https://www.youtube.com/watch?v=A-yKEYmcTe0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=A-yKEYmcTe0&feature=youtu.be
ዘይወግዓዊ ሚኒስተር ህግደፍ! "ንሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ዓቢ ብድሆ ኮይኑወን ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ዝግታኣሉ መገዲ ኣመልኪቱ ዚዝቲ፡ ሚኒስተራት ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ዝሳተፉዎ ዋዕላ፡ ካብ ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ ርእሰ ከተማ ኢጣልያ ሮማ ኪካየድ ጀሚሩ ኣሎ! ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ
ተካል መሬት ፍሥሓየ መብራህቱ መሬት ኣላትኒ መሬት ናይ ዓደቦ ቆላኣን ደጋኣን ክሳዕ ጸግዒ ጎቦ ትፈስስ ነበረት ጸባ ምስ ኣጅቦ ትሕፈስ ነበረት ዓዲ ትቕልቦ ዓይኒ ኣውዲቖምላ ኵሎም ሰብ ጎዶቦ ወጸላ ሽዕበታ ስኢኑ ትኳቦ። ኣላትኒ ክብል ዚውንና መሬት መናበሪ ገዲፋ ኮይና መናገሪት ጎልጎል ዝነበረት ኮነት ጠረር ህረት ድዃ ዝነበረት ተፊኣ ጸጸር ኵረት ኣይትድረት ኣይትጅረፍ ቃድራ ኢልካ ኣይትግደፍ ሓጋይ ኮይኑ ኣትይግረፍ ኣየት ኣትዩ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/volantino-flasmob-1-1.pdf"]
"ነዳድን ደምን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ዒራቅ ትባሃል ሃገር ምንባራ ርግጸኛ`የ፤ኣላ ድያ የላን ግና ንዓይ ርጉጽ ነገር ኣይኮነን። ምኽንያቱ ህላዌ ናይ ሓንቲ ሃገር ናይ ዝተላገበ መሬት ህላዌ ቅድሚ ምዃኑ፤ ናይ ዝተላገበ ቀልብን ናይ ሓባር ጠቅምን ሓልዮትን ስለ ዝኾነ። ብደሴታት ዝተተኽላ ሃገራት`ውን`ኮ ኣለዋ`የን።ልቢ ኣይርሓቅ! ቅድሚ 10 ዓመታት ኣብታ ሃገር ንህዝቢ ዓለምን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/SADC-CNGO-Press-Alert-Eritrea.pdf"]
"ማይ ምሕቋን" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ማይ ምሕቋን፡ንዝኾነ ፍሬ ኣልቦ ተግባር ይኹን ሓሳብ እንገልጸሉ፤ ደሚርካዮ ዘይበዝሕ፤ ኣርቢሕካዮ ዘይረብሕ፤ መቂልካዮ ዘይባጻሕ ባዶ ስሪሒት`ዩ። ካብ ዝተሓቅነ ማይ እዚ ኣልሚጸ እዚ ጸቢሔ ዝብል ከምዘይተራእየን ዘይተሰምዔን ፍሉጥ ክነሱ፤ ባህሊ ምሕቋን ማይ ከም ርስቲ ዓደቦ ክወራረስን ደም ክፋሰሶን ምርኣይ ትንግርቲ`ዩ !!!!! ብምሕቋን ማይ ዝቅየስ ተግባራት
ሓው ታደሰ፡ “ስኽፍታ ኣለኒ’ሞ” እኹል ድዩ? ብዙሕ ናይ በላሕቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ጽሑፋት ብምንባብ ተማሂረ ርእይቶ ክህብ ክፍትን’የሞ ኣንበብቲ ትሕዝቶ በኹሪ ጽሑፈይ ክትርድእዎ ተስፋ እገብር። ኣቐዲመ ንሓው ታደሰ ኪዳነ ብናይ ገድሊ ጅግንነቱ ጥራይ ዘይኮነ በቲ ዘቕርቦ መሃርን መሳጢን ጽሑፋት ምስኩሉኹም ጸሓፍቲ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣስዒበ’ውን ታደሰ፡ እቲ
PER UN'ERITREA DEMOCRATICA E GIUSTIZIA PER I NUOVI DESAPARECIDOS CONFERENZA STAMPA VENERDI’ 28 NOVEMBRE h.11.30, SALA STAMPA DELLA CAMERA DEI DEPUTATI VIA DELLA MISSIONE, 4. ROMA Comunicato Il 28 Novembre 2014 si terrà alla Farnesima una conferenza ministeriale per lanciare un dialogo rafforzato tra il Corno d'Africa e lo Stato Italiano,
