ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዓመታዊ ኣኼባኡ ብዕለት 18.02.2017 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዛዚሙ። ኣኼባ ኣብዚ ሓጺር እዋን ብዝተረኽበ መስዋእቲ ኣባል ማሕበር ኣካለ ጽጉማንን፤ ነባራት ተጋደልትን ዝኽሪ እዩ ተጀሚሩ። ዓመታዊ ኣኼባ ማሕበር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2016 ዘካየዶም ንጥፈታትን ተሳትፎ ግዱሳት ዜጋታትን ሓበሬታ ብምቕራብ ኢዩ፣ ሓው
ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዓመታዊ ኣኼባኡ ብዕለት 18.02.2017 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዛዚሙ። ኣኼባ ኣብዚ ሓጺር እዋን ብዝተረኽበ መስዋእቲ ኣባል ማሕበር ኣካለ ጽጉማንን፤ ነባራት ተጋደልትን ዝኽሪ እዩ ተጀሚሩ። ዓመታዊ ኣኼባ ማሕበር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2016 ዘካየዶም ንጥፈታትን ተሳትፎ ግዱሳት ዜጋታትን ሓበሬታ ብምቕራብ ኢዩ፣ ሓው
ብምኽንያት መስዋእቲ ኣብነታዊ መራሒና ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን፣ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ጨንፈር ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ከተማ ሎንደን፣ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት 26/02/2017 አዳሊዩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ኩሉ ሃገራዊ ኣብዚ መዓልቲ’ዚ ብምስታፍ፣ ንጅግንነቱን ተራኡን ኣብ ታሪኽ ተጋድሎ ህዝብና ንምግላጽን ፣ ንስለ ንናጽነትን ፍትሕን ህዝብና
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V በዓል 8 መጋቢት 2017 ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017 8መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ንምዝካር ይዳለዋ ኣሎዋ። እዛ መዓልቲ እዚኣ
ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሎም ኣብ ወጻኢ ተበታቲኖም ዘሎዉ ኤርትራውያን ብ ኣጋጣሚ መጋቢት 08፡ 2017 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ለካቲት 17፡ 2017 ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን፡- ታሪኻዊ መበገሲ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንዝኽሪ'ቲ ብ1908 ዝተገብረ ኣድማ ናይ ኣህጉራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ትካል ዓለባ፡ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ
መኒኻ ዝብለንስ መንዩኸ ንሱ? 15.02.17፡ “ሃይ፡ ኣበይድኣ ተሰዊርካ ጸኒሕካ? ኣነስ "ከይፈለጥናዶ ካን ተኻርጁ” ካብዝብል ሻቕሎት ሃለዋትካ ንምፍላጥ ክደልየካ ቀ ንየ ክረኽበካ ግን ኣይከኣልኩን” . . . . . . . ናብ ዘምጽኦ ዕላል ኢየ ሒዘኩም ክኸይድ። ቅንያተይ ምስ ሓደ ካብቶም ከምገለ ወዝቢ ዓይነት እንተረኸቦም ጥፉኣት ከናዲ ዝተዋፈረ
ኣዴታት ኤርትራ ብኸያ መሬት ዝበጣ ጸጉርኽን ንጸያ ብንብዓት ዝጠልቀየ ነጸላኽን ደርብያ ምእንቲ ዝዕጸዱ ዘለዉ ደቅኽን ከም ምጉያ ምእንቲ’ዛ ሃገር ዝተለወጠት ናብ ደም ራህያ ምእንቲ እዚ ዘይሓሰቦ ዝረኸበ! ዘጥፍኡዎ ዘዕበ! ከም ኣራዊት ዝተሃድነ ዝተበተነ ብጓሂ ተጠቢሱ ዝተኸድነ ድነ ብኸያ ‘ተዘንጊዕየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ ውላደይ ኢለ ኣራዊት ኣዕቢየየ ምርቓ ዶ መርገም ይኸውንየ!’ እናበልክን ብኸያ ምእንቲ መጻወድያ ህግደፍ ምስባር ዝሰኣኑ ኣቦታት ዋርሳይ ይከኣሎ ዝተጠመቑ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሕፊዝ ንሓደ ንደርሆ ምሕራድ ዝኸውን ጭካነ ዘይብሉ ሰብ፤እንተዳኣ ኣብ ኣእምርኡ ብሾቨንያ ዝተላዕጠጤ ጽልእን ፍርሕን ክትዘርእ ኪኢልካ ቀታሊ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣቀታትላ ዘኽፈኤ ሰብ ንምግባሩ ዘይከኣል ነገር ኣይኮነን። ፍሬ ዘርኢ ጽልእን ፍርሕን ካብ ስካሪኮ ታሪኽ ዝተኣርየ ወይ`ውን ኮነ ኢልካ ዝተኣልመ ፈጠራ ክኸውን ይኽእል። ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ናጽነት
