ከለዉ ሚልዮናት ዶላራትን ኣዋርቕን ተታሒዙ ‘ሎ። እቲ ጸረ ብልሽውና
ዶር ጨፈና ሃይለማርያም መእተዊ እዚ እዋን`ዚ፡ ምዕራባውያን መንግስታት ብሕልፊ ድማ ኤውሮጳውያን፡ ብሰንክ`ቲ ካብ ሕሉፋት የማናውያንን ዓሌታውያንን ዝመጾም ዘሎ ጸቕጥን ዘየቛርጽ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣሰኪፉዎም፡ ንዘበናት ንደሞክራሲያዊ ስርዓታቶም ዘቑሙ ቐንዲ ኣዕኑድ ዝኾኑ መትከላት ሰብእዊ መስላት ዕሽሽ ይብልዎም ኣለዉ። ንስለ ፖሎቲካዊ ዕላማታቶም ክብሉ ነዞም መትከላት እዚኦም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ
ምስሊ ስርዓት ህግደፍ ከመሓይሽ ናይ ሎቢ ስርሓት የካይድ ምህላዉ ዝንገረሉ ማእከል ኣፍሪቃ ናይ ኣትላንቲክ ካውንስል፣ ብ 8 ታሕሳስ “Rethinking Eritrea.” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብቲ ሰሚናር፣ ኣብ ሰንኮፍ ናይ ዝርከባ ሃገራት ክኢላ Seth Kaplan፣ ቁጠባ ኤርትራ ስነሓሳብን ዕድላትን ብዝብል ኣርእስቲ ከምኡ ድማ ምኽትል
ሓብናን ኣዴናን ዝኾነትወይዘሮ ሰማይነሽ ኣብርሃም ዓንደማሪያም ታሓሳስ 3, 2016 ብዝተጓነፋ ናይ ማኪና ሓደጋ ብድንገት ስለዝዓረፈት ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ብኸምዚ ዝስዕብ ክፍጸም እዩ። ናይ ፍትሓት ስነ-ስርዓት ታሕሳስ 10, 2016 ካብ ስዓት 11 ናይ ንጉሆ ክሳብ 12(ፍርቂ መዓልቲ) ኣብ 200 West Beardsley Road Phoenix AZ 85204 Memorial Park
መድረክ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ነቲ እዋናዊ ምዕባሌታት ሃገርና ኤርትራ ምርኩስ ብምግባር ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒn ዲሞክራሲን ኤርትራውያን ምስ ፈተውቲን ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ብኽብሪ ንዕድም። ግዜን ቦታን ቀዳም ዕለት 10.12.2016 ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ - 22:00 ናይ ምሸት Saalbau Grießheim Schwarzerlenweg 57 65933 Frankfurt am Main دعوة فرصة لطلاب العدالة الإرتريين في مدينة فرانكفورت. يشرفنا
ኤርትራ ልኡላዉነታ ካብ ተረጋግጽ ንመጀመርያ እዋን መሬታ ንወታሃደራዊ መደበር ክትጥቀመሉ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብኽራይ ከምዝሃበት ብሳትላይት ዝተሰነየ ኣሳእል ቀሪቡ። ዕሱባት ስዑዲ ዓረብን፡ መሻርኽታን ዝስልጥንሉ ወታሃደራዊ መዓስከር ደኲነን የሰልጥና ከምዘለዋ ሰሚዕና። ብዘይካ`ዚ ኣብቲ ንየመናዊ ጉጅለ ሑቲ ንምድምሳስ ዝካየድ ዘሎ ወታሃደረዉን ፖለቲካዉን ቃልሲ ብቀጥታን ተዛዋዋርን ትሳተፍ ከምዘላ
ኣሽምባይዶ ንዓቅሚ ኣዳምን ሂዋንን ዝበጽሐ ሰብ ዘጽብቀሉን ዘኽፍኣሉን ዝግንዘብ ሰብ፡ ወለዲ ሓደ ዓመት ዝገበረ ውላዶም’ውን “እንታይ ይሕሸካ” ኢሎም ዝበልዖ መግቢ ፡ ዝሰትዮን ዝለብሶ ክዳንን የምርጽዎ። ወለዲ ሓደ- ሓደ እዋን ጠለብን ቃሕታን ውላዶም ይሰምዑ፡ ካልእ እዋን ድማ ብሕጽረት ዓቅሚ ወይ ብጽቡቅ ሓልዮት፡ ወለዲ ንጠለባት ውላዶም፡ “ኣይፋል”