ብደወል “ዓርቢ ሓረነት’ዛ ልበይ ተሰቕለት! ብደወል “ዓርቢ ሓረነት” እዛ ልበይ ተሰቕለት! ‘ኢድ ጸናሒት ሸናሒት’! ከም ዝተባህለ ብቐዳሞት ናባይ ተመሊሳ ጥልመት ትደናደን ኣላ ክተጽድፈኒ ናብ ደልሃመት ኣብ ሰማይ ዘሎ ጽሕፍቶኻ ዘይተንብብ! እናበለት መርገም ኮይኑ’ሎ ነዚኣ ዝመሃዝኩላ ዕለት ከምታ ንዓመታ ዝጽለል ሎሚ እምኒ ይድርቢ ዝተባህለት ክስዕረኒ ጀሚሩ’ሎ ጽላለ ከልበትበት መዓልታ ቆጺራ ናባይ ትመስል’ያ ዘላ ጥልመት የምበድብዳ ከኣ’ሎ ደወል
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Manchester_2014.pdf"]
ጥርሙዝ ህግደፍ! እቲ መላኽስ'ኳ ብንግሆኡ ንስልጣን'ዩ ናብ በረኻ ወጺኡ እቶም ዕሱባት ግን ዘለዉ ምሳኡ እዞም ኩሎም ሰማእታት ከምዘየሰውኡ ህዝቢ እናበረሰ ካብ ሃገር ጠፊኡ እንታይ እዩ ዓኒዱዎም ትም ኢሎም ዝሪኡ!? ረብሓ'ዩ ከይንብሎ ንሽመት ሰሲዖም ይምቊሑ ኣለዉ ስልጣን ተመንዚዖም ሰበ ስልጣን ምልኪ እንታይ ዳእዩ'ሞ ጉዶም ሞቶም ዝጽበዩ ተዓኒዶም! ኣንታ እንታይ እዩ ጉዱ እንታይ እዩ ብልሓቱ ወዲ ሰብዶ ይዓውር'ዩ ምስ
https://www.youtube.com/watch?v=YH-BQ3V6dNE&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Norway_Civic.pdf"]
ይኣክል ንበሎ!! ዘዝሰራሕናዮ ይፍንጥሓና ኣሎ። እስከ ኩላትና ኣባላት ባይቶ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኽ ተቓዉሞ ደምበ ዘይተሰምዐ፡ እቲ ዘይልሙድን ዘይንቡርን ንግበር። ተጋራጭዮም ፋሕ ኢሎም ዘይኮነስ፡ ግርጭቶም ፈቲሖም ተዓሪቖም ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለው ዝብል ቃና ንህዝብና ነስምዓዮ። ነዚ ኹሉ በብዓመቱ ቁጽረን ዘይፍለጥ ውድባትን ማሕበራትን ዘፋረየ ናይ ኣነነት ቃልሲ
A massive increase in refugees from Eritrea earlier this year led Denmark to put a halt to asylum for Eritreans until the Danish Immigration Service (Udlændingestyrelsen) could evaluate the reason for the sharp uptick. The results of the Immigration Service’s investigation have now been delivered to
Internationally recognised Eritrean artist and Sunshine West resident Michael Adonai is the latest recipient of the African‐Australian Excellence of the Year Award. Honouring influential African‐Australians, the award was presented on November 7 and is something the artist and former Eritrean refugee says he never expected to
https://www.youtube.com/watch?v=fBCqYjMHbB0
ለይቲ ፍሥሐየ መብራህቱ እቱ ጸልማት ለይቲ - ሥርዓት ሒዙ ተኸቲሉ ወቕቱ ከዋኽብቲ ሰማይ - ዕንቍ ሽልማቱ ወርሒ ለይቲ ኵትሻ መዳምቕቱ ደመናን ማይን መሳንይቱ ንፋስን ማዕበልን መማኽርቱ ግርማ’ሎዎ ኣኽቢሩ ሰዓቱ:: “ለይቲ ሓራሳት” ማለትሲ እንታይ መሠረቱ? ስቅያት ሕዝብና ኣበይኮን ደረቱ? ዕራርቦ ጸሐይ ይስሕቃ ወኻሩ ዝብኢ ይቐትል ጸላም ተኸዊሉ ጸልማት ተጐልቢቦም ይሰርቁ ጕሓሉ ንተዅላዶ ትብሎ በጊዕ ሓሉ ንወኸርያዶ ትብሎ ማሕስእ ሓሉ ንዝብኢዶ ትብሎ ምራኽ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Tesfamaiam_PoemAs.pdf"]
UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea begins operations GENEVA (20 November 2014) – The Commission of Inquiry set up to investigate human rights violations in Eritrea has begun its operations with an initial meeting in Geneva. The United Nations Human Rights Council established the