ኣብቲ ብዕለት 11-02- 2017 ካብ ሰዓት 15.00 ክሳዕ 20.00 ንሓሙሽተ ሰዓታት ዝተኻየደ ኣኼባ በቲ ንሓያለ ጊዜ ዝተኻየደ ኣኼባታት ጽማቕ ብምግባር ንብሕጂ ዝኸይድ ቃልሲ ተካይድ ሸውዓተ ዝኣባላታ ሽማግለን ክልተ ተጠባበቕትን ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ምርጫ ጉባኤ ኣካይዱ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/02/akieba-11-02-2017-2-1.pdf"]
ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ዓብዱ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራ-ቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/02/Abdu-Omar-12022017.pdf"]
Scarico 2 ስካሪኮ እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ 1ይ ፊርቂ 70ታት ናይ`ቲ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን ካብ ዝተፈጸመ ስልጡንን ፤ ነቲ ኣብ ስካሪኮ ኮንካ ዝጽሕተር ፤ንሓድሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ካብ ኣቦታቱ ዝሰልጠነ ዝኸውን ዝደሓረ ንኽኸውን ዝገብር፤ኣሕፋርን ኣዚዩ ድሑርን ሾቨንያዊ ዕንደራ እትብድህ ብኣካል ዝተሳተፍኩዋ ፍጻመ ክዝክረልኩም`የ። ኣብ`ታ
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 19 የካቲት 2017 ካብ ሰዓት 02:00 ድ.ቀ ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ፥ ዕላማ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍርትሒ እንታይ ከምዝኾነ ክንገልጽ ኢና፡፡ እዚ ኮሚቴና
ዲጋስ ይህነጽ ኣሎ ገላሊ ማይ ግን ይጸንት ኣሎ ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ፡ ተጋደልቲ ፖለቲካዊ ትምህርቲ እናቀሰሙ እንከለዉ፡ እቲ ትምህርቲ ዝህብ ዝነበረ ተጋዳላይ፡ “ኤርትራ ብኢትዮጵያን ሓያላት ሃገራትን ተጠማቲት ዝገብራ ዘሎ፡ ባሕሪ ስለዘለዋን ኣብ እስትራተጅያዊ ቦታ ስለእትርከብን’ያ” ክብል መግለጺ ሃበ። ሓደ ተዋዛያይ ተጋዳላይ ኢዱ ብምልዓል፡ “ብኻሞ ንዓመታት ካብ ምግዳልን
ስርዓት ህግደፍ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ብርሰት ኣብ ሃገራውነትን ሓርበኝነትን 3ይ ክፋል ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 10/02/2017 ኤርትራዊ ሃገራውነት ከም ኣምር፡ ምስ ምቛም ኤርትራ ከም ሃገር ኣብ መበል 19 ክ/ዘመን ዝጀመረ እመስለኒ። ሓርበኝነት ግን ቅድሚ ምቋም ሃገራትን መግዛእትን ዝነበረ ተርእዮ ኢዩ። ዝኾነ ሕ/ሰብ ኣብቲ ብደረጃ ቀቢላ፡ ብሀር፡ ከባቢ ወይ ዓሌት ኣብ
ኣብ ቶሮንቶ ዝነበር ዳኒኤል ነብያት ዝብሃል ከም ዘዋሪ ታክሲ እናሰርሐ ዝነበር ኤርትራዊ ከም ኣባል ናይ ሓደ Okavango African Orchestra ዝተባህለ 9 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ስነጥበበኛታት ንሽልማት JUNO ከምዝተረቝሐ ዘ ስታር ዝተባህለ ናይ ካናዳ ጋዜጣ ሓቢሩ። ክራር ዝጻወት ወዲ 44 ዓመት ዳኒኤል ምስ ጉጅሊኡ World Music Album
እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን ከም ዝኾነ ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ። ኣድራሻ Koeln, Zollstock Suedfriedhof. Hoeninger Pl, 25,
መንግስቲ ወይ መራሒ ሃገር፡ ኣረጊት ዓመት ብሓድሽ ዓመት ክትካእ እንከሎ፡ ከምቲ ልሙድ፡ ዝሓለፈ ሓያልን ድኹምን መዳያቱ ብቅንዕና ምግምጋምን ንመጻኢ ጭቡጣት መዳባት ምትላምን ንህዝቢ ዘተስፉ ብስራት ምሃብን’ዩ፡፡ ውልቀ መላኺ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመተ 2017, ኣብ መወዳእታ ጥሪ ምስ ሰለስተ ናይ ስርዓት ህግደፍ ጋዜጠኛታት ኣብ ዘካይዶ
