ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ገሊጾም April 2, 2011 3:01 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ስለናጽነት ዝተወፈዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ከምኡ ‘ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገራዊ ግቡኦም ዝፈጸሙ መንእሰያት ዝርከቡዎም ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓርነታዊመንእሰያትሚላኖስለናጽነትስደተኛታትቃልሲቓልሱናጽነትኣብኤርትራኤርትራውያንከምዘይረኸበዝርከቡዎምዝቕመጡዝተወፈዩገሊጾም።ግቡኦምግዜጻማ
ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 10 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ሲናይ ተቐቲሎም። ድሕነት ናይቶም ዝተረፉ ካልኦት ዓሰርተታት ጅሆታት ከኣ ኣብ ሓደጋ ይርከብ። June 13, 2010 12:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ምስሪ፡ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ኣብ እትርከብ ከተማ፡ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 70 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ትሕቲ-መሬት ብሰንሰለት ተኣሲሮም ከም ጅሆ ተታሒዞም ድሕሪ ምቕናይ፡ “5 ሽሕ ዶላር ኣረክቡ ወይ ድማ ህይወትኩም ክትስእኑ ኢኹም” ተባሂሎም፡ ብኤለትሪክ ክፍልታት ኣካላቶም እናነደደ ይሳቐይዩ ከምዘለዉ፡ ዛጊት 10 ካብኣቶም ብኣሰቃቒ መንገዲ ከምዝተቐትሉ፡ እቶም ዝተረፉ ኸኣ ህይወቶም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደጋሰብሲናይስደተኛታትብነጋዶተቐቲሎም።ናይቶምኣብኤርትራውያንከኣካልኦትዓሰርተታትዝርከቡዎምዝተረፉይርከብ።ድሕነትጅሆታት
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ኣብ ሰልፊ ጸረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተሰሊፎም ውዒሎም። February 24, 2010 1:56 amኪዳን ምስ መን?assenna00 SHARE ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሓርነትሕቡራትመንግስቲሰልፈኛታትሰልፊባይቶተሰሊፎምንመሰጋገሪኡጋዴንንኣብኤርትራውያን፡እገዳውዒሎም።ውድብዝርከቡዎምዝኾኑግንባርጸረጸጥታ
ስርዓት ህግደፍ ኣባላት ራድዮ ባና ዝርከቡዎም ልዕሊ 30 ሰራሕተኛታት መንግስቲ በልማማ ኣሲሩ። February 22, 2009 12:23 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ብጭንቀት ተዋሒጡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣባላት ራድዮ ባና ማለት ፈነወ ትምህርቲ ንዓበይቲ ዝርከቡዎም ልዕሊ 30 ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልዕሊመንግስቲራድዮሰራሕተኛታትስርዓትበልማማባናኣሲሩ።ኣባላትዝርከቡዎም
ዝበዝሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም 250 ስደተኛታት ኣብ ላምፐድሳ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ታይምስ ዝተባህለ ናይ ማልታ ጋዜጣ ሓቢሩ። August 12, 2007 8:56 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ማልታ ብምጕሳይ ሓደገኛ ጉዕዞ ዝፈጸሙ ዝበዝሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከቡዎም 250 ስደተኛታት ኣብ ላምፐድሳ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ታይምስ ዝተባህለ ናይ ማልታ ጋዜጣ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: 250ላምፐድሳሓቢሩ።ማልታስደተኛታትታይምስናይኢትዮጵያውያንንኢጣልያኣብኤርትራውያንንከምዝኣተዉዝርከቡዎምዝበዝሑዝተባህለጋዜጣ