ሰሚናር ግ.ሃ.ድ.ኤ ከመይ ነይሩ ንዝብሉ? ብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤሪትራ ኣብ ኢንድያናፖሊስ ብ 25 ሰነ / 2011 ዝተኻይደ ሰሚናር፡ ፍናን ዝሓዘለን ፡ መጻኢ ዓወት ህዝቢ ኤሪትራ ከኣ ናይግድን ከምዝረጋገጽ ዝእንፍትን፡ ዘረጋግጽን ኣዚዩ ዘሐጕስ ሰሚናር ኢዩ ነይሩ።
ሰሚናር ግ.ሃ.ድ.ኤ ከመይ ነይሩ ንዝብሉ? ብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤሪትራ ኣብ ኢንድያናፖሊስ ብ 25 ሰነ / 2011 ዝተኻይደ ሰሚናር፡ ፍናን ዝሓዘለን ፡ መጻኢ ዓወት ህዝቢ ኤሪትራ ከኣ ናይግድን ከምዝረጋገጽ ዝእንፍትን፡ ዘረጋግጽን ኣዚዩ ዘሐጕስ ሰሚናር ኢዩ ነይሩ።
Here are the documents that will provide Dawit Isaak, a trial. Several organizations and media companies are doing today a new effort to help the imprisoned journalist.
ናይ ሎሚ መንቀሊ ዘረባይ ቁስሪ ስልኪ 122474 እያ። ትማሊ ቐዳም 2 ሓምለ መርበብ ኣሰና ኣብ ምምሕያሽ ሓዲረ ብርሃን ወጋሕታ ኣርኪቡኒ ቆሪሰ ኪድቅስ ኣንቀድኩ። ድቃስ ግን ኣይመጸለይን። ብኡ ኣቢለ በቲ ብዕጉግ ዓይነይ መደባት ቴለቭዥን ኣብ ምምእራር ኣተኹ። ኣብ መወዳእታ፡ ‘ቲቢ ኤረ ኸ እንታይ ኮን ትብል ትህሉ’ ኢለ ፍትን እንተበልኩ፡ ሓደ ኮለኔል ካብ ቀንዲ ሓለፍቲ ኮምሽን ስፖርት ብቐጥታ ቃለመጠየቕ ክገብር ተዓዘብኩ።
ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ቫለሪ ኣሞስ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብፍላይ ድማ ጅቡቲ፡ ሶማልያ፡ ኢትዮጵያ፡ ከንያ፡ ኡጋንዳ ዝርከባኤን ሃገራት ዘይልሙድ ከቢድ ደርቂ ኣንጻላልዩዎ ከምዘሎ ብምግንዛብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብኣግኡ ነቲ ዞባ ንምርዳኣ ግብራዊ ስጉምታት ክወስድ ጸዊዑ።
By: Amy Shank
(AP)Christian Aid has launched an emergency appeal as 10 million people face starvation in the east and Horn of Africa.
Foreign Minister Osman Saleh adamantly and hotly denied Eritrean support for radical Somali Islamists June 17 as we delivered the Presidents letter addressed to Isaias (ref). This is the same line weve heard from numerous other Eritrean officials both in public and private. From a starting position that our information is correct, this
Flat Denial means the Eritrean officials are ignorant or lying.
ዘተ እቲ ቀንዲ መሳርሒ ኩሎም ተዋሳእቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብሓንሳብ ሓቢሮም ነቲ ህልዊ ሕጽረታትን ዕድላትን ዝመያየጡሉ ከምኡ ድማ ነዚ ሕቶታትዚከመይ ገሮም ከምዝገጥምዎም ስትራተጂ ንምውጻእ ዝሕግዞም መገዲ ኢዩ። ዘተ ዕዉት መታን ክኸውን ኣብ ሓቀኛ መትከላት ዝተመስረተ ኮይኑ ነቲ ልዝብ መምርሕን ቅርጻን ይህብ።
ኣንታ ናይ’ዚ’ኦም’ባ ግርም
እንዳሓደረ ዘስደምም
መጋባኣያ ዓለም ዓሚጹና
ኢሎም ዘእውዩልና
By Simon Martelli (AFP)
KHARTOUM — The northern branch of the ex-rebel Sudan People’s Liberation Movement warned on Sunday that the South Kordofan conflict could spread across the country’s new southern border unless Khartoum agreed to a ceasefire.
