Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙናት ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ስርዓት ህግዯፍ ኣብ ስቶክሆሌም - ስካንዱናቪያ ዗ርእስቱ ጽሑፍ ጸብጻብ ፈስቲቫሌ ጽሒፍና ኔርና። ልሚ ድማ ኩነታት ህግዯፍን ወዱ መንጉስቱን ኣብ ስቶክሆሌም ክንሕብረ ኢና፡፡ እቲ ዯሊይ ሰሊም፡ ፍትሒ፡ ርግኣት፡ ዯሞክራሲ፡ ጥዑይ ምሕዯራ ኣብ ሃገርና ዜምነ ህዜብና እንዲ ዓበየ ዜኸይድ ዗ል፡ ካብ ትምኒት ሓሉፉ

READ MORE

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ ንህልዉ ድሕሪ-ባይታ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ሃገርና ዝምልከት ኣቅሪበ ነይረ። ብዛዕባ ፖለቲካ ክንዛረብ ከለና፣ ዘይርና ዘይርና ብዛዕባ ቁጠባዊ ረብሓታት ንዛረብ ምህላውና ንስሕቶ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ፖለቲካዊ ረብሓታት ካብ ቁጠባዊ ረብሓታት ነጺልካ ዝረአ ኣይኮነን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/ኣውራጃዊ-ፖለቲካ-2ይ-ክፋል-1.pdf"]

READ MORE

ፖለቲካዊ ቁማር ኢሳይያስ ብካርታታት ‘መንግስትን ግንባርን’ ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኤርትራ ሰሙኑ ምስ ኣሕለፈ፣ ሓዱሽ ዓመት ግእዝ ሰሙን ምስ ተረፎ፣ ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ 6 ግንቦት 2013 ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ናይቲ ስርዓት ቀሪቡ ሰፊሕ ቃለመጥየቕ ክገብር ምድላዩ፣ ኣንደበቱ እንታይ ምንባሩ ነቲ ብማዕዶ

READ MORE

መልእኽቲ ናብ ኩሎም 9/21/13 ፌስቲቫል ክሳተፉ ዝሓስቡ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኣን ዝኸበርኩም ኣሕዋት ደቂ፡ሃገር፣ ኣቐዲምና ሕውነታዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና ከኣ ብምኽንያት እዘን ብትሕዝቶ ዘይቃደዋ ግን ከኣ ተኸታቲለን ዝዝከራ መዓልታት፣ መዓልቲ ቅዋም (Constitution day) ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ 17 መስከረምን፣ መዓልቲ እገዳ ነጻ ፕረስን (Free press Ban) ሕየራ

READ MORE

መን እየ ኣነ? ሽግር  ሓሊክዎ መልሓስ ተዓጽፎ ዓለም መኒኑ ይነብር ኣብ ቆፎ ንእሽቶ መስኮት ንትንፋስ ገዲፉ ኣብ ጉድጓድ ይቅመጥ ኣብራዂ ዓጺፉ ዝባነ ዝባን ሸነን እንታይ ክዓብሰሉ ብኣየር ዝጓዓዝ ድምጺ እንተዘይብሉ ሓደ ግዜ ግን ሓንቲ ምድረ በዳ ፈጺመ ኣይሩህሩህን ዝበልክዎ ከብዳ ድምጸን ኣጕሊሔን ነጢረን ዝከዳ ኣሎና ዝብላ ብቅጽበት ወሊዳ ንክብሪ ሃለዋት ብሓባር ዘድምጻ ብቝሊ ምድሪ ድየን ካብ ሰማይ

READ MORE

ኣብ ዝኽሪ መስከረም እንስከሞ ከቢድ ሓላፍነት!! ቅድሚ 12 ዓመታት ልክዕ ኣብዛ ወርሒ፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ሰውራን ሃገርን ዝመርሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ቓልሲ ሓርነት ህያው ዝገበሩ ገዳይም ካድራትን ድምጺ ህዝቢ ዘቃልሑ ውፉያት ጋዜጠኛታትን፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኪትግበር ስለዝጠለቡ ጥራሕ ብዓመጽ ብሓይሊ ተቐይዶም ኣብዚኣ ኣተዉ ከይተባህሉ ተሰዊሮም ኣለዉ። እዞም

READ MORE

ስዩም ጸሃየ፡ ወናኒ ባር ዳኦስታ ካብ ዝነበሩ ኣቦኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያም፡ ኣደኡ ወ/ሮ ሮማን ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ኣቶ ጸሃየ ኣብ ዓዶም ትኹል (ከባቢ ደቀምሓረ) ድሕሪ ምውላዶም ብስራሕ ምኽንያት ናብ ኣስመራ ሳጊሞም። ኣደኡ ወ/ሮ ሮማ፡ ሸውዓተ ደቀን ኣብ ሰውራ ድሕሪ ምጽምባሮም፡ ደቀይ ካብ በረኻ ከይኣተዉ ናብ

READ MORE

ድሕረ-ባይታ፦ ህዝቢ ኤርትራ ስጋይ ስጋኻ ዝፈልጥ፣ ንመዋል እናተኸባበረ ክኸይድ ዝጸንሐ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ግን ነዚ ናይ መዋእል ክብሩ ዝፈታተን ስምዒታት ይረአ ኣሎ። ሓደ ካብኡ ድማ ኣውራጃዊ ስምዒትን ኣውራጃዊ ፖሊቲካን ኢዩ። ኣውራጃዊ ስምዒት መኣስ ከም ዝጀመረ’ኳ ዝፍለጥ እንተዘይኮነ፣ ኣቐዲሙ ካብ እዋን ፈደረሽን ኣትሒዙ፣ ኣብ

READ MORE

ኤሪ ቲቢ፣ ሎሚ18 መስከረም ኣብ ኤርትራ ንዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣመልኪታ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፣ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ሃገራት ቱርኪ ቺለ ኣርጀንቲና ኣልባንያ ኢንዶኔዥያ

READ MORE

ሎሚ 18 መስከረም፣ ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ ሰዓት 12:53 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኤርትራ ብርቱዕ ምንቅጥቃ መሬት ከምዘጋጠመ meteoweb.eu ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ መጠን ናይቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 5.0 ሬክተር ክኸውን ከሎ ስሜናዊ ምብራቕ ካብ ኣስመራ 70 ኪሎሜተር ካብ ባጽዕ ከኣ 18 ኪሎሜተር ርሒቑ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ምንቅጥቃጥ

READ MORE

ንዝኽሪ እሱራት ጋዜጠኛታትናን ጋዜጣታትን ትርጉም ናጻ ፕረስ   ኣማዕድየ ጠሚተ ናብ’ታ ኣድማስ ከስተማቕር ትርጉም ናጻ ፕረስ እንተዘይብሉኺ ኣብ ውልዶኺ ምልዕስ ምፈልፈለ ቃላትኪ ከም ዛራ ማይ ይፈስስ ጸሓይ ዒራዒሮ በርቲዑኪ ስኢንኪ ዝኹስኩስ ሓሊነ ዝኽሪ ቃላትኪ ከይሃስስ ሰይድ ዓብደልቃድር ክድበስ!   መለኸት ብሩህ ተስፋ መቓልሕ መኣዲ ዘተ ትምህር ተብልሕ ፈልፋሊት ሓሳባት ከም ማይ ጃሕጃሕ ማቴዎስ: ዳዊት: ሰላምይንገስ ተሓሊኾም ብሞቑሕ ብመግረፍቲ ይነብዑ ዝርንዛሕ እዚ

READ MORE

ዘኪርኩምናስ  ረሲዕናኩም!   ኣንቱም ውጻእ መዓት ኣብ ክራማት ኵናት ዝተረፍኩም ካብ ሞት ሲኦል ‘ዶ ኣርኪቡልኩም ቀውዒ ምስ ሓሰደት እምነት ተፈቲሓ ጥልመት ምስ ተኻሕሰት ሰላም ተዘሪጋ ፍትሒ ምስ ተኣስረት፣   ግደፉዎ ‘ሞ ሓመድ ሓፋሽ ዋላ መዘናኹም ብዓል ከብዲ ምላሽ፣   ‘ቲ ሰላም ስለዝበለኩም ጥራይ ተሓጕሱ ኣዕጽምታ ለቒቓ ዝተመጠት ነብሱ፣ ኢዱ ኣብ ጅብኡ ክሳዱ ንሰማይ ዘቕነነ ንፋስ ከይወስደሉ ኣሰር ኣጻብዕኩም ዝተኸናኸነ፣ ኣየ’ወ ‘ቲ ትሕቲ ከልቢ ለጠቕ

READ MORE

“ካብ ትም ምባልሲ ምጅማር መሪጽና” ቃል ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ቅድሚ እታ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉላ  ዕለት ማለት  መስከረም 18, 2001 ዓ.ም.፡ ኩሎም በቢወገኖም ኣብ ዝተፈላለያ ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ዝነበራ ጋዜጣታት ኤርትራ፡ መግለጺ ሂቦም ነይሮም’ዮም። ሓደ ካብኣቶም ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ዝነበረ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) እዩ

READ MORE

                መስከረም ዓውደ ኣዋርሕ ሓበንን ሓዘንን ኣብ ታሪኽ ኤርትራውያን  ክልተ ዝተፈራረቐ  ዝኽሪ ዝሓዘት ወርሓ መስከረም ኢያ፡፡ ወርሓ መስከረም ብቑሊ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 24 ግንቦት ኢያ፡፡ ብሓርበኛ ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ብሓደ መስከረም 1961 ኣብ ጎቦታት ኣዳል ዝፈለመ ገድሊ ንናጽነት፡ እቲ ንዘንተ እለት

