http://www.youtube.com/watch?v=9JHaccuAFbg&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=9JHaccuAFbg&width=200&height=200
Italian authorities say at least 13 boat migrants have drowned while trying to reach Sicily on a trawler packed with some 200 people, reportedly from Eritrea. The coastguard is looking for more victims. At least 13 migrants drowned off Sicily on Monday while trying to swim
The Eritrean government has been intensifying its diplomatic activities particularly in the first week of September in Nairobi. The Foreign Minister Mr. Osman Salih and Mr.Yeman Gebreab, the Head of the PFDJ and the Political Advisor to the Dictator had arrived in Kenya on 1stof
A young visionary and activist Eritrean Meron Semedar has been appearing on a number of international events and discussions representing Eritrea and Africa. On september 11, Meron (along with other seven representatives from different corners of the world) did a live dialogue with Mr. Annan
EYSC Global made it clear that it is pro reformed PFDJ and against the Eritrean opposition. It stated many of the people in the Eritrean opposition are regionalists with backward mentality. EYSC Global also confirmed it prefers to work with YPFDJ and wants to distance
ጉዳይ ጸባ አብ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ህግደፍ ንረብሓ ጉጅልኡ ንኽውዕል ካብ 1991 ጀሚሩ ናይ መቆጻጸሪ ሜላታት ጊሩ ክቆጻጸሮ ዝጸንሓ ናይ አታዊ ምንጩ ኢዩ። እዚ ንዓመታት ክጥቀመሉን ክፍሕሶ ድጸንሓ ከይጽዓርካ ጸማ ሰባት ምግፋጥ ስንኩል ሜላ ንጸባ ዳርጋ ካብ ምድሪ ኤርትራ ነበረ ያ ነበረ ንክኸውን ቀሪቡ አሎ። ህግደፍ ቀረብ
ክቡር ኣቶ ገርዝጊሄር ገብረገርግስ (ወዲ ባሻይ) ካብ ጀርመን፡ ብ27 መስከርም 2013 ኣብ መርበብ ቶጎሩባ፡ ዳግመ ምብርባር ሃገርዊ ኮምሽን ብዝብል ኣርእስቲ ዓምዲ ጽሒፉ ይርከብ። ነዚ ሰነድ ኣንቢቡ ዝተራእዮን፡ ዝተሰምዖን፡ ዝፈልጦ ኣመጻጽኣ ታሪኻዊ ሃገራዊ ባይቶን፡ ዝሓለፈ ሓርጎጽጎጽን ተንቲኑን፡ ኣብሪሁን፡ ከመስግኖ ይፈቱ። ከምዚ ዝኣመሰል ርእይቶታት፡ ክበዝሕን ክህብትምን ናይ
ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብቓልሲ ኣውዲቕካ ብሓደ ህዝባውን ዲሞክራስያውን መንግስቲ ንምትካእ እቲ ሓደ ካብቲ መንገድታት ብሃገራዊ-ዋዕላ ኣቢልካ ምዃኑ ብምእማን፡ ኩሉ ተቓላሳይ ክጽዕረሉ ካብ ዝጅምር እነሆ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፉ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/national-dialogues-and-congresses.pdf"]
