ልኡኻት ህግደፍ ኣብ ሽወደን ኣብ ቤተክርስትያን ከካይዱዎ ዝፈተኑ ፖለቲካዊ ስብከት ብተቓውሞ ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ።
ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ኣብ ሓደ ቤተክርስትያን መቕደስ እናተኸታተሉ ኸለዉ፡ ናብቲ ቤተ-መቕደስ ብምእታው ንህዝቢ ፖለቲካዊ ስብከት ህግደፍ ከመሓላልፉ ዝፈተኑ ልኡኻት ህግደፍ፡ እቶም ቀሺ “ኣይትሃውኹና ግደፉና በጃኹም፡ እዚ ቤት ኣምላኽ፡ ቤት ጸሎት እዩ” ኢሎም ብምቅዋም ደው ከምዘበሉዎም ምንጭታት ካብ ስቶክሆልም ሓቢሮም።