READ MORE

“ናብቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ዘውጽኣኒ ኣፍደገ ክኸይድ ‘ኮለኹ፡ ቂምን ቅርሕንትን ኣብኡ (ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ) ገዲፈዮ ክወጽእ ከምዘለኒ ይፈልጥ ኔረ፡ ምኽንያቱ ንሱ ምሳይ ሒዘዮ ‘ተወጽዬ ገና ኣብ ማእሰርቲ ኣለኹ ማለት’ዩ።” ዉሩይ ተቃላሳይ ናጽነት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ኔልሰን ማንዴላ ድሕሪ’ቲ ብ ሓቅን ዕርቅን ዝብል ስነሓሳብ ምስቶም ገዛእቱን ኣሰርቱን ዝነበሩ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን “ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ” (ሃማመተኤ) ንረብሓ ብሕትውና ስልጣኑ ኣጸቢቑ ንምቍጽጻሩ ብዝጥዕም መንገዲ ብኻልእ መልክዕ ከምብሓዱሽ ንምውዳቡ ከምዘፍረሶ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። በቲ ሓበሬታ መሰረት፣ መራሒ ስርዓት ህግደፍ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ነዚ ዕላማ’ዚ ንምትግባር ብህግደፍ ዝተሓረዩ ሓደስቲ ኣገልገልቲ መንእሰያት ብምዕዳም ሎሚ

READ MORE

ቋንቋ፡ ንቃንዛ ንጸላ ንምግላጽ ‘ጽምዋ’ ዝተባህለ ቃል ፈጢሩ። ንግርማ ንበይንኻ ምዃን ንምግላጽ ከኣ ‘ብሕትውና’። ጳውሎስ ቲሊኽ ኣብ’ቲ ዝዓሞቐ ሕመረት ጽምዋ ዝተቐብረ ብርቱዕ ድልዬት ሓድነት ምስ’ቲ ዘጥፋእናዮ ነፍስና ኣሎ። ብረንዳ ፍራንሲስ ንጽምዋ ትፈርሓ እንተዄይንካ፡ ኣይትመርዖ። ኣንቶን ቸኮቭ ካብ ንግሆ ክሳብ ምሸት ንሰርሕ፡ ንዛረብ፡ ነንብብ፡ ንጻወት ንዘናጋዕ። ቤተሰብ ንሰምዮ ዕንጩቝ ናይ ገዛእ

READ MORE

መስከረም! እዛ ባሕቲ መስከረም ታሪኻዊት ዕለት ቤትና ዝሃነጸት ኣጽኒዓ መሰረት በዕጽምቲ ጀጋኑ መንደቕ ምስ ዛዘመት *ጓዛ ብምፍጣራ ዚንጎ ከይከደነት                       *ተጀሚሩ ዚተቋረጸ ገዛ መፍቶ ዝናብ ኰይና ቤትና ምስ ጨቀወት ደቃ ተሳቒና መሪሩና ህይወት ፋሕ ጭንግራሕ ኢልና ናብ ፈቐዶ ስደት! ክንዲ ተፈሲህና ንሕበን ንኾርዕ ርእስና ደፊእና ንሓዝን ንነብዕ ኣብ ክንዲ ብሓባር ንብድህ *ንመንዕ     *ንመንህ ኣብ ቅድሚ መላኺ ብፍርሂ ነጣቕዕ! ማዕዶና *ክብእልዉ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ 20 ዓመታት ብገርህነቱ ተታሊሉ ምስቲ ሓራ ከውጽኣካ ኢሉ ዝወጸ ናይ ተጋዳላይ ሽም ሒዙ ዝመጸ መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ቃል ኪዳን ኣሲሩ፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍቕርን ሓልዮትን ዘለዎ ናብራ ከሕልፍ ትጽቢቱ ኔሩ፡ ፤ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ለውሃቱን ሕያውነቱን ግዳይ ሕሰምን መከራን፡ ስደትን

READ MORE

እቲ ብአማሓዳሪ ከተማ ከረን፣ ተክኤ ትማሊ ቀዳም ዕለት 14.09.13 ካብ ሰዓት 10 ናይ ንግሆ ጀመሩ ዝተኻየደ ኣኺባ ቀንዲ ዕላምኡ ብዛዕባ ምኽፋል ግብርን ምቁጽጽር ኮንትሮባንዳ ዝብል ኢዩ ኒሩ። ድሕሪ አማሓዳሪ ከተማ ከረን ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከረን መደረ ምስ ገበረ ርእይቶ ካብ ህዝቢ ንምቕባል መድርኽ ንተሳተፍቲ እቲ አኺባ ክፉት ኮይኑ። ተሳተፍቲ

READ MORE