ቤትፍርዲ ስዊዘርላንድ ፖሊሲ ኤርትራውያን ሰደተኛታት ‘ታ ሃገር ኣዝዩ ክጸንዕ ከምዘለዎ ምብያኑ ስዊዝ ኢንፎ (swissinfo) ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ኣገንዚቡ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ፈደራላዊ ምምሕዳራዊ ቤትፍርዲ ስዊዘርላንድ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ድሕሪ ደጊም፣ ኤትራውያን ስደተኛታ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ስለዝተሰደዱ ጥራይ ከም ስደተኛታት ተፈላጥነት ክወሃቦም ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ።
ጳጳሳት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይቲ ቤተክርስትያን ግርማይ ዘርኣይ ከምኡ ‘ውን ካሕሳይ ግርማይ ዝተባህሉ ዲያቆናት ካብ ሃይማኖታዊ ኣገልግሎት ንምውጋዝ ዘመሓልለፉዎ ትእዛዝ።
ስርዓት ህግደፍ በርሀ ዓንደማርያም ንዝተባህለ፣ ኣካያዲ ኢንተርኮንቲነንታል ሆተል ( ናይ ሕጂ ኣስመራ ፓላስ) ንዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ኣብ ቀይዲ ኣእትዩዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሱ ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ኣቢሉ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ከምእተኣስረ እቲ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ ስርዓት ህግደፍ ከሳሳይን ተኸሳሳይን ብግልጺ ዝቐርቡሉ ነጻ ቤትፍርዲ ስለዘየልቦ፣ ክሉ ብዊንታ ኢሳይያስን ጉጅሊኡን
ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ድቅስ ወሪሑ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፣ ነቲ ብሰንኪ ብልሽውን ገባትን ምሕደራኡ ንሃገርና ናብ ፍጮ ሃገር ለዊጡ ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዘቕቲ ፖለቲካዊ ጭቆና፣ ምረት መነባብሮን ስደትን ብምሽማም ዝፈጠሮ ኩሉ መዳያዊ ውድቀት ናብ ካልኦት ብምጽጋዕ፣ ከምቲ
ሓደ ምስ ኤርትራ ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘይብሉ ሰብ፡ “ምስ መንግስቲ ኤርትራን ፕረሲደንት ኢሳያስን ክላለ ደልየ” ኢሉ እንተዝሓተና መልስና እንታይ ምኾነ? ብርእይቶይ እቲ መልሲ ኣብ ክልተ ምተመቅለ፡ ዝጎበጠ ምጉትን ትኽ ዝበለ ሓቅን። ኣብ ናይ ሎሚ ጽሑፋይ ድማ ኣብቲ ትኽ ዝበለ ሓቂ ክፋል ጥራይ ከተኩር። ብዛዕባ ዝጎበጠ ምጉት
ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እቲ ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ. ዝተመረጸ ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንደሞክራሲያዊ ልውጢ ኣብ ኤርትራ ካብ NRW ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2014ዓ.ም.ፈ. ግዜኡ ኣብቒዑ ነይሩ እዩ፡ ብመገዲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ምንቅስቃስ፡ ብሓድሽ ሽማግለ ክትካእ ነይርዎ። ኮይኑ ግን ብሰንኪ
ካብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ኣባል ድምጺ ሓፋሽ ፕሮግራም ዓረብ፣ ድሕሪ ናጽነት ‘ውን ኣብ ቴለቭዥን ኤርትራ ብደረጃ ሓላፍነት ዝሰርሐ ነባር ጋዜጠኛ፣ ቀጺሉ ኣብ ደንማርክ ከም ቆንስል፣ ኣብ ፓኪስታን ከኣ ኣምባሳደር ኤርትራን ኮይኑ ዝዓየየ ነባር ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ዓብዱ መሓመድ በክሪ ሄጂ (ዓብዱ ሄጂ፣ ዝሓለፈ ሰኑይ ብምልካዊ
ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብዚ ኣቲናዮ ዘሎና ሓድሽ ዓመት፡ ነቲ ኣብ ዲፕሎማስያውን ኣህጉራውን መዳያት ዘጋጥሞ ዘሎ ተነጽሎታትን ውርደትን ንምንጋፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንምድንጋርን ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን፡ ናብ ውሽጥን ወጻእን ዝቀንዐ ጽዑቕ ዘመተ ከካይድ ከምዝጀመረ፡ ካብ ኣስመራ ዝወጸ ሓበሬታ ይመልክት። እቲ ካብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ሚኒስትሪ ዜናን ዝወጸ
ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) ዓድሽ ዓመት 2017 ድሕሪ ምኽሳቱ፡ ኣብ መጀመርያ ሰሙን ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ ጥሪ፡ ዝዓጠቑ ኣባላት ክፍሊ ጸጥታ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ "ኮብሊልካ" ብዝብል ምስምስ ንመንእሰይ ጀማል ዓብዱልዋስዕ ካብ ዓዱ ዓዲ-ወደርኪ ብሓይሊ ሒዞም ንኽኣስርዎ፡ ብከውታ ለይቲ ንዝንብረሉ ዝነበረ መንበሪ ስድራ-ቤቱ ከቢቦም ብሃንደበት ንዕኡን ንስድራ-ቤቱን ሓደጋ ወዲቖሞም።
‘ሆም ኦፊስ’ (ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ)፣ ቁጽሪ ስደተኛታት ንምውሓድ ካብ ዘለዎ መደብ ተበጊሱ፣ ሓደ ካብ ዝኸፍኡ ውለቀመለኽቲ ዓለም ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ንዝፍጽሞ ዘሎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣነኣኢሱ ብምቕራብ፣ ንስደተኛታት ኤርትራ ዝምልከት መርምርሒ ሰነዱ ከምዘፍኮሶ ዘ ጋርድያን ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ፕሮጀክት ህዝባዊ
ረያል ማድሪድ ብእትርከበን ዓበይቲ ክለባት ኤውሮጳ ከይተረፈ ክድለ ዝጸንሐሐ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣለክሳንደር ኢሳቕ’፣ ዝኸበረ ትሕቲ ዕድመ ተጻዋታይ ኮይኑ፣ ነታ ክጻወተላ ዝጸንሐ ሽወደናዊት ጋንታ AIK ገዲፉ ምስ ጀርመናዊት ክለብ Borussia Dortmund ብ 10 ሚልዮን ይሮ ናይ ነዊሕ እዋን ውዕል ከም ዝተፈራረመ ካብ
ኣብ ጋምብያ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ምርጫ ድሕር ምዕዋቱ ብዝተኽስተ ፖለቲካዊ ወጥሪ ኣብ ጎረቤት ሃገር ተዓቚቡ ዝጸንሐ ሓድሽ ፕረዚደንት ጋምብያ ኣዳማ ባሮው፣ ፕረዚደንታዊ መሪሕነቱ ንምጅማር ብክብ ዝበለ ህዝባዊ ኣቀባብላ ተዓጂቡ ሎሚ ሓሙስ 26 ጥሪ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣረጋጊጸን። እቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ሃገሩ ኣብ
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 23/01/2017 ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኤርትራ ከም ሃገር ዘጋጥም ዘሎ ሰብኣዊ ብርሰት ተዛሪበ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ 2ይ ክፋል ድማ ብዛዕባቲ ኣብ ሃገርና ዘጋጥም ዘሎ ባህላዊ ብርሰት ቁሩብ ክትንክፍ ኢየ። ባህላዊ ብርሰት ንሳቶም ባህላዊ ሰውራ ኢሎም ክጽውዕዎ ይኽእሉ ኢዮም። ኣነ ግን
ህዝቢ ኤርትራ ኣስላማዩ ክርስትያኑ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዎ ሓላል ህዝቢ ኢዩ፡ዕድሉ ኮይኑ ግን ከም ድልየቱ ኣይኮነሉን፡ካብ ዘመነ ገድሊ ክሳብ ሕጂ እፎይ ኢሉ ከየዕረፈ ኣብ ከልበትበት ይርከብ፡ኣብ ገዛእ ሃገሩ ተጠቃሚ ጸጋታቱ ክኸውን ይትረፍስ ከም ሰብ ናይ ምንባርን ምህላውን መሰሉ ተነፊግዎ ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ናብራ ይርከብ፡ዘዝወለዶም ደቁ ንስደት ኣብ ዘምርሕሉ ዘለዉ እዋን ገሊኦም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ፡ገሊኦም ኣብቲ ጸሊም ባሕሪ፡ገሊኦም ከኣ ብበላዕቲ ደቂ ሰባት ተተጨውዮም ይጸንቱ'ለዉ፡፡ [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/01/tigrina-article-61.pdf"]