(ምድሃል + ምልማስ + ምስጓግ) x (ዘይምትእምማን + ብኲራት ምሁራን) = ምብትታን ህዝብን ሃገርን ኣብ መንበሪ ገዛ እንዳ ሓደ ብ/ጀነራል ክልተ ኮሎኔላት፡ ሓደ ማእከላይ ጽፍሒ ዝሓላፍነቱ ኣብ ሲቪላዊ ስራሕ መንግስቲ ዝተመዘዘን ሓደ ዝተጣየሰ
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ’ቶም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ልቢ ዝተንከፈ ዘሐዝን ናይ ሞት ሓደጋ ዘጋጠሞም ክልተ ኮዋኽብቲ ስነ_ጥበበኛታት መርሃዊ ቀሺ ስብሃት-ለኣብን ዮናስ ዮውሃንስ ወዲ ኪኮን ብሓሙስ 01 ታሕሳስ 2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተፈጺሙ። እዞም ድሕሪ ዕለተ መስዋእቶም ክሳብ ናይ
እዚዅሉ ጭርጭር ዓበደ ንምንታይ ኣድለየ? ህግደፍ ኣብ ሸፈጥን ምድንጋርን ዝዓረደ ምትእኽኻብ’ዩ። እዚ ባህርያት ህግደፍ’ዚ ኣብ ኵሉ ዓውደ ስራሓቱ ንርእዮ ኣለና። ኩላትና ከም ንፈልጦ: “ብድሆ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ህግደፋዊ ናይ ጸለል መለል ዳንኬራ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ከተማ ስታቫንገር ተኣማሚኑ ምርኢት ኣቕሪቡ ኣይፈልጥን እዩ። ኣብቲ ብኽንደይ ምስጢራዊ ኣገባብ
ንቡር ዝፈልጥ ውላድ ረኺባ ብሰላም ክትነብር ኣብ ዓዳ ‘ላም ሓዊ ወሊዳ ከይትልሕሶ ኣንደዳ’ ከይትጉሕፎ ውላዳ ‘እንተ ተመሰለለይ!’ ኢላ ሃዲማ ተሰዲዳ ንሓዊ ዝኾነ ውላዳ ገዲፋ ዓዳ ግን ተሳጠሐት ንዝገደደ ሓደጋ ኮነት ግዳይ ባሕሪ ምድረ-በዳ ዘርከበ ዘሳድዳ ዘሸክማ ዘይነበራ ዕዳ ክፈሊ! ሓውሊ! ዝብል ሓኒቑ ብኽሳዳ የብለይን! ዘይፈልጥ ቡዳ ካብ ኣካላ ቅንጣብ ጓሕጊሑ ዝሰዳ ናብ ካልእ ኣካላ ዝጉሕጉሕ ይሰዳ ስለዚ ትምህለል’ያ ዘላ ‘ወላድ ትፍረድ!’ እናበለት ማይ
ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒት ታይዋን ብቴለፎን ብምዝርራብ፣ ነቲ ኣመሪካን ታይዋንን ወግዓዊ ዝምድና ኣብ ዘቋረጻሉ 1979 ዓመተ ምህረት ዝጸደቐ ፖሊሲ ኣመሪካ ከምዝጠሓሰ ማከናት ዜና ኣመሪካ ገሊጸን። ቻይና፣ ታይዋን ኣካላ ምዃና ንምርግጋጽ ኣብ 1979 ‘ሓንቲ ቻይና’ ዝብል ኣምር ድሕሪ ምትእትታዋ እያ፣ ኣመሪካ ነቲ ናይ
ብዙሕ ሰብ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም (archive.assenna.com) ብዕለት ሕዳር 25, 2016 “ ስርዓት ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰኣኖ (2%) ክልተ ሚእታዊት ፥ ካብ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ (15%) ዓሰርተ ሓሙሽተ ሚእታዊት ገይሩ ከእትዎ ምዃኑ ብመጋበርያታቱ ኣቢሉ ትእዛዝ ሂቡ “ ብዝብለ ኣርእስቲ ብዝሑፈን ደምጸን ዝተሰነየ ብዛዕባ ብካድረታት ህግደፍ ዝተለኣኹ ዘምርሕዎ ናይ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ከተማ ሓለብ ሓንቲ ካብተን ጥንታውያን ከተማ ደቂ ሰብ`ያ። ደቂ ሰብ እናረኣዩ እናሰምዑ ከኣ ትዓኑ`ላ። ንረብሓ መን`ዩ ?ንረብሓ መን`ዩ ዝብል ዛዕባ ይጽናሓልና`ሞ፤ ድሕሪ`ዚ ንርእዮ ዘሎና ህልቀት፤ ዝውሕዝ ዘሎ ደም፤ ጽባሕ ኣብ መሰረት ናይ`ዚ ዑና` ዚ ዝህነጽ ኣእምሮን ኣተሕሳስባን ከመይ ክኸውን`ዩ ኢልና ንግምት ?! እቲ