ኣንታ ምራኽ ዚርአ-ምራኽ ዚርአ፣ ሎም‘ዘበን ተወሊዱ ዓሚ ዚጠፍአ! በሉ ዳይና -ዓዲ፡ ባይቶ‘ኦም ብፖለቲካ እንዳ‘ሕሳር ሃጒጉ ተራእዩ ዚጠፍአ። ኣብ ሓደ ዓዲ አብ ከበሳ-ኤርትራ ሓደ መን ከማይ ዚብል በጽሒ ንመሬት ወላዲኡ መሬተይ ኢሉ ስለ ዝተሰልበጦም ናብ ዳይና ቀሪቦም ነገሮም ምስ አፍሰሱ፣ ወዮ ዝመንጎደ በጽሒ ንዳይና‘ውን ከዋጣውጠሎም ስለ ዝጀማመሮ፣ ዳይና ምራኽ ከም ዝጠፍኦም
“ስነ-ጥበባውያን” ኣቱም ጉዳም - ጎዳድም ናፍቆት ኢልኩሞ - ንገሃንብ ብጾትኩም ረሲዕኹም - ንገንዘብ ንፍትሒ ኣልቦ - ዘይትብሉ ዓገብ ን22 ዓመታት - ተረጊጹ ሰብ እንታዩ? ናጽነት - ግፍዒ ብዘይ ገደብ ህዝቢ እንዳጸነተ - ሃገር እንዳዓነየት። ዓገብ ከይትብሉ - ኣፍኩም ተለኩቱ ናይ ትማሊ ብጾትኩም - ሃላዋቶም ከይትሓቱ ብዘይ ፍርዲ - ብዘይ ሕጊ እንዳሞቱ ሃገር ተሽቑሪራ - ህዝቢ ተኸላቢቱ ሞት
Sudanese police killed at least 50 people this week, often "shooting to kill", when they moved to quell angry protests over the government's cut of fuel subsidies, two rights groups said. Hundreds of Sudanese activists, protesters, students and members of opposition parties have also been arrested
ኣብ ዝሓለፈ 3ይ ክፋል ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣቃውማ ኣውራጃታትን ፖለቲካዊ ሓድግታቱን ጽሒፈ ነይረ። ሎሚ ድማ ከም መቐጸልታ ናቱ፣ ነዚ ሕጀ ዝረአ ዘሎ ‘ናይ ከባቢ ፍልልያት መሰረት ኢዩ’ ኢለ ዝኣምነሉ፣ ምስ ምምዕባል ከተማታትን ከተማዊ ጠባያትን ሓቢሩ ዝተቐልቀለ ሓደስቲ ባህርያት ክገልጽ ክፍትን ኢየ። እቲ ኣብ 60ታትን 70ትን ዝተቐልቀለ ኣውራጃዊ
ኣደታት ኤርትራ! ኣደታት ኤርትራ ኣብ ስቓይ ዘለኽን መላኺ ኪጻወት ብህይወት ደቅኽን መንዚዑ ኪወስዶ ካብ ማሙቕ ሕቑፎኽን ሓድጊ ከይገደፈ ከይጠፍእ ፍሬኽን ንኸተምስልኦ ጓል ሰብ ኣናዲኽን ምስ ኣጽናቲ ስርዓት ትጓየያ ኣለኽን! ኣትን ግዳይ ምልኪ ኣደታት ሰውኣት ብዘይ መርዓዊዶ ትሕጸን’ያ መርዓት ክንደይሳዕ ክትሓዝላ ሕሰም ከም መንደዓት ኣምላኽ ኪሰጎልና ነዚ ፈጣር መዓት ጸሎት ዘይትገብራ ክንድሕን ካብ ጥፍኣት! መላኺ ኣብ ልዕሌኽን ከሽካዕልል
An Eritrean activist in Canada, Binega Markos, gives radio interview pertaining Nevsun's bad mining practice in Eritrea and its negative impact on the lives of the Eritrean people. [the intv starts at 13:30 min] Link: Coopradio.org - Local Radio in Vancouver
መንግስታዊ ትሕተ-ሃገራውነት። 27-09-13። እቲ ብዋዛኡ ዝልለ ዓርከይ ድማ ገቢትኒ ቀንዩ እብለኩም። ንእግረ-መገዱ እናሰሓቐ “ኣንታ‘ዚ ህዝብስ ዎጮ እንተገምጠል ካዮ ዎጮ ምዃኑ ዘንጊዑ ዲዩ ለውጢ ዝጽበ? ክብል ይግረም። ተመሳሳሊ ትጽቢት ከይህልወኒ ክፍትሽ እናመሰለ ተኺሉ ብምጥማት፡ “ወለድና ‘መለሳ ቆሎስ ጥጥቖስ‘ ዝበሉዎ‘ኮ ስቕ ኢሎም ኣይኮኑን፡ ዘረባኦም ካብመዓስ ኣብ መሬት ኣንከራር
እቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዘጽንዖ ኣህጉራዊ እገዳ ሸመታ ኣጽዋር ጥሒሱ ከይከውን ተጠርጢሩ ብሓይልታት ጸጥታ ኖርወይ ዝምርመር ዘሎ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ዜጋ ኖርወይ፣ ተኸስተ ተስፋሚካኤል ዝተባህለ እሙን ተለኣኣኺ ወልዱ ባርያ ምዃኑ፣ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ‘ውን ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ መጋበርያ ከምዝኾነ