A few days after Mikal Siele’s long journey from Eritrea ended in Arlington County this spring, she found herself in a nondescript office building, staring at a series of drawings, trying to think of the right English words.
Simba Sports club were held to a barren draw by hard fighting Red Sea of Eritrea in an exciting final group game clash at the National Stadium on Sunday.
The International Criminal Court has issued a warrant of arrest for Libya’s embattled leader, Colonel Muammar Ghadaffi for crimes against humanity.
By The Associated Press
LIBYA
NATO says it is ramping up its airstrikes on military targets in western Libya, where rebel forces have claimed a string of advances through territory still largely under Moammar Gadhafi’s control.
Fighting words of peace
Fear and anxiety, realism and optimism, love for Africa and passion in its defence — these were some of the sometimes conflicting emotions that surfaced in the course of the Al-Ahram Weekly interview with Eritrean President Isaias Afewerki.
My Impression:….Lessons to learn:
The conference was organised by Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) with the support of Centre for Initiative of Change who provided the venue. It was also in memory of the late General Mencorios Haile who was a leading figure in the work of Eritrean Communities in the UK. He was a senior adviser to EEPT.
Since the beginning of the recent eruption, a dense plume of water vapor, gas, and ash has concealed the summit of the Nabro volcano.
By Aaron Maasho
ADDIS ABABA, June 29 (Reuters) – Ethiopia believes two journalists it detained last week planned to sabotage the country’s power and phone lines and recruit others to work with arch-foe Eritrea to destabilise it, a police chief said on Wednesday.
Malabo, Equatorial Guinea 30 June 2011 –The African Union Commission Chairperson Dr Jean Ping today said the popular uprisings in North Africa should be seen as an opportunity for AU member states to renew their commitment to the AU agenda for democracy and governance and to implement socio economic reforms that are demanded by their people.
KHARTOUM/KASSALA, 1 July 2011 (IRIN) – The first official Eritrean refugees arrived in Sudan in 1968; today, an estimated 1,600 cross the border every month to seek refuge in Shagarab, a large camp in the east of Sudan.
COMMUNIQUE OF THE 39th EXTRA-ORDINARY SESSION OF THE IGAD COUNCIL OF MINISTERS ON THE SECURITY AND POLITICAL SITUATION IN SOMALIA, SUDAN AND ERITREA’S ACTIVITIES IN THE REGION
ብትኽክል ምግምጋም ካብ ጌጋን ባዕላውነትን ዘድሕን ጥበብ ኢዩ። ደምበ ኣለና ከም ህዝብና ብዝቐሰምናዮ ግብራዊ ተመኩሮ፣ ሓባራዊ ጉዕዞ ስንጭሮታትን ተረተር ሳሕልን፣ ንነፍስ-ወከፎም እዞም ሎሚ ኣብ ዘመነ-ኣካሒዳ ብመንፊት ኢሳይያስ እናተመመዩ ዝመጹ መራሕቲ ህግደፍ፤
ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ። ኣብ ዘበናዊ መዋእል ካብ 1989-1941 ብጥልያን ድሕሪ ምግዛኣ ብ 1952 ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ትቝረን ን12 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምሕድራ እንግሊዝ ጸኒሓ። ይኹንእምበር ንጉስ ኢትዮጵያ ሃይለስላሰ ድሕሪ 10 ዓመታትፈደረሽን ኣፍሪሱ ብሓይሊ ኣብ ትሕቲ ንጉሳዊ ግዝኣቱ ምስ ኢትዮጵያ ቆሪኑዋ።
Assenna Education Discussion. Part 1. London, UK from ASSENNA on Vimeo.