ኣቦ መንበር ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ስታቫንገር ኣቦ መንበር ተኽለ ፈዳይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ ዕለት 23.11.16 ኣብ ስታቫንገር ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ምሉእ ብምሉእ ተሳዒሩ። መበገሲ ናይቲ ጕዳይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ስታቫንገር፡ ብድሆ (Biddho) ብዝብል ስም ዝተጠመቐ ናይ ጓይላ ጕጅለ ህግደፍ ኣብ ዝነበረ መደብ ሙዚቃን ዳንኬራን
ክልተ ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛታት ብሓደጋ ተሰዊኦም ከም ኩሉ ኤርትራዊ መንእሰይ ስደት ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ወሲዶም ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ዶብ ቆሪጾም ናብ ጎረቤት ኢትዮጵያ ዝኣተው ድምጻዊ መርሃዊ ስብሃት-ለኣብን ደራስን ተዋሳእን ዮናስ ዮውሃንስን (ኪኮ) ናብ ኣዲስ ኣበባ ንምእታው እናተጓዓዙ ብዘጋጠሞም ዘስካሕክሕ ናይ መኪና ሓደጋ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።
ሓደ ካብቶም ንኤትራ ኣገልግሎት ዝህቡ ዝነበሩ ቀንዲ መጓዓዝያ ነፈርቲ መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ካብ ፈለማ ወርሒ ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ካብ ደውሓ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ ስሩዕ በረራ፣ “ስርሒታዊ ምኽንያታት” ዝብል ዘይንጹር ሓፈሻዊ ምኽንያት ብምሃብ ከቋርጾ ምዃኑ ሓቢሩ። እቲ 4 ታሕሳስ በረራኡ ደው ከምዘብል ዝገለጸ መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ቅድሚ
ኣብቲ ብ23 ሕዳር ኣብ ማላቦ፣ ኤኳተርያል ጊኒ ዝተኻየደ 4ይ ኣኼባ ኣፍሪቃን ዓረብን ዝተሳተፈ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዑስማን ሳልሕ፣ ነቲ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ተገዲዶም ናይ ዝተዓስከሩ ኣምኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን ነጻ ጉልበት ዘባኸነ፣ ማእለያ ዘይብሎም መንእሰያት ብዘይልቦም ናብ ስደት ዘንፈጸ ‘ብዋርሳይ ይከኣሎ’ ዝፍለጥ ፍሹል
ሎሚ ዘበን ኣብ ኤርትራ ዝምስገን ክራማት ስለዝነበረ፣ ኣብቲ ካብ መጀመርያ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ሕዳር ኣትሒዙ ክሳብ ፈለማ ወርሒ ናይቲ ዝመጽእ ዓመት 2017 ኣብ ዘሎ ቀውዒ ጽቡቕ ምህርቲ እኽሊ ክሕፈስ ትጽቢት ከምዝግበረሉ ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝዝዘርግሖ ኣማቲ ዜና ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቲ ኣብ
ትዝ ኢልካኒ ሕዳር 27/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ትዝ ኢለካኒ ኣላህ ዎ! ኣክበር ፍቓዱ ኰይኑ’ምበር ጅግና ’ዶታ ’ቕበር ረስሚ ተኸዲንካ ብዓል ፎርማ ዕማ እንተገበርካ ብዓል ግርማ ንፈተውቲ ቍርኣን ተንብበሎም ንጸላእቲ ብብረት ትሃድኖም ደርሆ ነቆ ጥንቲ ዝኸተተ ምስ ጀጋኑ ምስ ማሕበር ሸውዓተ ካብቶም ጀጋኑና ሓደ-ሓደ ንኽቃለስ ኢሉ ዝተወልደ ትዝ ኢልካኒ…… መን’ዩ ሶይራ ’ሉካ ክቡር ኣቦ? ሓቂ ኮይኑ ሳጓ ዝሓሰቦ እምበር እምባ ኣርሒቑ ዝጥምት ኣልቦ