ዕስራ ጥሪ 2017፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዕድመ ስልጣኑ ዘብቅዐ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ካብ ቤተ-መንግስቲ ዋይት ሃውስ ዝተፋነወሉ፡ መበል 45 ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ስልጣኑ ዝተረከበሉ ወግዓዊ ጽምብል’ዩ ነይሩ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከም ካልኦት ዝበዝሓ ሃገራት ዓለም፡ ብቅዋም ዝምእዘዝ ስርዓትን
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ጋምብያ ኣብ ዝተኽየደ ምርጫ ተሳዒሩ ክንሱ ስልጣን ካብ ምርካብ ሓንጊዱ ዝነበረ መራሒ ጋምብያ ነበር ያሕያ ጃምዕ፣ ካብ ሰኔጋልን ናይጅርያን ተበጊሶም ናብ ወሰናስን ‘ታ ሃገር ዝኣተዉ ሓይልታ ሰራዊት ምዕራብ ኣፍሪቃ ብዝገበሩሉ ጸቕጢ ተገዲዱ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምውራዱ ትማሊ ቀዳም 21 ጥሪ
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ጋምብያ ድሕሪ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ ስልጣን ካብ ምርካብ ሓንጊዱ ዝቐነየ ፕረዚደንት ጋምብያ ነበር ያሕያ ጃምዕ፣ ሰራዊት ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ብዝገበሩሉ ብርቱዕ ወተሃደራዊ ጸቕጢ ስልጣን ክለቅቕ ከምእተሰማምዐ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ኣብ 1994 ብዕልዋ ስልጣን ምስ ጨበጠ ን22 ዓመታት ኣብ መሪሕነት ዝጸንሐ ሚስተር ጃምዕ፣
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ብምዃን ሎሚ 20 ጥሪ 2017 ቃለ-ማሕላ ፈጺሙ። ንሱ ኣብ ጽምብል ቃለ-ማሕላኡ ኣብ ዘስምዖ መደረ፣ ኣመሪካ ፋብሪካታት ዝባደሙላ፣ ገበናት ዝሳዕረረላ፣ ስርዓተ- ትምህርቲ ዝወደቐላ ሃገር ኮይና ምህላዋ ብምጥቃስ፣ ዘበነ ፕረዚደንትነቱ ኣብታ ሃገር ለውጢ ከምጽእ ምዃኑ ተመባጺዑ። ፕረዚደንት ትራምፕ ዘስምዖ መደረ፣ ንምስሊ ኣመሪካ
ኣብ ከባቢ ዓዲዃላ ካብ እትርከብ ዓዲወደርኪ ዝተባህለት ዓዲ፡ ልዕሊ 70 ዝኾኑ ደቀንስትዮ ዝርከበኦም ዜጋታት ብጉጅለ ዓፋኝ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሮም ናብ ዘይፍለጥ ቦታ ተወሲዶም፡፡ እቲ ኣብ መጀመርያ ሰሙን ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዝተረኽበ ናጤባ ብሰንኪ ሓደ ጀማል ዓብደልዋስዕ ዝተባህለ ተወላዲ እቲ ዓዲ ዝኾነ መንእሰይ ‘ኮብሊልካ‘ ብዝብል
ናብ ዝሓለፈ ቀዳም 14 ጥሪ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 180 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ካብቲ ሓደጋ ድሒኖም ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣብ ትራፓኒ ዝተባህለት ከተማ ሲሲልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ ክልተ ኤትራውያንን ክልተ ኢትዮጵያውያንን ዜጋታት ከም ዝሓበሩ AFP ኣረጋጊጹ። እቶም ድሒኖም ዘለዉ ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን 3 ደቂ ተባዕትዮን
ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ካብ ዋይት ሃውስ ቅድሚ ምስንባቱ ሎሚ 18 ጥሪ ኣብ ዝገበሮ ናይ መወዳእታ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ ስልጣን ንዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ምርካቡ ንግዚኡ ብሕትው ዝበለ እዋን ከሕልፍ ተስፍኡ ‘ኳ እንተገለጸ፣ ሕመረት ክብርታት ኣመሪካ ምስ ዝትንከፍ ግን ድምጺ ካብ ምስማዕ ከምዘይቍጠብ ኣሚቱ። ንሱ ኣብቲ ድሕሪ ፕረዚደንትነት
ክቡር እነፍቅሮ አቦና ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል ኪዳነ ብዝሐደሮ ሕማም ምኽንያት አብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ሎሚ ዕለት 17 ጥሪ 2017 አብ ከተማ ሳንድየጎ ዓሪፉ። ዝርዝር ስነ ስርዓት ቀብሪ አስዒብና ክንሕብር ምዃንና እንዳገለጽና፣ ሐዘን ዝግበረሉ አድራሻ አብ 3104 Imperial Avenue, San Diego, CA 92102 ዝርከብ ናይ