ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም፣ እንታይ ደኣ ቁጠባዊ ሽግራቶም ክፈትሑ ከምዝተሰደዱ ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ን ዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም፣ እንታይ ደኣ ቁጠባዊ ሽግራቶም ክፈትሑ ከምዝተሰደዱ ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ን ዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም
The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COI) is a UN commissioned body with a mandate to shed light on the human rights violations being perpetrated by the Eritrean government against its people. It is carrying out its mandate by collecting oral and
Here we go again, another new year with the same resolution. It’s that time again to promise oneself to stop bad habits or addictions and set your goals for a better and prosperous year. As for me, it’s the same addiction again, going through the Eritrean
1977:: ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና::ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዓሪድና ሸውዓተ ቃድራ ተሪፈናና ብምባል ናጽነት እንታይ ከም እትመስል ንዘይንፈልጣ ነማዕድዋ ነበርና:: ኣዴታት ካብ ኣስመራ ቅያር ክዳን: ሕምባሻ:ፈውሲ ቁማል ሒዘን:ነቶም ኣብ ብሎኮ ዝነበሩ ወተሃደራት ብትብዓትን ሜላን ሓሊፈን እበጽሓና:: ኣዴታትና ቁማል ከይንብላዕ: ነቲ ከም ብረት ዝፍራሕ መድሃኒት ሒዘን
December 28, 2015 Hey, all you Abyssinians out there. While you are wasting time squabbling with each other and not talking to each other, the governments of the Arabian Peninsula are eating your lunch. Have you noticed that warships from the United Arab Emirates are operating out
It is sometimes difficult to know whether we are subscribing a depraved life or, a depraved time is reigning over us. I don't know, quite frankly! How did we Eritreans change from a God fearing, peaceful, loving and morally apt, into an easily led and
As we now approach the eve of the New Year 2016, one would reasonably ask the following two appropriate questions, in regards to the besieged state of Eritrea: What is the most important new change that we, as Eritreans, would like to see on the
Amanuel Iyasu’s recent appearances including in SEMER pal talk room was a step forward to the struggle that now appears in the stage of crystallizing the grassroots based bottom up strategy towards democracy. It was a very interesting dialogue with the crowd on the current
ROME (RNS) Gospel singer Helen Berhane found new life in Europe after fleeing Eritrea, where she was locked in a shipping container and tortured for her religious beliefs. Berhane, who was released in 2006 after spending 32 months in custody, spoke recently at a Rome conference
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/The-role-of-Intelectual-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/Zenan-bahlen-1-3.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=HiM86IT_pJE&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=htlv6r1H-_8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=Q_-khF761qw&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/New-Year-Boston-FINAL.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=fA67PIL0i0o&feature=youtu.be