ስም ተውላጠ ስም - ቅጽል ዘማእከለ ካብ ሕጊ ሰዋሱው - “ግስ” ዝፈንቀለ ብርኺ ካብን ናብን - ዓዲ ዘውዕለ ብርሃን ዝጎደሎ - ኣዒንቲ ዕንጕለ ብጽላሉ ዝምካሕ - ቃንጥሻ እጕለ ግስ መስተጻመር - ኣንጊሆም ምስ ወጹ ብቓልኣጋኖ - ዝነብር ኣጊጹ ሓንቲ ከይሓዘ - እግሪ ከም ኣረነ ሰኣን ሚእቲ ይብል - ከም ዓራጃጂነ ንፋስ ስግር ባሕሪ -
ስርዓት ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰኣኖ (2%) ክልተ ሚእታዊት ፥ ካብ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ (15%) ዓሰርተ ሓሙሽተ ሚእታዊት ገይሩ ከእትዎ ምዃኑ ብመጋበርያታቱ ኣቢሉ ትእዛዝ ሂቡ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ኣብ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ቀንዲ መሳርሒ ገይሩ ኣቐሚጥዎም ዘሎ ከም ግርማይ ዘርኣይ ዝኣመሰሉ ሃሱሳቱ ኣሰንዩ ንኣባ ሉቃስን ኣባ ባስልዮስን ዝተባህሉ
ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ህግደፍ፡ ሕጊ፡ ቅዋምን ግሉጽነትን ስለዘየለ፡ ኤርትራውያን ፍትሕን መሰልን ክረኽቡ ትጽቢት ክገብሩ ኣይክእሉን’ዮም። ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ህይወቱ ክመርሕን ዕድላቱ ክውስንን ኣእምሮን ልቦናን ከምዘይብሉ ገይሩ ስለዝወስዶ፡ “ኣነ ዝበልኩኻ ጥራሕ ግበር” ብምባል’ዩ ንመዓልታዊ ምንቅስቃሱ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ሓኒቁ ዝሕዝን ዝሕምትልን ብልሓታትን ተንኮላትን ብምምሃዝ ሰብኣዊ
ኩነታት ግብጽን ቱኒዜይን፥ ግብጽን ቱኒዜያን ካብተን ዜማዕበሊ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢየን። ቅዴሚ ህዜባዊ ናዕቢ ምጅማረን ብመንገዱ ሕቡራት ሃገራት ( UN ) ኣብ ዜተገብረ መጽናዕቲ ካብ 135 ሃገራት ቱኒዜያ ሳደሸይቲ ክትወጽእ እንከሊ ግብጺ ከኣ መበል 14 ወጸት ። እዙ ናይ ወዱ ሰብ ዕብየት መሇክዑ ( Human Development Index ) ተባሂለ
ኣብዚ ወርሒዚ ሕዳር 2016፡ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሕ/መ/ኣሜሪካ፡ ናይ ተወዳደርቲ ፖለቲካዊ ክትዕ ካብ ልዙብ ናይ ሃገር እትምርሓሉ ፖለቲካዊ ፍልስፍናን፡ ስነ-ሐሳባትን፡ ፖሊሲታትን ዝርሐቐ ዘይንቡርን ኣሰካፍን እዩ ኔሩ። ወ/ሮ ሂለሪ ክሊንተን ኣብ ሓፈሻዊ ሃገርዊ ደረጃ ማለት፡ ኣብ ፖፕላር ምርጫ ብኽልተ ሚልዮን ቐዲመን ክንሰን፡ እቲ ቑጽሪ ግን ኣብ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ታሪፍ ነዳዲ ከምዝጎደለ ዘናፈሶ ወረ፣ ለውጢ ይገብር ከምዘሎ ኣምሲሉ ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ንምድንጋር ዝመሃዞ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ምዃኑ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዚ ከይኣክል ሰበስልጣን ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ለውጢ ሓቂ ከምስሉ፣ ኣብዚ መሰረት ዘይብሉ ምጕዳል ታሪፍ ተመርኵሶም ኣውቶቡሳትን ታክሲታትን ዋጋ ከጕድሉ ዘመሓላለፉዎ ትእዛዝ