እቲ ብሃገራዊ ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት ህግደፍ፡ ብ21 መስከረም ኣብ ተርነር ሰንተር ሎስ ኣንጀለስ ዝተዳለወ ለይታዊ ትልሂት ፈሺሉ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ጨንፈር ለስ ኣንጀለስ፡ ምስ ካለኦት ደልይቲ ፍትሒ ተሓጋጊዞም ብዘካየድዎ ጻዕሪ እዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/LA-Event.pdf"]
ኣቕርቦ መጽሓፍ ብዛዕባ ኣኳውና ደብዳቤታት ሰይጣን ካብ መወዳእታ ነሓሰ ጀሚሩ <ደብዳቤታት ሰይጣን> ዝተሰየመት መጽሓፍ ደሪሰ፡ ኣሕቲመ ናብ ኣንበብቲ ምስርጋሕ ጀሚረ ኣሎኹ። እቲ ኣርእስቲ‘ቲ መጽሓፍ ኣሰንባዲ እዩ። ቈራቢ ኣማኒ እዬ ከም‘ዚ ዝኣመሰለ መጽሓፍ ብኢደይ ኣይትንክፍን! ኢሎም ዝብርግጉን፣ ከም‘ዚ ዝኣመሰልዎ መጽሓፍ ስለዘየንብቡ ከኣ ብጽንዓት እምነቶም ዝሕበኑን፡ ሰይጣናዊ እንተኾንኩ
I was again honoured and privileged to attend a lecture by Prof. Dan Connell on September 19, 2013 in Toronto. This time, he was hosted by PEN Canada in partnership with Ryerson University to contribute and enrich the intellectual and research endeavours of the student-journalist
If you do not believe the Opposition Camp is playing with Eritrean wealth, you must be a little challenged upstairs with all respect. Check this out! In “Eritrea's Missing $ 1 Billion”, a mindful Eritrean says; “According to figures published by the Canada-based mining company, Nevsun
ባህልን ስነ-ምግባርን ኣዝዩ ሰፊሕ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፣ ኣብቶም ኣገደስቲ ጥራይ ኣተኩረ ዓቕመይ ዝፈቕዶ ጆባእ ይብለኩም። ካልኦት ድማ ከምተስፍሕዎ ተስፋይ ወሰን የብሉን። ኣብ ዝኾነ ሕብረተ-ሰብ ዘሎ ደረጃ ምዕባሌ ናይ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ኣቃውማ Socio-Economic Structure ንባህልን ስነ-ምግባርን ህዝቢ ይጸሉ ይውስን። ስለዚ ዝኾነ ህዝቢ ነናቱ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይ ባህሊ ልምድን
ተዛረብ ምስሊ፡ ንስካ ኣይትሕሱ ተንትኖ ገበናት ፡ ናይ ንሕና’ዶ ንሱ ምስለይ ኣይኣክልን፡ ወስኪ እንካብ በልኩም ቁርብ ዓፍራ በሉ፡ በጨቅ ከብለልኩም ኣይብላዕ ኣይስላዕ ፡ ጮው ተጻዒነ ብንቁጽ ጎሮሮ፡ ከመይ ኢለ ክንነ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ፡ እንዳ ጸዓኑኒ ዓይኒ ማይ ተንጽፍ፡ ኢሎም ይሓምዩኒ ቃላያት ዘንጽፉ፡ ባዕሎም እንከሎዉ ብኣይ ብእንስሳ፡ የጕረምሩሙ ኣሎዉ ካባይ ዘይሕሹ፡ እቶም ዝኹብኹቡ ሓንቂቓ ኣላ እዚኣ፡ ኢሎም
ኣብ ዝሓለፈ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ፣ ብዛዕባ’ቲ ሎሚ ኣብዛ ዓለምና ዝገዝእ ዘሎ ስርዓተ-ቁጠባን ንዕኡ ዘሰኒ ፖለቲካዊ ምሕደራን ምስ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣዛሚደ ገሊጸ ነይረ። እቲ ሒዝናዮ ዘለና ኣርእስቲ፣ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ስለዝኾነ፣ ብዛዕባ ኣቃውማ ኣውራጃታት ኤርትራ ቁሩብ ክዛረብ ምዃነይ ገሊጸ ድማ ኢየ ተፋንየኩም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-3ይ-ክፋል.pdf"]