Canada's immigration minister remains confident the government will meet its target to bring in 25,000 Syrian refugees by the end of February. But members of Edmonton's Eritrean community are worried the response to the crisis in Syria means refugees from their homeland will be forced to wait
An appeal for Amnesty to the prisoners of conscience in Eritrea: implications of the change of geo-politics in the Horn By Petros Tesfagiorgis On behalf of concerned Eritreans and the justice loving people the world over I ask President Isaias Afewerki to give amnesty to the
2ይ ክፋል፡ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ። 25.12.15 ቅድሚ ናጽነት። “ኣብ ዘለናዮ ሰልፊ ዓወት ወይ ሞት” እታ ኣብ ሰውራ ምስተጸንበርኩ ጎሮሮይ ዘላሕተተትኒ ጭርሖ ነበረት። ክምሓቂ ከ ምታ መዓልቲ ዕለተ-ምስላፈይ ገይረ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን። ሽዑ ኣብቲ መደበር ስልጥና ፖለቲካዊ ወይ ወተሃደራዊ ታዕ ሊም ተማሂርና ምስ ወዳእና ማሕላና ኣንጐድጒድናያ ካብቲ ህሮሩማ
https://www.youtube.com/watch?v=TqgbRLObLgI&feature=youtu.be
ኣቡን ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጋልዮስ ብምኽንያት ዕረፍቲ ናይቶም ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ዝዓረፉ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ተሽይሞም ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ትማሊ ኣብ ዘውጽኡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቶም ብዘይ ሕጊ ቤተክርስትያን ካብ ስልጣኖም ተወጊዞም ዝጸንሑ ልዑል ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ናብ መንበረ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብፍላይ ድማ ኣብ ጀዳን ርያድን ዝርከቡ ካብ 1991 ንደሓር ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ናይ ቁጠባ ስደተኛታት እምበር ናይ ፖለቲካ ጸገም ከምዘይብሎም ብምግላጽ ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ንሎሚ ሓሙስ ምሸት 24 ታሕሳስ ቆጺሩ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ካብ
His Grace Bishop Angaelos, General Bishop of the Coptic Orthodox Church in the United Kingdom issued the following statement yesterday: After having received confirmation of the death of Abune Dioskoros, we pray for his repose and for the faithful of our sister Eritrean Orthodox Church. This
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/Redsea.pdf"]
ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰብኣዊ ክብሩን ልኡላውነቱን ንምርግጋጽ ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእቲ፡ ዝሕለፎ ሓሳረ-መከራ፡ ዝባኸነ ገንዘብን ዝዓነወ ንብረትን ብገንዘብ ዝትመን ኣይኮነን። ህዝብና ናጽነቱ ድሕሪ ምጉንጻፋ፡ ነቲ ብሰንኪ ኩናት ዝዓነወ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽላታቱ ክሃንጽ፡ ዝተሰደን ዝተመዛበለን ህዝቢ ናብ መንበሪኡ ክምለስን ክጣየስን፡ ትካላውን ቅዋማውን ኣሰራርሓ ከማዕብልን ምስ ከባቢኡን ዓለምን ኣብ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ቅድሚ ሓያለ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ብምስጢር ምስ ስዑዲ ዓረብ ቀጠርን ብምስምማዕ ኣቐዲሙ ኣብ ውግእ ሕድሕድ የመን ዝኣተዎ ዕንደራዊ ጣልቃ ጋዜጣዊ መግለጺ ብምውጻእ ኣግሂዱዎ። እቲ “መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብዛዕባ’ቲ ግብረ-ሽበራ ንምቅላስ ብንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝተወስደ ተበግሶ” ብዝብል ኣርእስቲ ብ 21 ታሕሳስ ዝወጸ ኣርባዕተ
The Associated Press HELSINKI - A Swedish court has sentenced an Eritrean asylum-seeker to life in prison for stabbing a 55-year-old woman and her adult son to death. The Svea Court of Appeal says the 36-year-old man, Abraham Ukbagabir, had confessed to the Aug. 10 stabbings at