እታ ብወለንታዊ ደገፍ ተኸታተልታ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ እተካይድ ዘላ ነጻ ራድዮ ኣሰና፣ ነቶም ወርሓዊ ክፍሊት እናኣበርከቱ ከሳልዩዋ ዝጸንሑ ዘይሕለሉ ውሑዳት ውፉያት ደገፍታ ብስም 'ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ዓሚቝ ምስጋናኣ እናገለጸት፣ ቀጻልነታ ንምርግጋጽ ብሕልፊ እቶም ኢዶም ኣሕጺሮም ኣብ ምስማዕ ጥራይ ኣተኵሮም
ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ
Open public debate on current issues: The London (discussion) Facilitators Group presents three prominent speakers to debate on the types of change that our country requires. The speakers will be: 1 - Suleiman Hussein (Cidrie) "The need for a peaceful political reform". 2 - Amanuel Eyassu (Assenna) "What we need
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ UNHCR ኣብ ወርሒ ጥቅምትን ሕዳርን 6200 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ከምእተሰደዱ ምግላጹ መበገሲ ብምግባር፣ ብ20 ሕዳር 2014 ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ዜና ኣካል ናይቲ መልክዕ ህዝቢ ኤርትራን መንግስቱን ንምኽፋእ ብቐጻሊ ክዝርጋሕ ተጻባኢ ወፍሪ ምዃኑ ገሊጹ። ስርዓት ህግደፍ ኣብ መግለጺኡ፣
Eritreans file lawsuit against Canadian mining company for slave labour and crimes against humanity Vancouver, November 20, 2014. Three Eritrean men filed a civil lawsuit today in a Vancouver court against Nevsun Resources Limited (TSX: NSU / NYSE MKT: NSU) over the use of slave labour
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/BaytoColorado.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=yXSAPttjz0c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=YZQYdgF4ct0
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Germany_demo_PDF.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/article-Nura.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Haile_Salih.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/HamadeA_kndshih.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/AVVISO-per-familiari-naufragi-Lamp.-INGLESE.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Tigrigna-version.pdf"]
ጽባሕ ፍሥሐየ መብራህቱ ወግሐ ጸብሐ እጽበ: ክጽብቕ ዕድለይ - እንተሓሸለይ ጽባሕ ንሰማይ አንቃዕሪረ - ክርኢ ኮኸብ ጽባሕ ኮኸበይ አንቢበ ክፈልጥ - ዘምጽኣለይ ጽባሕ። ሰባት ክፈርዱ ላዕሊ ላዕሉ - ገለ ይብሉኒ ቅርሱስ ዘይኰነሉ ገለን ይብሉ ሃካይ እንድኣሉ - ገለን ይብሉ ተካል ዚኣመሉ ገልን ይብሉ መርገም ተዓዲሉ - ሕመቖም ሓቢኦም ብኣይ ይዋዓሉ። ኣነ ግና - መሬት ዓሪቡኒ