ስደት ግና ካብ ነባሪ መፍትሒ ምንዳይ፡ ናብ ካልእ መንገዲ ኣላጊሱ ንግዜኡ’ኳ እንተ ኣተዓሻሸወና፡ ንሓዋሩ መፍትሒ እንተ ዘይተገይርሉ ኣብ መንገዲ ብርሰት’ዩ ዝመርሓና ዘሎ።
ለ) ኣሕዋት ዝተባእሱሉ መኣዲ ኣየ’ህርፈናን’ዩ።
ኣብ እዋን ምብራዕ ኲናት (1998 – 2000)፣ ናይ ጂቡቲ መራሒ ዝነበሩ ክቡር ፕረሲደንት ሓሰን ጉለድ፣ ክዓርቁን ክሽምግሉን ናብ ኣዲስ ኣበባን – ኣስመራን ተመላሊሶም ከምዝነበሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን።
ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ሲምፖዝዮም ከምዘቃነዐ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ ኣባላት ናይቲ ኮምሽን ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ፡ ንእንግሊዛያውያን ዜጋታት ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምሓዙ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋህቦ መጠንቀቕታ ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ደው ኣቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ሕጋውነት ከምዘይብሉ ዝንገረሉ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምዝምዞ ክፍሊት ገንዘብ፡ ብመንገዲ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ እንደገና ከምዝጀመሮ ምንጭታት ሓቢሮም።
መበል 39 ኣኼባኡ፡ ኣብቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተጋብኣሉ ኤኳተርያል ጊኒ ዘካየደ ዞባዊ ውድብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኢጋድ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ጥሩፋት ባእታታት ብምድጋፍ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምህዋኽ ብንጥፈት ይዋሳእ ኣሎ ዝበሎ ስርዓት ህግደፍ ተወሳኺ ቁጠባዊ እገዳታት፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ስራሓት ዕደናን ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝገብሩዎ ገንዘባዊ ደገፍን ክብይን ጸዊዑ።
ጥረ ካንሰር ካብ ኣካላቱ ከምዝተወገደሉ ብሃንደበት ዝገለጸ ፐርዚደንት ቬንወዝዌላ ሁጎ ቻቬዝ፡ ኣብ ኩባ ዝግበረሉ ዘሎ ሕክምናዊ ክንክን ዋላ 6 ወርሒ እንተወሰደ ነታ ሃገር ብማዕዶ ክመርሓ ሕጊ ከምዘፍቅደሉ ምክትል ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ከምዝገለጸ ነው ዮርክ ታይምስ ሓቢሩ።
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሃለዋት ናይቶም ኣብቲ ወጥሪ ዘለዎ ንሰሜንን ደቡብን ሱዳን ዘዋስን ከባቢ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝነበሩ ‘ሞ ብሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ተገዲዶም ካብቲ ቦታ ዝለቐቑ 7 ሽሕ ሲቭል ሱዳናውያን ከምዘሻቀሎ ምግላጹ ኣሾሼይትድ ፕረስ ሓቢሩ።
መንግስቲ ኣመሪካ ሰብኣዊ ምስግጋር ( human trafficking ) ኣብ ምቁጽጻር ፍሽለት ኣርእየን ብምባል ናይ ዝፈጠሮ ጸሊም መዝገብ (ብላክ ሊስት) ዝርዝር ኣስማት ሃገራት ከምዘስፍሖ ተፈሊጡ።
ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊ ኩባናያታት ጸቕጢ ብምግባር ኣገልግሎት መንገዲ ኣየር ካብ ምምስራት ከም ዝዓንቀጸቶ ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣማሪሩ።
ናይ ሓባር መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጥን ብምኽንያት ውድድር ኩዕሶ ኣግሪ ሰሜን ኣሜሪካ