ኣይፋልኩምን መልስዎ ደኣ ዋሽንግተን— 4ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ብሕማም ምክንያት ሎሚመዓልቲ ከምዝዓረፉመንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጣ።ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ኣብ ቀረባኣዋርሕ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ክሕከሙ ከምዝጸንሑ እቲ ዜና ብተወሳኺይገልጽ። ስነስርዓት ቀብሪ ኣብ ዝቕጽል ቀዳም 26 ታሕሳስ 2015 ከምዝፍጸም እቲ ዜና ብተወሳኺ ይሕብር። ቅድሚ 8 ዓመት ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ገና ብህይወት እናሃለውክቕመጡ ዝተገብሩ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ጉዳይ ሽመቶም ኣካታዒ ምንባሩ ይፍለጥ:: እዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሩ ዘሎ ዜና ብድምጺ ኣሜሪካ ካብ ዋሽንግተን ዝተዘርግሐ ኢዩ:: እቶም ብሞያ ጋዜጠኝነት ነዊሕ ዝሰርሑን ምስ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ማዕከናት ዜና ሌላ ዘለዎምን ነዚ ዜና እዚ ከዳልው ከለው ክልተ ጊዜ ርእዮሞ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን:: ዜና ንሰማዒ ንጹር ስእሊ
https://www.youtube.com/watch?v=PJUa0haqAYc&feature=youtu.be
Eyewitnesses have confirmed that Muslim passengers shielded Christians in the Mandera-bound bus that was attacked by suspected Al-Shabaab militants on Monday morning. Mandera Governor Ali Roba who spoke to theNation by phone from outside the country said the local passengers stood together with the non-locals refusing
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅድሚ 8 ዓመት ንፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ብኢደወነኑ ብሓሊ ወጊዙ ኣብ ክንድኦም ኣብ መንበረ ጵጵስና ኣቐሚጡዎም ዝነበረ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብሕማም ሎሚ 21 ታሕሳስ ከዝዓረፉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቡነ ዲስቆሮስ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ብወቕዒ ፍርቂ ኣካላቶም ለሚሱ ኣብ ሱዳን ኣብ ሕክምና ተዓቝቦም ድሕሪ
SEATTLE. WASHINGTON The concept and spirit of Nationalism VS Young Eritreans in the Diaspora Nationalism is a feeling or real mental force that people of a country of common origin, culture, language, value system and ideals, who portray an extraordinary loyalty, devotion and sense of affinity
https://www.youtube.com/watch?v=08OTT9IGXIQ&feature=youtu.be
ዓመታት ኣቑጺሩ ካብ ዝኽወል ገጽካ ድምጽኻ ጠፊኡ እቲ ምቁር ቃልካ ይሓይሽ ዶልካዮ ጽምዋ መሪጽካ ጻዕጺዑ በርቲዑ ቃልሲ ብድሕሬኻ ኣይመቀረን ቃልሲ ንስኻ ዘየለኻ ምትግባሩ ከቢዱና ናይ ቃልሲ ትልምኻ ኣይተረኸበን ዝትክእ ንዓኻ ኤርትራ ኣይወለደትን ሓቦኛ ከማኻ ተባላሓቲ ዘተግብር ራኢኻ ንጽዕር ኣሎና ክንፍጽም ለበዋኻ እታ ተካል መዓልቲ ሎሚ ትዝ ትብለኒ ብተለፎን መስዋትኻ ከርድኡኒ ስዩም ተሰዊኡ ምስበሉኒ ልበይ ጠፊኡሊ ትንፋስ ሓጺሩኒ ዓይነይ ጠሊሙኒ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/Invitation-to-new-year-2016.pdf"]
እርማት፡ ኣብ ትሕቲ ``ህጹጽ ጸዋዒት ንምቛም ሓይሊ ዕማም ደገፍ - ንመርማሪት ኮሚሽን`` ዘስፈርናዮ ጽሑፍ፡ ብገለ ምኽንያት፡ ከይተነጸረ ዝተረፈ መልእኽቲ ስለዝነበሮ፡ ንጹር መልእኽቱ እነሆ ነቕርብ። ህጹጽ ጸዋዒት ንፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኤርትራውያን (ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ)፡ ዕላማ ናይ`ዚ ጸዋዒት`ዚ፡ ንደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምቛም ኣብ ዝግበር ዘሎ ናይ ህዝቢ
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓዳር 2015 ብመድረኽ ተዓዲሙ ኣብ ኬንያ ዝተጋበአ ኣኼባ ሕላገቱ “ብርኹባት ኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ” እናተባህለ ስለ ዝተወደሰሉ፡ ኣይፋሉን እዚ ብኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከም ዘይኮነ ንምርዳእ እዩ። መድረኽ ኣብ መእተዊኦም ይኹን ኣብ መደምደምታኦም፣ ኣኼባታቶም ከምኡ እናበሉ እንተወዳደስዎ ዝገርም ኣይኮነን፡ ስለምንታይሲ ድሕሪ 15 ዓመታት፣ ንሳቶምን
ኣቱም ሰባት ድሓን ኣለና እናበልና እምበር ሰብ ጌርና! ስርናይ ዝዘርአ ስርናይ ከም ዝሓፍስ ኢና ንፈልጥ ዝነበርና ስለዚ ክርዳድ ካበይ ነጠበና! ስርናይ ክንሓፍስ እናተጸበና ቀናኣት ዶ ጸላእቲ ረኺብና ኢልና ተጠማሚትና ምትእምማን ስኢና። ሎሚ ግን ፈሊጥናዮ ጸላኢና ክንደይ ሰብና ምሰ’ጥፋእና ውላድና እናበልናዮ ዝዓበየ ምሳና ሓዚልና ዘዕበናዮ ኣብ ዝባና ምሳና ዝውዕል ዝነበረ ኣብ ግራትና ዝርእየና ዝነበረ ምሩጽ ስርናይ ክንዘርእ ከለና ብክርዳድ ለዊጡዎ ንምሩጽ