Christian Solidarity Worldwide (CSW) and Human Rights Concern-Eritrea welcome the intervention by Pope Benedict XVI on behalf of refugees from Eritrea, Ethiopia, Somalia and Sudan who are being held hostage in the Sinai Desert by people traffickers.
ንቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ብምኽንያት መበል 60 ዓመታት ኣዋጅ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ቆጺርና ኣሎና።
Vatican City – Pope Benedict XVI on Sunday urged an end to the plight of dozens of migrants, mainly from Eritrea, believed to be held hostage by human traffickers, along the Egypt-Israel border.
ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዝመርሖ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕለት 12/18/2010 ኣብ ከተማ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ክካየድ ስለዝኾነ
ቀስ በሉ ከይትሳበሩ! ይብላ’ሞ እንቅዓ ጣፍ ኩኑ! ድማ ይውስኻሉ። እወ እተን ክቡራት ወለዲ፣ ንእግረ-መንገደን ደሃይ ዝጓየዩን ጫው-ጫው ዝብሉን ደቀን እንኪገብራ። ኣነ ድማ እንቋዕ ጥራይ ተቛይቕና ከይተበኣስና፣ ደሓን ውዓል/ሊ ደሓን ሕደር/ሪ፣ ብደሓን የራኽበና፣ ተበሃሂልና ናብ ንፈላለየሉ ምዕራፍ ገጽና ኣምራሕና’ምበሪ፣ እቲ መስርሕ ናይ ምውሳእ ጌና ይብገስ እንደኣሉ ዘሎ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ።
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ፤ ኣለና! ክሳብ እታ ኣብ መቓብር ኢሳይያስ እትቦቅል ተኽሊ ሰላምን ዲሞክራሲን እንርኢ…ክሳብ ምስ ገበነኛታትን ድርብ ገጻት ህግደፍን ኣብ ቅሉዕ መጋባእያ ቤት ፍርዲ እንራኸብን ድማ ክንህሉ ኢና። እቲ ምንታይ ሎሚ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድርኩኺት ዓወት፤ ኢሳይያስን ቃፍላይ ህግደፍን ከኣ ናብ ኣፈፌት መቓብር ስለዘለዉ። ሎሚ መርድእ ኢሳይያስ ንክንሰምዕ ለይቲን መዓልቲን ኣእዛንና ኮኲዕና ጽን ንክንብል ደወልን ሃገራዊ ነጋሪትን ይሃርም ኣሎ። ሎሚ ኢሳይያስ ኣይኮነን ምውዳቕ ኣብዩ ዘሎ፤ እንታይ ደኣ ንሕና ኢና ብሰንኪ እቶም ህግደፍ ዘዋፈሮም ሳተላይታት ከም ኣሳትያ ኣኽላባት ኮይኑ ድምጽና።
ዝሓለፈ ቀዳም ሕዳር 20 ጥቅምቲ 2010 ኣባላት ኮሚሽን ንሃገራዊ ዋዕላ ንህዝቢ ቦስቶንን ከባብን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም።
ኣብ ዕለት 15 ሕዳር 2010 ዘውጻእናዮ ጋዜጣዊ መግለጺ እቶም ኣብ ውሽጢ ኮይና ተቓውሞና ከነስምዕ ዝጸናሕና ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ማእከላይ ባይቶን ሰ.ደ.ህ.ኤ ብትኹል ይኹን ብጋድም ከምዝተሰንጠቐ ገሊጽና ነይርና።