መዘከርታ ንኣቶ ገብረመድሂን ብስራት፤ ሞት እንተ,ሎማስ ክንደይከ ምድፋራ ንጉስ ኣይትምሕር ሽመቱ ዘኪራ ጳጳስ ኣይትገድፍ መዓርጉ ኣኽቢራ ሊቃውንቲ ኣይትብል ፍጡር ኣየሕፍራ ሰላሕ,ላ ትኣቱ ዕርዲ ሰባቢራ ሓያልን ድኹምን መልግባ ፍሒራ ብማዕረ ትወስደካ ብሽለን ጠሚራ ለከ! ሞት ኢሎማስ ዘይትርስዕ ግብራ። ሓሊፍኩም እምበኣር ከምቶም ዝሓለፉ እምበኣር ከም ህዝብኹም ሓመድ ክትንጸፉ? ነጸላ ምትጥምጠሙ! ኣብ ሽለን ክትዕጸፉ ጽንሕ,ንዶ ኣይትብሉ ንምንታይ ትስከፉ፣ ድሒሩን አቅዲሙን ናይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/kidane-fsahzion.pdf"]
http://www.youtube.com/watch?v=eocBxiWo6G0&width=200&height=200
PIA's latest lecture is yet another confirmation that Eritrea is further backsliding into economic obscurity – and the worst is yet to come. It is baffling how self-respecting intellectuals and even those with basic school of life can support and regurgitate PIA's circular reasoning. Many
እቲ ኣብ ኖርወይ ብደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ውልቀምልካዊ ጭፍራ ህግደፍ ክካየድ ዝጸንሐ ቃልሲ፡ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ዝካየደሉ ኵነታት ንምፍጣር ዝተጀመረ ቃልሲ እነሆ ዓመት ቀሪቡ። ኣብ ከምዚ ኵነታት እቲ ቃልሲ ዝያዳ ዝድንፍዓሉ ኵነታት ንምጥጣሕ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ፡ ብመንገዲ ወከልቶም ኣብ ኦስሎ ንዕለት 19.10.2013 ጉባኤ ክካየድ
ሓቀኛ ሓርነታዊ ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራ ክንዮ ጭርሖ ዝጠመተ ድዩ? እንተ ኮይኑ'ኸ ኣበይን ከመይን? ኣብ ዝሓለፈ 23 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ እቶም ዝኣመኖም ደቁ ገስረጥ ምሕደራ ተሰካሚ ኣደራዕ ኮይኑ ብኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ማሕበራውን መዳያት መልቢሱ ኣብ ኣፍ ሞት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ስርዓት ህግደፍን መራሒኡን ዘውረዶ በደል ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ደቁ
ባይቶ ንኽዕረ ወይ ንኽሕደስ ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እቲ ዝሓሸ ኣማራጺ ንኽዕረ ወይ ንኽሕደስ እዩ። ከም ዘለዎ ክቕጽል ኣይክእልን። ባይቶ ድሒኑ ንህዝቢ ንኸድሕን፡ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ዘለኹም ሃሊኹም ገለ ግበሩ። ጌጋታት እንዳጸብጸብኩም ከም ዘይናትኩም ኣማዕዲኹም ክትርእይዎ እንተድኣ ኾንኩም ዓገብ እብለኩም። ምኽንያቱ እቲ ካልእ ኣማራጺ፡ እዚ ኣብ ወጻኢ
ህግደፋውያን! መገዲ ተሓድሶዶ ፖሊሲ ዕንኪሊል፧ ለንደን 23 መስከረም 2013 ህግደፍ እንክንብል፡ ፖሊቲካዊ ውድብ ማለትና ይመስል ይኸውን። እዚ ግን ቅኑዕ ኣይመስለንን። ከመይ፡ ህግደፍ ገባቲ ውልቀ-መላኪ ስርዓት ጥራሕ አይኮነን፡ ትካል’ውን ኣይመስለንን፤ ህግደፍ ናይ ሓደሰብ ኣቶ ኢሳያስ ንብረት፡ ክዳን፣ ሽራብ እግሪ (ካልዚ) ወይ ስምዒታት ድኣ’ምበር፡ ካልእ መለክዒ ዘለዎ ኣይመስለንን። እቶም