ምኪኤል ስባህቱ ዝተባህለ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ክተማ ለንደን ዝነበር ኤርትራዊ ኢንጂነር፣ መስርሕ ምዝርጋሕ ኤለትሪክ ኣብ መናድቕ ህንጻታት ዘቃልል መሳርሒ ከምዝመሃዘ ኣብ ፋይናንሻል ታይምስ ዝወጸ ዓንቀጽ ሓቢሩ። እቲ ኣብ 1990 ናብ ዓዲ እንግሊዝ ድሕሪ ምስዳዱ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ብተክኒካል ኢንጂኔሪን ዝተመረቐ ምኪኤል ልዕሊ 40 ሽሕ ኣታዊኡ ኣብቲ ፕሮጀክት
መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ'ዩ? ቕድሚ መላኽነት ወይ Dictatorship እንታይ'ዩ? ንዝብል ሕቶ ዝርዝራዊ መልሲ ምሃብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ኣንታይ ከምዝኾነ አሕጽር አቢልካ ምርአይ አገዳሲ ይኸውን። ዲሞክራስያዊ ስርዓት ወይ democratic system ካልእ ጫፍ ወይ አንጻር ናይ መላኽነት ወይ Dictatorial system ኮይኑ፡ ህዝቢ ማእከል ጌሩ፡ አብ ሕገ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሕፊዝ ”ናይ ዝተወለድካላ ስድራ፤ናይ ዝብጻሓካ ቦታን ህዝብን ባህልን ቋንቋን፡ ናይ ትኣምኖ ሃይማኖት፤ ናይ ዝተማሃርካላ ቤት ትምህርቲ፡ ናይ ትድግፋ ጋንታ ኩዑሶ
ሎሚ ዘበን ኣብ ኤርትራ ጽቡቕ ክራማት ብምንባሩ ድሓን ናይ እኽሊ ፍርያት ኳ እንተተርኽበ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ብዘዘውትሮ ዘሎ ቀጻሊ ግፋን ምቍጽጻር ዓያዪ ጉልበትን ነቲ እኽሊ ኣብ ምዕጻዱን ምእታዉን እኹል ጉልበት ብዘይምህላዉ ህዝቢ ተሸጊሩ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ከምዝርከብ ምንጭታት ሓቢሮም:: እቲ ዝፈረየ እኽሊ ከይባኽን ካብ ኣሃዱታቶም ሞሊቖም ስድርኦም
ሓንቲ ከቢድ ሕማም ካንሰር ዝነበራ ስማ ዘትገለጸ ጓል 14 ዓመት እንግሊዛዊት ቆልዓ፣ መድሃኒት ኣብ ዝተረኽበሉ ግዜ ናብ ዳግማይ ህይወት ክትምለስ መታን ሬሳኣ ኣብ ክንዲ ዝቕበር ኣብ ፍሉይ ምዝሓሊ ደስኪሉ ክጸንሕ ኣብ ቤትፍርዲ ተኸራኺራ ድሕሪ ምዕዋታ፣ ከምዚ ዝበለቶ ድሌታ ተማሊኡላ ኣካላታ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ፍሉይ ቦታ
ነዛ ሓጻር መልእቲ ክጽሕፍ ዝቐሰበኒ ምክንያት ብዕለት 06/11/2016 ኣብ ዕላል-የዕሩኽ (paltalk) ሕድሪ ጀጋኑናን ስመር-I (Smerrr1 - and Hidi Jeganuna ) ኣሳለጥቲ ዓለምለካዊ ተበጉሶ ሓይሊ ዕማም ዘቕረቡዎ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ዝሃብዎ ብትሕዝትኡን ኣቀራርቡኡን ›ኣዝዩ ልብካ ዝመስጥ፣ ተስፍ ዝህብ እዩ እሞ ኔሩ ክንስዕቦን ክንድግፎም ሎሚ ጽባሕ ዘይባሃሎ ጉዳይ ኾይኑ
ዕጥቂ ስነ-ጥበበኛታት፡ 16.11.16፡ “ድምጻዊ መንእሰይ ሮቤል ሚካኤል፡ ንስኻስ ቆንጆኻ ከተናዲ ጥራይ ብኣምሓርኛን ትግርኛን ብምድራፍካ ክንድኡ ካብተባህለ፡ ብዛዕባ ነቶም ዘይእንታይና ኣምሓሩ ሓቚፉ ዘሎ መራሒና ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከድኣ እንታይኮን ክበሃል ምተኻእለ?” ኣቐዲመ ከምኣቦን ዜጋን መጠን ልዕሊ’ቲ ንህዝብኻን መሳቱኻን ዝሃብካና ልዑል ሰላምታ፡ ናተይ ደሪዐ ከምቖካ እፈቱ። ኣስዒበ ንብ ዛዕባ ኣብ