ሶማሊላንድ፡ ኣብ ኤርትራ ተዓሊሞም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኣስታት 300 ተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሳጒጌ ትብል። September 15, 2010 10:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣዛዚ ሰራዊት ሶማሊላንድ ጀነራል ኤልሚ ሮቢለህ ፉሩር፡ ንጋዜጠኛትት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምዕላሞም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ብምዕራፍ ናብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ንዝፈተኑ ኣስታት 300 ኣባላት ተቓወሚ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ኣብ ከበባ ብምእታው ከምዝሃደኑዎም ገሊጹ፡ Continue reading POST TAGS: 300መንግስቲሶማሊላንድ፡ተቓወምቲተዓሊሞምትብል።ናብኢትዮጵያኣሳጒጌኣስታትኣብኤርትራክሰግሩዝፈተኑ
ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ሽወደን ኣብ ቤተክርስትያን ከካይዱዎ ዝፈተኑ ፖለቲካዊ ስብከት ብተቓውሞ ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ። January 19, 2010 6:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ኣብ ሓደ ቤተክርስትያን መቕደስ እናተኸታተሉ ኸለዉ፡ ናብቲ ቤተ-መቕደስ ብምእታው ንህዝቢ ፖለቲካዊ ስብከት ህግደፍ ከመሓላልፉ ዝፈተኑ ልኡኻት ህግደፍ፡ እቶም ቀሺ “ኣይትሃውኹና ግደፉና በጃኹም፡ እዚ ቤት ኣምላኽ፡ ቤት ጸሎት እዩ” ኢሎም ብምቅዋም ደው ከምዘበሉዎም ምንጭታት ካብ ስቶክሆልም ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልኡኻትስብከትሽወደንቤተክርስትያንብተቓውሞተፈሊጡ።ኣብከምዝፈሸለከካይዱዎዝፈተኑፖለቲካዊ
ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ። August 21, 2009 1:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ማእከላይሞይቶምስግኣትባሕሪተረጋጊጹ።ኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑከቢድካብካብኣቶምክሰግሩዝብልዝፈተኑየንጸላሉ።ግን
ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ክሳገሩ ዝፈተኑ ኣማኢት ስደተኛታት ጃላቡኦም ድሕሪ ምጥሓለን ሃለዋቶም ኣብ ኣጣራጣሪ ኩነታት ወዲቑ March 31, 2009 1:21 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኢውሮጳ ክሳገሩ ዝፈተኑ፡ ዓረባውን ኣፍሪቃውን መበቆል ዘለዎም ልዕሊ 200 ስደተኛታት ጃላቡኦም ድሕሪ ምጥሓለን ሃለዋቶም ኣብ ኣጣራጣሪ ኩነታት ወዲቑ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። Continue reading POST TAGS: ሃለዋቶምሊብያምጥሓለንስደተኛታትባሕሪብማእከላይተበጊሶምናብኣማኢትኣብኣጣራጣሪኤውሮጳኩነታትካብክሳገሩወዲቑዝፈተኑድሕሪጃላቡኦምገማግም