Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዜቢ ኤርትራ ከም ህዜቢ ቱኒዜያን ግብጽን ህዜባዊ ዒመጽ ክጅምርን ኣብ ዒወት ክበጽሕን ይኽእል ዶ ?

ኩነታት ግብጽን ቱኒዜይን፥ ግብጽን ቱኒዜያን ካብተን ዜማዕበሊ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢየን። ቅዴሚ ህዜባዊ ናዕቢ ምጅማረን ብመንገዱ ሕቡራት ሃገራት ( UN ) ኣብ ዜተገብረ መጽናዕቲ ካብ 135 ሃገራት ቱኒዜያ ሳደሸይቲ ክትወጽእ እንከሊ ግብጺ ከኣ መበል 14 ወጸት ። እዙ ናይ

ኩነታት ግብጽን ቱኒዜይን፥

ግብጽን ቱኒዜያን ካብተን ዜማዕበሊ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢየን። ቅዴሚ ህዜባዊ ናዕቢ ምጅማረን ብመንገዱ ሕቡራት ሃገራት

( UN ) ኣብ ዜተገብረ መጽናዕቲ ካብ 135 ሃገራት ቱኒዜያ ሳደሸይቲ ክትወጽእ እንከሊ ግብጺ ከኣ መበል 14 ወጸት ።

እዙ ናይ ወዱ ሰብ ዕብየት መሇክዑ ( Human Development Index ) ተባሂለ ይጽዋዕ ። ምዕባሇ ሃገራት ማሇት

ብትምህርቲ : ብጥዕና ፥ ብቁጠባዊ መነባብሮ ዜተገብረ መጽናዕቲ የጠቓልል። እ዗ን ክልተ ሃገራት ሽሕ’ ኳ በቲ

ዜተጠቕሰ መሇክዑታት ጽቡቕ ውጽኢት የርእያ’ምበር ፥ እቲ ህዜቢ ኣብ ልዕሉ እቶም ምልካውያን ገዚእቱ ሕቶ መሰልን

ዱሞክርራስያዊ ምሕዯራን ብምልዒል ህዜባዊ ዒመጽ ብምብጋስ ነቶም ምልካውያን ገዚእቱ ካብ ስልጣኖም ከም዗ልገሶም

ኩሊትና ዜርኣናዮ ሓቂ ኢዩ ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ማሊሻ November 25, 2016

    “ህዜቢ ኤርትራ ከም ህዜቢ ቱኒዜያን ግብጽን ህዜባዊ ዒመጽ ክጅምርን ኣብ ዒወት ክበጽሕን ይኽእል ዶ ?”

    ንዝብል ሕቶ ሓጻር መልሲ፤ — ኣይከኣልን፤ ኣይክእልን እዩ። ኣብ ኤርትራ ንህዝባዊ እምቢታ ዝኸውን ብቑዕ ምኽንያት እኳ እንተሃለዎ፣ ነዚ ዝኸውን ባይታን ቁጽሪ መንእሰይ ግና የብሉን።
    ኣብ ከተማታት ኤርትራ እንተረኣና ትሕቲ ዓሰርተ-ሹድሽተ ቆልዑ ደኣ እምበር፣ ልዕሊኡ ዕድመ መንእሰያት የለዉን። ሰለዚ ኣብ ኤርትራ በዚ ዘለዎ ኩነታት ህዝባዊ እምቢታ ዘይሕሰብ እዩ።
    መእሰያት ኤርትራ ብስደትን ህድማን፣ ብግፋን ሃገራዊ ኣገግሎትን ተሾቕሪሮም ስለዝነብሩ፣ ለውጢ ከበግስ ዝእኽል ዓቕሚ ኣብ ውሽጢ ሃገር የብሎምን።
    ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወት ብኸምዚ ይገልጾ: “… Thus, the mass exodus has been the safety valve that Shaebia needs badly to let go off the excess pressure from within, right before it implodes.”

    https://dissidentdiaries.files.wordpress.com/2013/06/romanticizing_ghedli.pdf

    —————–

  • tesaryam November 25, 2016

    ኣቶ ተስፋጽዮን ኣብዚ ሰሙን እዚ እንታይ ኢሉ?

    ህግሓኤን ህግደፍን ክልተ ፍጹም ዝተፈላለዬ ዉድባት ኢዬም። https://www.youtube.com/watch?v=lo3UdMTkURQ

  • hidat November 26, 2016

    Ezi hito ezi nieket ab leli hizbi eyu zeree .Neti texgbeni kichas ab mekuluaa kelal yifelta ilu netom hiwket kimelsu zixeru zelewu xelaeti zimeketen zimikit zelo hizibi mukanu meas tishtwo .Bihaxiru kemzi ainet nifas nEritra gexu aynefisin eyu .

POST A COMMENT