ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ካሊፎርንያ ሳንፍራንሲስኮ ስለ ድምጹ ዝተዓብሰ ህዝብና March 17, 2011 1:37 amMessageassenna00 SHARE መጸዋዕታ ንኤርትራዊያን ዜጋታት ብዘይ ጾታን ዕድመን ፍልልይ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ንዕለት 18/4/2011 ዝጽዋዕ ዘሎ ነቲ ድምጹ ከይ ስማዕ ተዓቢሱ ዘሎ ጭኩን ህዝብና ድምጹ ከነስምዓሉ Continue reading POST TAGS: ህዝብናሰላማዊሰልፊሳንፍራንሲስኮስለኣብካሊፎርንያዝተዓብሰድምጹጻውዒት
ሚልኪያስ – ምሕረተኣብ: ስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ የመስግነካ!! – ብስም “ኣለና” ዝጸሓፍ ዘሎ ግምትካ ክምልሽ – ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ December 26, 2010 7:58 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። Continue reading POST TAGS: “ኣለና”ሃይለሓቀኛሚልኪያስምሕረተኣብምስክርነትካስለብሪጋደርብስምተኸስተክምልሽዘሎዝጸሓፍየመስግነካጀነራልግምትካ
እቲ ንኽነቅፍ መሰል ዘለዎ። ንኽሕግዝ ከኣ ልቢ ኣለዎ፣ ስለ ዝኾነ ከይወዓሉ ይወዓዓሉ። ከይተኣማመኑ ኸኣ ይመሓሓሉ – 3ይ ክፋል September 6, 2010 2:30 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ምዕራፍ ኣርባዕተ ከም’ቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዝገለጽክዎ ናብ’ቲ ስኑድ መዛግብቲ ባዕሉ ንኽዛረብ ኣቐዲመ ገለ ክብል ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽካየድ ዘአንገደቶ ዋዕላ ቅድሚ ምወላ ምክያዳ ካብ 1991 ዝሓለፈቶ ናይ በይና ናይ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ምቁጽጻር ሹኩ-ሹኳ መድርኽ ነይሩ ኢዩ Continue reading POST TAGS: 3ይልቢመሰልስለንኽሕግዝንኽነቅፍኣለዎ፣እቲከኣከይተኣማመኑከይወዓሉክፋልኸኣዘለዎ።ዝኾነይመሓሓሉይወዓዓሉ።
ዓመታዊ ብዓል ማርያም ደዓሪት 22 ግንቦት ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊስ May 16, 2010 3:22 pmMessageassenna00 SHARE ዓመታዊ ብዓል ማርያም ደዓሪት ቀዳም ዕለት 22 ግንቦት 2010ዓም ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊስ ክንገድ ስለ ዝኾነ ንኹልኽን/ም ብኽብሪ ንዕድም። Continue reading POST TAGS: 2010ዓምማርያምስለስዊስቀዳምብኽብሪብዓልንኹልኽን/ምንዕድም።ኣብከተማክንገድትዓመታዊዕለትዝኾነደዓሪትጀኔቭግንቦት