ፈዳይ ሕነ ረድኢ ክፍለ(ባሻይ)መስከረም 20-2013 ኣንታ ፈዳይ ሕነ ኩላ ተርክበላ ነቶም ጸላእትኻ ትዓጽዶም ብጅምላ በቲንካዮ’ምብኣር መዓስር ዕዋላ ታሕቲ ዝወረደ ደኒንካ ትስሕቦ ንላዕሊ ዝኸደ ደይብካ ተርክቦ ንስኻ ትኽእሎ ወዮ ሳምቦ-ሳምቦ ርገጽ ንቕድሜኻ ኣለና ምሳኻ ከውሒ ዝነበረ ክትቅይሮ ሸኻ ጅግና ፈዳይ-ሕነ ትፈትሕ ማሕለኻ ዝቝለብ ትቘልብ ዝድርበ ትድርቢ ሓረግ ወለዶና ምዓንጣ ሽም ንህቢ መርዚ ንጸላእቱ ደቒቕ ዘየጸቢ ምኽኣል ስኢንናዮ እንተተሰደድና እንታይ’ሞ ’ለዎ ንዓኻ
ዜና ካብ ከተማ ጎተንቦርግ ሽወደን ትማሊ ሰኑይ ዕለት 23 መስከረም 2013 ዓ.ም ን12 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢስቕን ካልኦትን ብዝምልከት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናልን፡ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ማሕበር ጋዜጠኛታትን፡ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያንን፡ ዘዋደድዎ ንፍትሕን ሰላም ዝጽዉዕን፡
ደንበ ተቓውሞ ከምቲ ዝድለን ትጽቢት ዝተገብረሉን ንቕድሚት ይስጕም የሎን። ጠንቁ ድማ ብየማናይ ኢድና ዝሃነጽናዮ ባይቶኣዊ ኣገባብ ኣሰራርሐ ተጠዊና ብጸጋማይ ኢድና ንሓላልኾ ስለ ዘሎና’ዩ። ከም ሓባራዊ ኣገባብ ኣሰራርሐ መጠን ቅደም ክብል ንኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን (ኤድኪ) ከም ዚድለ ዘየዐወቶ ጠንቂ ከአ ውልቀ ውድባት ዝዀና ኣባላቱ ሓሊኸን ስለ
http://www.youtube.com/watch?v=8C7UiIXbbHY&width=200&height=200
ኣብ ሰራየ እንርከብ ደቀንን ደቂደቀንን ንወ/ሮ ኣብነት ኣስመሮም ብሞት ወላዲናን ሓውናን ግራዝማች ኣስመሮም ኣብራሃ ተሰማ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ንብዓልቲ በቶም ወ/ሮ ኣብርሀት ገብረስላሴ ምስ ደቀን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ስድራቤት ወ/ሮ ኣብነት ኣስመሮም ዓረዛ !!!
ፈላስፋ ገሃነም! ኣንታ *ልበ እብን ፈላስፋ ዘመንና *ጨካን ማይ ናብ ዘሎዎ ቦታ ሳግሙዶ ኢልካና ነዛ ኣስመራ ጻዕዳ ኣደ ናይ ኩልና ፈሪድካያ እምበኣር ንኽትከውን ዑና! ኣብኣ ተወሊድካ ከምዛ ዘይዓበኻ ኣንታ ደረቐኛ ነኻስ ጡብ ኣደኻ ውቁብ *ዲማታታ ብመደብ ኣዕኒኻ *ጥንታዊ ህንጻታታ ነዛ ኣደ ድኻታት ትድውና ኣለኻ! ኣንታ *ርእሰ ምእኩል ፈላስፋ ኤርትራ *ፈታው ነብሱ፡ ስሱዕ ኣብ ደንደን ኮፍ ኢልካ ንዓለም ትዞራ ብዘይካ
ምስ እድሪስ ኣቡዓረ ወላ’ኳ ኣብ ጊንዳዕ ክንፋለጥ ይግብኣና እንተ ነበረ፡ ኣነ ኣብ ካምቦፖሊስ ንሱ ድማ ኣብ ከተማ ይነብር ስለ ዝነበረ፡ ከም ካልኣይ ድማ ኣነ ምዕባዩ ስለ ዝነበርኩ፡ ኣብ ሓደ ቤትትምህርቲ እናተመሃርና ኣብ ክፍሊ ይኹን ኣብ ጸወታ ንራኸብ ስለ ዘይነበርና፡ ሽዑ እርእዮ ነይረ’ምበር ፍልጠት ኣይነበረናን። ብዝኾነ
ዓገብ ንበል ህዝቢ ኤርትራ! ኣብ ሃገርና ቐሲናን ከቢርናን ክንነብር ረዚን ዋጋ ኢና ኸፈልና:: ድሕሪ ዓወት ኣብ ዓውደ ኲናት ንናጽነት ሃገር ግን ብሰንኪ ምልካዊ ስርዓት ኣስመራ ዝኽተሎ ዘሎ ዓንዳርን ኢሰብኣውን ኣመሓዳድራ ኣደዳ ሞትን፣ ማእሰርትን፣ ምብትታንን፣ ሽቝረራን ኰና ከምዘሎና ንማንም ስዉር ኣይኮነን:: ንዓሰርተታት ዓመታት ንናጽነቱን፣ ሰብኣውን፣ ፖለቲካውን፣ ቁጠባውን፣
A senior figure in the Somali militant group al-Shabab has told the BBC it carried out a deadly attack on a shopping centre in neighbouring Kenya. The gunmen have been cornered but an unknown number of hostages are still trapped inside Nairobi's Westgate shopping mall, officials