Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዘተን ተሳትፎ ሕዝብን – መሳለጥያታት ደሞክራስያዊ መስርሕ – ብፍስሃ ናይር

ዘተ እቲ ቀንዲ መሳርሒ ኩሎም ተዋሳእቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብሓንሳብ ሓቢሮም ነቲ ህልዊ ሕጽረታትን ዕድላትን ዝመያየጡሉ ከምኡ ድማ ነዚ ሕቶታትዚከመይ ገሮም ከምዝገጥምዎም ስትራተጂ ንምውጻእ ዝሕግዞም መገዲ ኢዩ። ዘተ ዕዉት መታን ክኸውን ኣብ ሓቀኛ መትከላት ዝተመስረተ ኮይኑ ነቲ ልዝብ መምርሕን ቅርጻን ይህብ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT